I am all for modern agriculture in order to ensure food security but hopefully we don’t adopt American or Chinese modern agriculture where terrible antibiotics are pumped into animals to make them bigger, or “healthier “ and put the public’s health in danger. We need to partner with countries like Portugal who are very conscious about keeping their food and livestock free of antibiotics. I definitely believe in introducing some antibiotics to ensure prevention and spread of fowl diseases.
I am proud of you ደቂ ኤረይ
ደቂ ኤረይ ፍቅሪ ሰላምኩም ይብዛህ አዚዩ ባሕ ዘብል እቤትዩ ፈጣሪ ነዛ ምጭዉቲ ሐገርናን ጻዕራም ህዝብና ይሐልወልና ❤❤❤❤❤❤🇪🇷
ናይ ሕልመይ ስራሕ 😊
My beloved Eritrea 🇪🇷 ✨️🇪🇷👍👌
Enka natna konkum, eritrawi bxaru tederiru zhadir hayal nay menfes srah zelewo hzbi yu,eritrawinet kubur meninet 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
እዘን ወይዘሮ ኣልማዝ ይኹና ካልዖት ኣባላት ከም ቢሻ ዋጋን ክብርን ዘለወን ሃብቲ ሃገር እየን እሞ። ግቡእ ክንክንን ክብረትን ንሓበን ። ወርቂ ቢሻ ተወዳኣይ እዩ ክንብል ተኾይንና እዚ ፍልጠት ናይዞም ሰባት ግና ተወራራሲ እዩሞ ሓደራ ንከናከኖ።
ጽቡቅ ስራሕ
ብሓቂ ርትዓዊ ዋጋ
በርቱዑ ኣጆኩም
ንመርሽ❤❤
ህዝቢና ክንገብሮ ዘለና ኣብ ንውልቀ ሰባት ጎፍ ኣድሚ ከፊትካ ሓገዝ ምሕጋዝ ንከምዚ ዓቢ ትካል እሞ ድማ ንኩሉ ሕብረተሰብና ከካፍል ዝክእል ኣወታዊ ምርባህ እንስ ሳ ።
ኩልና ክንገብሮ ዝግባእ ኢዩ። እዚ ሓወይ ይረብሕ ሓብትካ ትረብሕ ኩሉ ሕብረተሰብ ሃገርና ማለት ኢዩ። ብሓቂ ጽቡቅ ነሩ ነዚ ንክዓቢ ገንዘብ ኣዋጺና ተንህቦም። ብሞራል ብሉጻት ኮኑም ምወጹ
Waw waw nfuat deki erey tsaeda anabs
🇪🇷❤️💪💯
great
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️👍👍👍👍
ብኸመይ ክንረክበኩም ንክእል
I am all for modern agriculture in order to ensure food security but hopefully we don’t adopt American or Chinese modern agriculture where terrible antibiotics are pumped into animals to make them bigger, or “healthier “ and put the public’s health in danger. We need to partner with countries like Portugal who are very conscious about keeping their food and livestock free of antibiotics. I definitely believe in introducing some antibiotics to ensure prevention and spread of fowl diseases.
This is my dream in my homeland chicken farming. Invest 150 000$
😍🇪🇷😍🇪🇷😍🇪🇷😍🇪🇷
ንዑባ ግደፍ እግዛብሄር ፍርሑ ERI TV ሃይወይ ይስራሕ ኣሎ ኣየር ፖርት ይስራሕ ኣሎ ወደባት ይህነጽ ኣሎ ዝብል ዘሎ ወረ ባ ኣስምዑና ቁም ነገር ተረኺቡስ መደብ ደርሆን ጫቚትን ክትዛረቡ ሓፊረ ሎምስ ተስፋ ውን ቆሪጸ
ካብዚኦም ኸምኡ ተስፋ የለን
መጀመርያ ፍልጠት ኢኮኖሚ ይሓሉኻ ። ኢኮኖሚ ማለት ነቲ 80% ዝዉክል ሃረስታይ ምድልዳል ማለት እዩ። ማዕርፎ ነፈርቲ ካብ ትብል ቢሻ ዛራ ኮሉሊ ድባርዋ ፋንኮ ... ወዘተ ዕደና ኣሎካ እንድዩ ።
🎉🎉🎉🎉❤❤
ጽቡⷅ ሓረስቶት ምድኃምኩም!
እቶም "ሓረስቶት" መን እዮም? እንዳታትን ቀቢላታትን፣ ወይስ ሕያዎትን ድኻታትን ደቂ ትግርኛ?
Looks a joke for eri tv
ሕጂ ኸ እዘን ጨቃዊት ናይ ስዉኣት ኢልኩም ዲኩም ኽትዕድልወን
Kla nskum kea alem abey bexiha b technologies tzareb nskum kea b derho
Technology belika dika tinebir ?
@semere ኣታ መሓይም እዘን ተድንቀን ዘለዋ ሃገር ጥር ኢለን ኣብዚ ናይ ሕጂ ኣይበጽሓን፣ እዚ ስልጣና ድህሪ ክንደይ መዋእል ኣብዚ ናይ ህጂ ስልጣነ በጺሔን። ንስካ ሃዲምካ ዝሓደካያ ሃገር ተካፍእ
@@robeltewelde1199 kla halak nska ke abue dika deleka gundi
@@semeretekle-fg2ji ኣበይ ዘሎ ደንቆሮ መሓይም ከብቲ እዩ እዚ ቀውሲ ፍጥረት ።
@@robeltewelde1199 ti zgermeka neger Denkoro tray denkoro tbl kal dfelt mkanu U hiji wun gzie aleka temahar ?