Comedy ሰብ ኢሎሞ - ጨጨጋሩ ንውሽጢ Seb Elomo - By Memhr Teame Arefayne Comedy 2023
HTML-код
- Опубликовано: 8 янв 2025
- @RUclips Viewers @Eritrean film @Mahderna Entertainment @Eri One Touch Entertainment @Paradise Media Eri @Sesen Entertainment @HDMONA NEBARIT @Star Entertainment @Eri-TV, Eritrea (Official) @MARA ENTERTAINMENT @ALEDA MEDIA
Comedy ሰብ ኢሎሞ - ጨጨጋሩ ንውሽጢ Seb Elomo - By Memhr Teame Arefayne Comedy 2023
© Copyright: Mara Entertainment. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#MaraE. #EritreanFilm #EtitreanComedy2023 #EritreanMusic #EritreanMusic2023 #tigrinamusic #tigrinaComedy #ትግርኛኮሜዲ #EritreanFilm #EtitreanComedy #EritreanFilm #EritreanMovie
© copyright : MARA ENTERTAINMENT 2023
አዋይይይይ ናይ ቅድሚ 10 ዓመት ኣብ ኤርትራ ከለኩ ኣዘኪራትኒ እዛ ፊልም። ኣብ እንዳ ቤተሰብ ጌሸ ከይደስ እታ ዝሓደርኩላ ለይቲ ካብ ደገ ዝተሰደዶም ገንዘብ ተሰሪቅዎም ሓዲሩ። ኣነ ካኣ ንጽባሒቱ ኮሌጅ ይመሃር ስለዝነበርኩ ከይፈለጥኩ ኣንጊሀ ብድቁሶም ከይደ። በጋጣሚ ኣደይ ኣብ ሳዋ ነጥቢ ተምጺእኪ ወርቂ ክስልመኪ ኢየ ኢላትኒ ስለዝነበረት፡ ገዛ ምስ ከድኩ ካብ ናይ ኢዳ ኣፍሲሳ ናይ እዝኒ ጌራትለይ። ድሕሪ ገለ ኣዋርሕ ከም ኣመለይ ናብቲ እንዳ ቤተሰብ ይከደልኩም፡ ኩሎም ብጥርጣረ ተሓሚሶም ቀንዮም መሊሰ ወርቂ ጌረ ከይደዮም በቃ ንሳ ኢያ ሰሪቃቶ ኢሎም ወዲኦሞ። ብቀረባ ኩነታት ትዕዘብ ዝነበረት መሓዛ ኣደይ ጎረቤቶም ኔራ፡ ከምዝገበረትለይ ስለትፈልጥ፡ ሓራ ከትውጽኣኒ ብምባል፡ እዋይ እዛ ኣዴክስ ሓቦኛ ኢያ በሊ ተማሂርኪ ትፈድዪያ ይግነርኪ ዛጋለይ ኢላትኒ። ካበይ ከም ዝመጸ ምስ ፈለጡ ቅሩብ ተረጋጊኦም እቶም ስድራ። ሰራቅን ሓሳውን ንግዚኡ ክሰልጦን ከሽክዕን ይክእል ኢዩ። ኣምላክ ጥዑም ወዲ ዘዕበይዎ ጋሎም ዕሉል ሰራቂ ኮይኑ ጸኒሑ ይብለኩም።
So relatable story. What did you study in college.
እዝስ ስድነት ምምሓር በር.. ሓንቲ ጽቡቅ የብሉን.. ቅድም ዓቢ ሓዋ ዘምኽባር ተርዩ ኣለኩም.. ትዳፈሮ. ካልእ.. ትገብሮ ዘላ አብ ኤርትራ ከምኡ ኣሎ ድዮ.. ቅድም ወርቂ ሰርቃ.. ድሓር.. ዓቢ ሓዋ አፉ አፉ ትመልስ.. ጸንሐ ኣዝዩ ኩፉእ ጠቀነ.. ምስ ሰይቲ ሓዉ ይዘውር.. ጸኒሐ.. ወርቂ ዝሰረቀቶ ንሓዋ ኣልግባትሉ.. እዘን ኸምዚ ኣዋልድ.. ኣለዋ.. እሞ ተማሃሩ እንትርኮይኑ.. እዚ እሞ... ኻብ ምዕራብ ይኸፍእ.. ኸምዚ ዓይነይ ኣዋልድ ኤርትራ ከተዕቢ.. እቲ movie ትርይወን ኣዋልድ እኮ.. ፋሉል ዝኸዳ.. ሰብኣይ ስድራ ኣሕዋት ዓበይቲ ዘየኽብራ እየን.. ኤርትራ ግን ብሕልፊ አብ ዓዲ ዝረኣክዎ.. አብ ኤርትራ ድየ ካልእ ዘብል ኢየ ርየ
ሓንቲስ አብ ገዛ ስድርኦም ዝነብር. ዓቢ ሓዋ ኣቡኣ ዝኣክል.. ንግሆ ሰዓት 6.. ወዲ አብ ሳሎን ጸንሕዎ.. ሉጭኤ ከእር ምጽኡ እላቶ. ንሱ ግን ነቲ ወዲ ስጉጉ ካልኣይ ከይትመጽእ ኢልዎ.. ካልኣይ ከምኡ ገይራ.. ብዝዕባ እቲ ወዲ ሓቲቱ.. ብዙሓት ኣዋልድ ዘበላሹ ሙኻን ፈሊጡ ስለዝነበረ ክሃርሞ ፈቶኑ አብ ምንጎ ትአቱ ይጸፍአ... ኡይ ትብል.. ፖሊስ ይወስድዎ.. ድላየይ ይገብር ትብል.. ፖሊስ አብ ክንዲ ዝግስጽዋ.. ንዓቢ ሓዋ ሰለምንታይ ትሓርማ.. ምህራም አብ ኤርትራ ኣይፍቀድን ኢሎም ኣስረሞ.. ፍርድ ቤት ክትከሶ ምኽሮም ሰድዶማ.. እቲ ፍርድ ቤት ዝገደደ... ሓንቲ ዘይኮነት ሕክምና ትኺድ.. ክትሰር ኢኻ 6 ወርሒ.. ክትሓራማ ኣይግብኣን... እንዳበሉ.ኣትቦሞ...
አብ ኣሜርካ ውን ክሳብ ክንድዚ ኣይበስሑን.. ዘመድ ስለዝኾኑ.. ብክንደይ ሓይሊ.. ክሲ ደው ከተብል.. ኢቅረ ክትብል ገይርናያ.. ኩሎም ኣሕዋታ ስይብሕግዘቅን ኢሎም..ሕጂ ምስ 3 ደቃ አብ ሕማቅ ወድቃ.. Single mom ኢያ.. ገዛ ፍልዮሞም..
አብ ኤርትራ.. ብዙሕ ሰሜን ርየን... መሰል ደቂ ኣንስትዮ ሕሉፍ ኮይኑ.. ሓምደኤ አብ ኤርትራ faminsm አብ ምዕራብ... ፋሉል ደቂ ኣንስትዮ ፈጢሩ
ኻብ ኣምላኽን ባህሉን ዝጠፍኤ.. ሕዝቢ ኢያ ኤርትራ ተማዕብል ዘላ.. ብሕልፊ መንእሰያት
አብ ስደት እኮ ተጋሩን አትዮጵያውያን ይሕሹ.. ብሕልፊ ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራ አብ ስደት ሰብ ሰክሑለን እዩ
እዚ ኻብ ዓዲ ሕዘኖ ዝመጻ እዩ.. ሰቡተን ኣየክብራ.. ደፋራት ስድታት ብዙሓት እየን
ከም ሕዝቢ ሕሰብሉ
Movie ኩም.. ባህሊ ዝምህር. ኣምላኽ ዝኽብር ዓይነት ለውጡ.. ኣክፍኩም
ኻብ ምዕራብ ክንመክረኩም.. ኣክፍኩም!!"
ድሕሪ ሕጂ movie ኩም commedy ኩም ደርፍ ኩም.. ኣይርን.. ጸይቂ ዝምህር እዩ "!!
ደቂ ኤረይ ቡሩኽ ሱጡምን ጡሙር ቅንያት ናጽነት 🌴🌴🌴🌴🌴🐪🐪🐪🐪🐪🐪❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏💪💪💪💪❤
😂ደቦጭ ኣነስ ደስ ክብል ምስሊ ባቢየ 😢ዕድመ ይሃብካ ደቦጨይ ኣስሊ
ብሓቂ ደስ ዘብል ቅጽልዎ ሰብ ኢሎሙ ካብተን ዝፈትወን ቻነላት ሓንትይ ኢያ. ኣጆኹም. ኩሉሰብ እዩ ዝካታተላ. ኣምላኽ ምስኩሉናን ንሃገርና ኤረትራ ይሓልወልና
ክፍቶም ዞም ስድራ❤😂😂😂😂
Yesus wedi amelak goyta eyu Amennnn 🙏❤️
ኢየሱስ ኢየሱስ ኢዩ ወዲ አምላክ እንታይ ማለት ኢዩ?
ሄሉሉሉሉሉሉሉሉ ኣበይ ኣላ ናፊቀያያያያያያያያያያያያያ
Teaching well
N Winta ameriewwa wey srah sdeduwa enber geza mhmasa eya
I love you all guys
ከምዚአ ኮሜዲ ምስ ቁም ነገር ዘርክብ ክሳብ ሕጂ አይረአኩን። ብጣዕሚ ዘደንቑ ስነጥባውያን።
🇪🇷❤️🇪🇷❤️
Amxwa Fanus geza kemu wn Abel.xbuk srah deki Ereyyy Goog Job!!!
ፋኖስ ገዛ ኣበይ ኣላ
ብደዉካ ዝጽወ ኣይኮኑን ኣቤት ❤
ኣቤት ልቦና ሎሚ ሕብረተሰብ ጽቡቕ መልእኽቲ ጽልኢ ኣብ ልዕሊ መንነቱ ግን ግደፉ ደኣ እምበር ❤
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Merhaba deki erey 🇪🇷🌴🇪🇷🌾🇪🇷🌹🌾💕🌿💕
It is really amazing comedy so traditional. It is really common in our tradition this things to happen. This shows how much we love each other to help the pòor who needs us a lesson to learn in this comedy"you can't trust everyone ; even you love them. Thank you always to the writer and the people who works in this production. Please let me know if I can be helpful to you. Blessings always from Canada 🇯🇵
ክክክክክ ኣላ ደቦጭ ሽኮር እንዳ ቀምቃማይ ሲ እንዳ ቁጠባ ክትቅይሮ ክክክክክ
Alla wienta 😂😂😂
This movie has to continue. In part two both of them need to get married and have happy ending.
Fans geza atfiekuma bselam diya
welcome back እንዳ ማራ ንፉዓት❤
ሄሉ ግን ናፊቀያ😢
መምህረይ ጽብቅትን ማሃሪትን ስራሕ ዕድመን ጥዕናን መምህረይ
❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂Atum shkorat sesunulna eske edmen tienan yhabkum.
Very interesting and awesome.
Dake ery shukarntate❤❤❤❤❤
Funus geza n abielen ke dea nabey abelu
እንካዓ ብስላም መጻእኩም ዓዲ ደወጭ ስድራ ልእሉ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ከመይከ ቀንኩም ባዓል ኣውዳኣመት ማርያም ገንበት
ኣዝያ ማሃሪት ዝኮነት ድራማእያ
ሄለን ፋኖስ ገዛ ኣበይ ኣላ በጃኩም ምለስዋ ፕሊስ
🐪🐪🐪🐪❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤✊✊✊
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ኣንዳ ቦይ ደቦጭ ሽኳራት ❤️❤️❤️
ንስኪውን ሽኮር ኢኪ ትመስሊ ጋል ትግራይ ነብሲ
ዉንታ ክክክ ክእሰር አለወ 😂
ሄለን ናፍቀያ❤
Helen abey atfieukuma
ወይ ማመትን ሮቤልን ዝረኸብዎ 😂 ብዘይ ወዓልዎ ጉዳይ😊
ጨጨጓሩ √
ጨጨጋሩ ×
Absikumo advertisment, kurub kenesuwo ember Mara kef zelewa show 👍👍🇪🇷❤️
😅😅😅😅😅😅😅😅
nimtay eritivi zeytkerb gin ezia🎉
ንዊንታ እዚ ኹሉ ብጽቡቕ እንዳ ተዋሰአት ሎሚ ናዓኣ ዘይትኾን ኣትሕዝኩማ ኣነ ማራ ዘድንቓ ነዛ ኣዲኦም ኮይና ትዋሳእ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤ ደሐ ዘፍቅረ ዒውር እዩ እሞ ይቅረ በሉላ
ነዕኦም እንደሞ የዕዊራቶም 😂
👍 👌
😂😂😂 መብራተይ ዳኣ እንታይ ዩ ተረኺቡ
Always on point ❤❤❤.
Wellcome Deqi Ery ❤🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌹👍
Yes where is the head of the house fanus
9:59 ንድራር ሕጂ ኢና ቀቢርናዮ እምበር ኣብ 70ታት'ዩ መይቱ 😂😅 መንስተ ባሪስታት የዋርሶ 😢
gerbetn des behat
Merhaba deki erey 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🌹🌹🌹
well come sedrbet kexlwo ne Winta zenta serh hibkuma Winta'🌷❤brava
Welcome wedi Ere❤❤❤❤❤
fanus geza 'ke...
❤️🙏👍❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Winta shekore xieda leba America kay tekadea
✍️ነዛ ጽሕፍቲ ተንብብ ዘለካ ሓወይ/ሓፍተይ ገጽ ትፍትውዋ ወላዲትኩም የርእኩም ስደትኩም የሕጽረልኩም ብር ክትብሉ ተሓጎሱ ንዓና ክኣ 𝐒𝐮𝐛𝐬𝐜𝐫𝐢𝐛𝐞 ጌርኹም ሞራል ሃቡና❤🙏.
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እንዳ ሰብ ኢሎሞ ሎሚ ማዓልቲ ኢኹም ማሃሪት ድራማ ሰርሕኩም ኣብ ኩሉ ቤት ጸገም ዝፈጥራ ሓደስቲ ኣፍቀርቲ ደቀ ኣንስትዮ ገዘአን ዘንኩላ ደለዋ ውሑዳት ኣይኮናን።
ዶቦጨይ💜😅
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Merhaba deki Eri shikornatat 💯🇪🇷🌼🤍❤️😂👏♥️🌾🌾🇪🇷
ዊንታ asli
Fanus geza nafiqnaya
አየ እንዳደቦጭ ንምውሳን ህዉካት... ብዘይ ፋኑስ ገዛ ኣይከውንን እዩ.... እዚኣ ሰብ ኢሎሞ አብ ሕብረተሰብና ዘጋጥም ኩሉ ዝሓዘት ስለዝኾነት ናይ ብሓቒ መሃሪት ብልጽቲ እያ.
Abelin fanus gezan ke abeyance dea atfikmom
😂😂😂
Bhaki Aybi tmhrti zelo eyu mharit eya
Where is the head of the House.Fanus
Sgre dob eyu zkewn .... kkkk anewn nafikeya mara eske mara entertainment
@@joyo2806 college student ትከውን ዘይትብል ወደይ
@@alenalkieritrea3862 nska ilka dehan. Kalie ewn kalie ybel.
@@joyo2806 ጥር ኢልካ ስግረ ዶብ ግደፍ እባ ሽሙ ከማን አይተልዕሎ
@@alenalkieritrea3862 😂😂
Well come ❤❤❤❤❤
Please helu amxiwa
😂😂😂😂❤
❤❤❤❤❤❤❤
ፋኑስ ገዛ ደኣ ሕጂ እንዲያ ተድሊ ኔራ ኣንጠልጢላ እንዳፖሊሳ ክትድርብያ ነዛ ኣንጭዋ ዒመር።
Ebay ymhrti... kulu seb kreyo slewo ..kndey hadar tebetina bsenki hasot
እታ ዝፈትዎ ተኸታታሊት comedy ኤርትራ ሰብ ኢለሞ ኢያ ግን ከም ሪእይቶ ኣብ ERITV እንተትኸውን ዝበለጸ ነይሩ ብዝኾነ ደሃይኩም ኣይተሓባእ ጠጡዑሙ ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
ዊንታ ሓዝራጥ ሰራቂት 😂😂
😅😅😅😅
እንዳ ዶቦጭ እንቃዕ ደሓን መጻኩም
B mamet wilkims mamet they blue? I gdn 😢
ዘሐጕስ ብስራት ኢልካስ'' መጽሓፍ ኣብ ሊብያ ኢየ ጠኒሰ''😒🫤: ቶፖ ሓወይ ካልእ ኢልካ ተተላልያ ነዛ መጽሓፍ ዶ ኣይምሓሸን😒
Nielti hmam kurmt
Hamat ewn smi nseyt wedi
Tsbkti drama temhara atn Rgumat
Weden keyhamyas seyti weden eu negeru.
እንዳ ዶቦጭ ሸኻኩር ወትሩ ብሉጽ ስራሕ ደቂ ኤረይ❤
ya ❤❤❤❤❤
Evil sister😢
عمل رائع جدا دراما مضحك وفي نفس الوقت مدرسة واصلووووو التوعيه ❤
Wintu haptena ur boy friend doesn’t like to go Vegas kemay gyerki da imo da I gave u my heart tebli that’s a fake lol
How about Vegas Hawey Natay u should ask that question instead of talking about money
Kenbiniii Wey fekrii elomo
👍👍👍👍👍👍👍👍🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🤣🤣🤣🤣🤣🤣
Helu tefia
Nzi Domoch,zelieyo Meyte,kem Sebyti kbeki kelo.kem sebay kzareb kelo iyu zesebkelu😅 kolo,eyezebkelun iyu ,nay sebay kzareb kelo iyu zesebkelo
Eway dweredom robeln mamatn baela ms katibo leyba teararikas neza geza gerewrew ablatas nnutshat twnjl ay thafrn diya ane ndefkro kgebreley ember kgebrelu ay deln eye mere werki na adey khbo fkri ay konen eshnetn tslalen eyu fkri ay konen dhar ka nusu eyu ngal dlyeta kemalala delewo nusu eyu dlyeta kgebrela delewo gal ansteyti kbrti eya gal nwedi tebaetay ay tgebrn eya ezen hade klte ayashu nnebsen dhsra akndi nsom dgeburulen tegelbto nsen ygebralom mtsi entebeluwen ka air ticket koritsen nab delewwo hager ykeda ane btaemi eyu dgermeni atn yhwat bejakn kbera gal ansteyti kbrti eya nusom eyom kmetsuknn kgebrulknn dgbae nwedi ay tekabatra mhserikn eyu mekberikn ay konen nwedi ka kbturot ane kemzi krey keleku eyu dgermeni mknyat gal btefetra kbrti eya baelkn ay thsera
Worst scene by far not impressed today sorry but that’s extreme
*እዚ ጆን ፌራ ዝበሃል መቀረት ይኸልኦ ኣሎ ነዚ ሓጸርቲ ፊልምታት ምኽንያቱ ኣመና እንዳጋነኖ ኮይኑ ነቲ ዝላበሶ ባህሪ*
Welcome back deki eriyyyyyyyyyyyyyyyyy🇪🇷🇪🇷🌺🌺🌺❤️❤️🙏🙏🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
✍️ነዛ ጽሕፍቲ ተንብብ ዘለካ ሓወይ/ሓፍተይ ገጽ ትፍትውዋ ወላዲትኩም የርእኩም ስደትኩም የሕጽረልኩም ብር ክትብሉ ተሓጎሱ ንዓና ክኣ 𝐒𝐮𝐛𝐬𝐜𝐫𝐢𝐛𝐞 ጌርኹም ሞራል ሃቡና❤🙏.
😂😂😂😂
❤❤❤
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤