(ሕማቕ ስማዕ) ስነጥበባዊ ዳዊት ገ/ሄር ብሻዕብያ ካብ ትግራይ ተጨውዩ ከምዝተወሰደ ተሓቢሩ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 4 янв 2025

Комментарии • 524

  • @Samrawittesfahiwet22
    @Samrawittesfahiwet22 Год назад +85

    ዓሕሕሕሕ ካብ ዝፈራሕክዎ ኣይወጻኩም 2019 ኣብ ትግራይ ምስ ስድሩኡ ማለት ምስ ሰበይቱን ምስ 2 ደቁን ሓሓዲኦም ሓቂፎሞም ኣብ በተክርስትያን እንዳ ኣምነ ተክለሃይማኖት ረኪበዮም ነረ ደስ ዝብሉ ስድራ እዮም ኣነ ኣጋታሚ ከይተጀመረ ኩናት ወጽየ ኣዲስ ምስ ተጀመረ ኩናት ቀዳማይ ዝዘከርኩዎ ዳዊት እዩ ክሳብ ሕጂ ውን ይሓስብ ነረ ኣምላክ መዋጽኦ ይፍጠረልካ ዳዊተይ

    • @martaabraha1305
      @martaabraha1305 Год назад

      Ewe entaydea fetsari yetewhawso
      ❤❤❤

    • @abebamebrahtu427
      @abebamebrahtu427 Год назад

      Ü
      Aqa6

    • @xxx-z6y
      @xxx-z6y Год назад

      ተለፎካስ ብኽሜይ ኽረኽቦ ይኽእል

    • @michelemichele3908
      @michelemichele3908 Год назад

      Merhaba

    • @mehari866
      @mehari866 Год назад +2

      ድላይካ ጸሓፍ፡ እቲ profile ግን ናይ ጀጋኑ'ዩ እለዮ፡፡ ወሽላኽ

  • @ጋልተውህዶ
    @ጋልተውህዶ Год назад +13

    ኣንቱም ይሕዋተይ ዳዊት ወዲ ሓትነይ እዩ እግዛኣብሔር ይመስገን ክአ ጽቡቅ ኣሎ እቶም ጽቡቕ ትምነይሉ ጽቡቕ ይሓበኩም ፈጣሪ 🙏🙏🙏

    • @kahsufitsum2783
      @kahsufitsum2783 Год назад +1

      ኣበይ ኣሎ

    • @tesfutsegay9236
      @tesfutsegay9236 Год назад +4

      ጽቡቕ ይሃብካ በዓል ነሽነሽ ዘይተረጋገጸ ወረ ሒዞም ህዝቢ ምጽላም እዩ ስረሖም ።እዚ ርግጸኛ ኣይኮነን ይበሃል ይከውን ዝበሃል ዘረባ እንታይ እዩ ተዘፍሽሎባ

    • @tsehaybein3167
      @tsehaybein3167 Год назад +2

      Yehwatu alewu ab Ethiopia deqi gezawtey eyom

    • @mutdclass9248
      @mutdclass9248 Год назад +2

      Emo n neshnesh ko eka tihato genzebu kieri zeydili habereta yhb

    • @Bisha504
      @Bisha504 Год назад +3

      ata feshfesh selam zeythbo nezi hzbi

  • @zizi-jv4cp
    @zizi-jv4cp Год назад +38

    ዊ ኩሉ ግዜ ካብ ዓይነይ ዘይፍለየኒ ዝፈትዎ ሰነ ጥበበኛ 💔መዋፅኦ ይፍጠረሉ ኣምላክ ይሓልዎ

    • @milyonlul4445
      @milyonlul4445 Год назад +2

      Kalta tgraweyti tadiki yitweki merat

    • @ermiasbeletse2144
      @ermiasbeletse2144 Год назад +1

      ​@@milyonlul4445entay geratka dkum hlna nayedkum ka yrekbekum alo hgdef killer 🤮

    • @mehari866
      @mehari866 Год назад +2

      ንስለ ጁንታ ሰለ ዝታቓለሰ ዲኺ? ዊዕጊን

    • @rit6091
      @rit6091 Год назад +2

      @@mehari866 eti dunkurnakas yefenfin!! Mihret yewurdelka!!

  • @biniamyosief5642
    @biniamyosief5642 Год назад +3

    ንባዕል ደብሪጺጽ ኣሚና ድያ ንሻዕብያ ኣብ ትግራይ ኮይና ትጸርፎም ኔራ አዛ ጸዋግ ወዲ ሕጂ ክሰፋ አያ በትሪ ሻዕብያ ጅግና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ሻዕብያ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕊

  • @danayttsegay9822
    @danayttsegay9822 Год назад +9

    አደይ ማሪያም ከፈትዋ አነስ ነሽነሸይ መዋፅኢ ይፍጠሪልካ ብጣዓሚ ተሰሚዒኒ 😭😭😭😭

  • @wedigobezay1040
    @wedigobezay1040 Год назад +7

    እዋይ ሓወይ ንእግዝኣብሄር ዝሰኣኖ የለን ሞ መዋጽኦ ይፍጠረሉ 💔

  • @ዘይከምግብረይ
    @ዘይከምግብረይ Год назад +4

    እግዚአብሔር ኣምላክ ምሳካ ይኩን መዋፅእቲ ይፍጠረልካ እመብርሃን ፅላል ትኩንካ ክቡር ሓዉና ደላዪ ስላም ዝብደለሉ ጊዜ💔

  • @ጡሉልሚድያ
    @ጡሉልሚድያ Год назад +31

    ሓቀኛ ዝብደለሉ😭😭😭

    • @mehari866
      @mehari866 Год назад +3

      ዶ! ጁንታ ድኣ ካብ መዓስ'ዩ ሓቀኛ ዝኾነ?

  • @ሜሪጓልእመብርሃን
    @ሜሪጓልእመብርሃን Год назад +14

    እግዚአብሔር አምላክ ምሳኻ ይኹን

  • @ጋልትግራይ-ጰ2ቸ
    @ጋልትግራይ-ጰ2ቸ Год назад +6

    ናይ ብሓቂ ትማሊ ምስ ሰማዕኩ ልበይ እዩ ተሰሩ ። ከላእ አብ ዝባኑ ዝወርድ ግፍዕታት እዩ ተረእኒ

    • @helentadese984
      @helentadese984 Год назад

      Bezay kelalem hakie me too dave hawey demey

    • @Eeilove21
      @Eeilove21 Год назад +1

      ብኤርትራ ዘቋሽሽ ከምኣ እያ።

    • @ጋልትግራይ-ጰ2ቸ
      @ጋልትግራይ-ጰ2ቸ Год назад

      @@Eeilove21 እንታይ አቆሽሽልካ ክድ ህዝብይ ይብደልሎ ዝበለ

    • @Eeilove21
      @Eeilove21 Год назад +1

      @@ጋልትግራይ-ጰ2ቸ ምስ ማለሊት ኮይኑ ንህዝቡ ዝቀተለ ከዳዕ እዩ።
      ሓለንጊ ሰውራ ነዊሕ እዩ ናይቶም ዝተረፉ ውን ሓደ ምዓልቲ ከም ናይዚ ከዳዕ የርእየና ይኸውን።

    • @ጋልትግራይ-ጰ2ቸ
      @ጋልትግራይ-ጰ2ቸ Год назад

      @@Eeilove21 ክላ በጀኻ ስቅ በል ። ሓለግይ ሰውራባ ገለባ አትበል ትም እልካ ሓወይ ከማኻ ልእሰያስ ስለ ዘይ ምለኸድዩ ሃተፍተፍ ትብል ዘለኻ ሕጂ

  • @teamemedia
    @teamemedia Год назад +10

    ኣምላኽ መዋጽኦ ይፍጠረልካ ዴቨይ። ዘይሓልፈላ ሃገር ኩሉ ተስፋ ዘለዎ መንእሰይ ናብ ቤት ማእሰርቲ 😭

    • @lemlemmirach7838
      @lemlemmirach7838 Год назад

      Ere be maeserti yehilflu keyqetilo mehezeni dedehreka zeseb melake mot fetari misu yikun

  • @sham3746
    @sham3746 Год назад +30

    እንባእ ኣቱም ሰባት እዚ ስርዓት ይዉዳኣና ኣሎ 😢😢

    • @muleredagahmus1518
      @muleredagahmus1518 Год назад +1

      ካብ ቀደሙ ሲሩሑ እዪ

    • @zemenmarikos7783
      @zemenmarikos7783 Год назад +1

      ኩስትር የብልካ ድቃላ እንታይ አለካ ምስ ወያነ ዝዕጥቅ ድርባይ

    • @galqadi-qalaseraye6561
      @galqadi-qalaseraye6561 Год назад +2

      Emzi natnasi yelen 😢🙏

    • @eliaslondon1585
      @eliaslondon1585 Год назад

      ገና ባ ኣብ ማኣኮርኩም ኣሎና ኣንቱም ከዳኣት ጨነውቲ

    • @mehari866
      @mehari866 Год назад +1

      1) ተዓሲብካ'ምበር ኣትኪልካ ኣይተቓለስካን
      2) እቲ ዝዓስበካ ዘሎ ሰርዓት'ውን፡ትርጉም ኣልቦ እንተ ድኣ ኮይንካ ባዕሉ ከም ዘጥፍኣካ ምፍላጥ ከድልየካ'ዩ

  • @እንዳባጉናዓደይ
    @እንዳባጉናዓደይ Год назад +11

    እዝግኣቢሄር ኣምላክ መዋፅኦ ይፍጠረሉ ዳዊት ሓውና

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  Год назад

      🙏🙏🙏

    • @amanuelh210
      @amanuelh210 Год назад

      ​@@neshnesh_show
      ማዓልትኻ ጥራይ ተጸበ ብሴፍ ክሳድካ ክትቁረጽ ኢኻ ወድዛ ድቓላ ዓጋመ👹👹

  • @Money-o7l
    @Money-o7l Год назад +1

    ብጣዕሚ ደስ ዘብል ዜና። ሕጂ ሽዓብያ ጨራሪሞም ንኣክላባት ክህብዎ ኣለዎም። ሕጂ እታ ኣጆካ እትብሎ ዝነበረት ካሕዳም ህውሓት መጽያ ተድሕኖ ወድዛ ከዳዕ።

    • @kefalitekle5211
      @kefalitekle5211 Год назад

      Ata donkoro derbay naka ygbrlka haki zey feti hzbi

    • @Money-o7l
      @Money-o7l Год назад

      @@kefalitekle5211 ክክክክክ ከማካን ከምዚ ወሲደሞ ዝብሃል ዘሎ ከልቢ ህወሓት ዝነበረ ሰብን ክትቑረጹ ጥራይ እዩ ዘለኩም ክሳድኩም።

  • @2Corinthians.10-17
    @2Corinthians.10-17 Год назад +18

    ኣየ ሻዕብያ ካንሰር ህዝብ ትግራይን ኤርትራን ኣጽንትዎ እዋይ ሕማም😭 መዋጽኦ ይፍጠረልካ ሓወይ መዓረይ😔

    • @yacobweldu3683
      @yacobweldu3683 Год назад

      ቆማል ጉዳይ ህዋሓትኪ ግበሪ ረሳሕ

    • @2Corinthians.10-17
      @2Corinthians.10-17 Год назад

      @@yacobweldu3683 ህወሓት ደኣ ቀብርናያ ኣይበልኩምን ድኹም😂😂😂

    • @semerenegash3935
      @semerenegash3935 Год назад +1

      ​@@2Corinthians.10-17 tekebira endya asmara halima addis abeba halima 😂😂😂😂

    • @senaitkfle3979
      @senaitkfle3979 Год назад

      ጓሓፍ ቆንዳፍ ዓጋመ

  • @TV-vh2im
    @TV-vh2im Год назад +4

    እግዚአብሔር ኣምላክ መዋጽእቲ ይፈጠረልካ🙏

  • @EMH91
    @EMH91 Год назад +18

    ሕማቅ ሕማቅ ስማዕ 😢😢😢😢😢

  • @samsomtekle7474
    @samsomtekle7474 Год назад +24

    ሕማክ ስማአ ብታአሚ ተሰሜና

  • @frezgikahsay8950
    @frezgikahsay8950 Год назад +1

    ብዙሕ ግዜ ደሃዩ ሓቲተ ክረክብ ኣይከኣልኩን
    ኣሕ ኣብ እዚ ረሳሕ ስርዓት ወዲቁ
    መዋጽኦ ይፍጠረልካ ዳዊት ጅግና ።

  • @ፋንፊልሞን
    @ፋንፊልሞን Год назад +3

    ኣምላክ እስራኤል ጽላሉ የንብረሉ ይሓልዎ ብሰንኪ መራሕትና ተዋሪድና መዓልታዊ ተጋሩ ይጭወዩ ድምጺ ዝኮነሎም ከማን የለን ኣሕሕሕ😭😭 ንማለሊት ኣሚንካ ትግራይ ኣቲካ ክትቃለስ ዘይእመን እዩ

    • @internment-dp1gf
      @internment-dp1gf Год назад +1

      ሕመቅካ ንወያነ ምሃብ ቅኑዕ ኣይኮነን ብሰንኪ ሓቢርካ ዘይምቅላስ እዩ ፡ ካንሰር ቀርኒ ኣፍሪቓ ስርዓት ኢሳያስ ሕውቢርካ ተዘይ ተቃሊስካ ነብሲ ወከፍ ስድራቤት ኤርትራን ትግራይን ኢትዮፕያን ሰላም ኣይክነብርን ።

  • @ngstigde2092
    @ngstigde2092 Год назад +17

    ሓወይ ማዓረይ ገለ ካናዳ ኤሮፓ ትዝምቢ ብዓል ንስኹም ከኣ ኣብ ማሕዩር እመብርሃን ምሳኻ ትኹን

  • @movaemenkim4908
    @movaemenkim4908 Год назад +14

    የሕዝነካ ዩ ብዙሓት ደቂ ዓድ ኳላ ካብ ሕንጻጽ ምስዚ ኩነታት ዝተጨወዩ ኣለው ።

    • @galqadi-qalaseraye6561
      @galqadi-qalaseraye6561 Год назад

      Nay Qadi-Qalan kebabian eqa fuluy eyu 💔😢💚🙏

    • @robiye3496
      @robiye3496 Год назад

      ሕንጻጽ እኮ ቡቢዚሕ ዓዲካላ- ማይሚነ-መራጉዝ ። እዮም መሊኤሞ ነይሮም.

  • @بنات-ي6ف
    @بنات-ي6ف Год назад +18

    እውይ ሓወይ አነስ ክፈትዋ ነይረ ኩሉ ግዝየ ኣበይ ከን ይህሊ ይብል ነይረ 💔💔😥🙏

  • @Shabay_mender
    @Shabay_mender Год назад +27

    ደርሆ በምዑት ደቃ ትጻወት እዩ ናይ ሃገርና ። ልብና ብተኣሲሮም ፡ ተሰዊኦም ፡ ሞይቶም ፡ ጥሒሎም ፡ተሰዲዶም ፡ ተገፊፎም ....ተስይሩ 💔

  • @emebrhanchannel
    @emebrhanchannel Год назад

    እግዝኣብሄር መዋጻኦ ይሃቦ ወላዲት ኣምላክ ምስኡ ትኩን ።

  • @ቤሊጓልዉቅሮ
    @ቤሊጓልዉቅሮ Год назад +4

    ዋይ ዝፈትዎ ስነጥበባዊ ፍቅሪ ሰባኪ።መዋፅኦ ይሃብካ

    • @mehari866
      @mehari866 Год назад

      ሓቂ ተዛረብ፡ ዝፈትዎ "ዕሱብ" ኣበይ ምስከደካ'ዩ፡፡ ጃሱስ

    • @rit6091
      @rit6091 Год назад

      @@mehari866 eti dunkurnakas yefenfin!! Mihret yewurdelka!!

  • @mikimiki1217
    @mikimiki1217 Год назад +5

    ብጣዕሚ የሕዝን ኢዩ እዚ ርጉም ገዛኢ ካብ ደርጊ ዘይሓይሽ

  • @ጓልተዋህዶ-ጸ7በ
    @ጓልተዋህዶ-ጸ7በ Год назад +7

    እግዚአብሔር አምላክ መዋፅኢ ይፍጠረልካ😥

  • @kefkummypeople698
    @kefkummypeople698 Год назад +3

    ግን ዝወዲ ይጋጨዎ ዶ ኣሎ እቲ ዘረባ፡ ይፈልጥ ከም ተታሕዘ ክብል ጸኒሑስ፡ ተገምጢሉ ከኣ ሰሚዐ ይብል ኣሎ፡
    ናይ በሓቂ ተኮይኑ ግን መዋጸኦ ይፍጠረሉ

  • @kflomgereziher2072
    @kflomgereziher2072 Год назад +3

    እዉይ ዳዊት ለባም ፈጣሪ ምስኡ ይኩን 😥🙏

  • @yonataneri5068
    @yonataneri5068 Год назад +8

    ንኤርትራን ህዝባን መንግስታን ዘቖሽሽ ንሕስረቱ እዩ።

  • @king_kiros_
    @king_kiros_ Год назад +21

    ዴቭ ወዲ ዓደይ ዓዲ ጸጓር (ዓዲ-ዃላ)
    ከይንዛረብ ተሰኪፍና እምበር ሽዑ ምስ ወሰድዎ እንዲና ሰሚዕና Thanks ነሹ ኽኣ ።

    • @ተስፋ-ለ4ቈ
      @ተስፋ-ለ4ቈ Год назад +2

      ማዓዝ ማለት እዩ እዋይ ሕማቅ ስማዕ

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  Год назад +4

      ሽዑ ኲናት እንከሎ ከምኡ ይበሃል ግን ሓሶት መሲልና ጸኒሑ ፡ትማሊ ዩ ኩሉ ሰብ ፈሊጡ ።ብዝኮነ መዋጽኦ ይፍጠረሉ 🙏

    • @king_kiros_
      @king_kiros_ Год назад +4

      @@neshnesh_show ጽቡቕ ኣለኻ ነሹ ግን ምስኡ ተኣሲሮም ኔሮም ዝወጹ ደቂ ዓድና ኢዮም ነጊሮሙና።
      እዚ መዋጽኦ ይፍጠረሉ ዝብል ዘረባ መዋእል ዘጥፍኣና እንድዩ ግን ተስፋ ንገብር ብሓይልና ከነድሕኖ ።

    • @zemenmarikos7783
      @zemenmarikos7783 Год назад

      @@king_kiros_ እንሆ ሜዳ እንሆ ፈረስ ዓቅሚ ተለካ ዘይትከይድ ሓሳዊ አብ ኤሮፓ ኮንካ ሃምበርገር እንዳበላዕካ ከተድሕኖ ሓሳዊ

    • @yohanesmicheal9442
      @yohanesmicheal9442 Год назад

      ​@@king_kiros_ bealti betu ke teasira dya zela 😢😢

  • @alemtekle506
    @alemtekle506 Год назад +4

    መዋጽኦ ይፍጠረሉ መድሃኒኣለም ኣቦይ ነሹ ለባም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏

  • @Semu1219
    @Semu1219 Год назад +1

    ኣብ ትግራይ ሲ ኣቡኡ ዘፍለጠ ኸማን ክተለልዮም ትኽእል
    ኣብ ኣዲሰ ኣበባ ተመሳሲሎም ዝኣትዉ ዝጥቁሙ ኣካል ናይቲ ሰርዓት ኣለዉ ተጠንቀቁ ዝዘናግዑ መሲሎም ሰርሖም ዝሰርሑ ብዙሓት እዩም

  • @baylulasfah615
    @baylulasfah615 Год назад +5

    Bitam zehazin u😭❤️🥰🥰

  • @yafetsolomon6565
    @yafetsolomon6565 Год назад +3

    Mewaxio yfterelu Dawit hawna azgabher amlakh musu ykhun 🙏🙏🙏💔💔💔

  • @ophiossi2
    @ophiossi2 Год назад +5

    ሕማቕ ስማዕ፡ መዋጽኦ ይፍጠረሉ!

  • @filmontesfalem5005
    @filmontesfalem5005 Год назад +1

    kkkkkk nshabya axelem nerka da hji do yhayesh tgray tgrini maltkum texebeu ed shabya newah eya 🇪🇷💪💪💪

  • @alazarasefaw8506
    @alazarasefaw8506 Год назад +1

    Eway hawey egzabher msaka ykon🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @simonbrhane2231
    @simonbrhane2231 Год назад +17

    ናይ ማስሜዳ ቃልሲ ዉጺቱ እዚ እዩ

  • @mebrahtsamuel2348
    @mebrahtsamuel2348 Год назад +1

    አዚ ኣምላክ ምትሓዝ ገታቸውን ምግመይን ተተርአየኒ ደጊም ሞት ከምኣዳም።

  • @starksa1089
    @starksa1089 Год назад

    ኣምላክ መዋፅኦ ይፍጠረልካ ዝሓወይ

  • @johnkidane5066
    @johnkidane5066 Год назад +8

    ኣንታ ነሽነሽ ሓወይ እዚ ዝመስል ዘሕዝን ዜና ዘርግሕካስ ብናይ ሓጎስ ቃና መደብካ ትዓጹ? ዘገርም! በቲ ኮይኑ በቲ ኣብ ፍልልይ ኩሉ ዩ ተጎዳኢ ናይ ዕላማ ሓድነት ጌርና ብሓባር ንቃለስ ይሕዋት!

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  Год назад +15

      ይቅሬታ ጆን ሓወይ እታ ኣብ መእተውን መዛዘምን መደበይ ዝገብራ ቪድዮ ሳዕስዒት ኣብ ኩሉ ስለ ዝጥቀመላ ኣብዚ ናተይ መቀናበሪ ኣብ ቀረባ ኣላ ።ኣብቲ ዘሕዝን ዜና ከቅርብ ከለኩ ሕጂ ኣጋጣሚ ይርስዓ ንሳ ይጥቐም ።ብዝኮነ ክጥንቀቅ የ ብሕጂ

  • @ጓልዓጋመእየ-የ5ዀ
    @ጓልዓጋመእየ-የ5ዀ Год назад +7

    እውይ ክፈትዎ አነስ አምላክ መዋጸኦ ይፍጠረሉ😢

    • @edentekleab6675
      @edentekleab6675 Год назад

      Even me

    • @amanuelh210
      @amanuelh210 Год назад

      ናበይ ክወጽእ ዳኣ ሓንጎሉ ከፍስስዎ ኢዮም ሻዕብያ ጀጋኑ

    • @ጓልዓጋመእየ-የ5ዀ
      @ጓልዓጋመእየ-የ5ዀ Год назад

      @@amanuelh210 ኣምላክ ደኣ ምስኡ ይኩን በር ጭካነን ግብረተ ክፍኣትን ደኣ ናቶም እንድዩ

    • @amanuelh210
      @amanuelh210 Год назад

      @@ጓልዓጋመእየ-የ5ዀ
      ኣይትዓሽዊ እዚ ጭካነ ዘይኮነ ፍቕሪ ብደም ጀጋኑ ዝመጸት ወርቃዊት ሃገር ኤርትራ🇪🇷 ኢዩ፡ መሸቀጢ ማንም ጀልፋፍ ዓንጃል ስለዘይኮነት ኢዩ ስለዚ ግቡእ ውሳነ ኢዩ ክርሸን ከማን ኣለዎ። ኤረይ🇪🇷🇪🇷🙏

  • @shewitgebre1839
    @shewitgebre1839 Год назад +12

    አፍፍፍ ሃወይ መወፃፅኢ ይፍጠረሉ🙏🥰 🥺🥺

  • @biniammulue-qr3xx
    @biniammulue-qr3xx Год назад +1

    ፈጣሪ ምሳኻ ይኩን ደዊታ ሓወይ

  • @berihumekonen-qr1bo
    @berihumekonen-qr1bo Год назад

    መዋፅኦ ይፍጠረልካ ዳዊታ

  • @ngstik2kahsu699
    @ngstik2kahsu699 Год назад +7

    እውይ የሕዝን

  • @galqadi-qalaseraye6561
    @galqadi-qalaseraye6561 Год назад +1

    Ewayyyy Dawit hawey Egziabiher Amlak msaka ykun 💚💔🙏 enber eziomusi 😢🙏

  • @ትግራይዓደይ-ኰ6ዐ
    @ትግራይዓደይ-ኰ6ዐ Год назад +5

    እንካዕ ብሰላም መፃእኻ ኩቡር ሓውና ነሽነሽ❤👏ብጣዕም የሕዝን ዋኣ እሰይ ከዓ ይብሉ አለው አነኮ ሰብ ድዮም ግን ካልእ ይቅረይ ሰብ ብሙኻኑ ጥራሕ ከሓዝኑ ሙኻኣሉ ደንቆሮታት

  • @እመብርኃንአግዢኝ

    እግዚአብሔር ኣምላክ መዋፅኦ ይፍጠረልኩም እመቤቴ ወላዲተ አምላክ ዋሕስ ትኩኖም 💔

  • @seidismael-fb1hw
    @seidismael-fb1hw Год назад

    Shebiya gena hade bihade kitebexhakum iya izi boroqroq intezaygedifku for ever ♥️ ❤️ 👌 shaebia

  • @tesgeredagezahy2118
    @tesgeredagezahy2118 Год назад +5

    እዋይ ኣሕዋተይ በቃ ከምዚ ኮይና ተሪፍና ዳዊት ማራ ኣሕዚኑኒ 💔💔

  • @ምንብርዩትምስጢር
    @ምንብርዩትምስጢር Год назад +2

    ኣቱም ሰባት ሰብ ዘይብሃል፡ሰብ ጠፊኡና ዋይ ዋይ ኡይይይይይይይይይ ከም ሎሚ ጉህየ ኣይፈልጥን ዋይ ድባሕሕሕ

  • @danites
    @danites Год назад +7

    ሕማቕ ስማዕ 😢😢😢

    • @mehari866
      @mehari866 Год назад

      ይርድኣኒ'ዩ፡ ንጁንታ ዓቢ መርድእ'ዩ

    • @yonastekle1848
      @yonastekle1848 Год назад

      @@mehari866 yessss

  • @muleredagahmus1518
    @muleredagahmus1518 Год назад +3

    እዋይ እንየኺ ሃገር በላዒት ሰለማዊ ሰብ

  • @nasinetb1462
    @nasinetb1462 Год назад

    Praying 🙏🏾 🙏🏾🙏🏾

  • @abititube1789
    @abititube1789 Год назад +2

    ሓለንጊ ሰውራና ነዊሕ እዩ ሻዕብያ ነብሪ ያሆ 💖🇪🇷💖

  • @kibratesfamichael
    @kibratesfamichael Год назад

    Ewy hawey btaemi btaemi zehzn siae azyu bluts eyu neyru entay ybehal kiynu amlak mewatsio yftetelu🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @tesfu87
    @tesfu87 Год назад +1

    ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን 🙏🙏🙏

  • @nomoredictator7172
    @nomoredictator7172 Год назад +2

    ህዝቢ ኤርትራ ጽኒቱ እዩ ዝተርፍ የለን እግዚአብሔር አምላክ ይቅር ይበልን እምበር ምዓስ ብዘይገድስ አብ ህዝቢ ኤርትራ ከብድ ሐደጋ ክወርድ እዩ ክጽወር ዘይክእል ሐደጋ እዩ ከም ህዝቢ እስራኤል አምላክ ከጥፎኦም እዩ ብሰንኪ ሐቂ ዘይምፍታው ንሐው የሕሊፉ ብምሐቡ እዩ አምላክ የድሕን 😭😭😭😭

  • @sirakyemane6903
    @sirakyemane6903 Год назад

    ብሓቂ ዝሕዝን ኣምላኽ ምስኡ ይኩን አምበር እዞም ኣራዊት ምፍጣሩ ከጽልአዎ ኢዮም😭

    • @user-gzieyumemhrey
      @user-gzieyumemhrey Год назад

      ኣራዊት ደኣ ንግዳዩ እንታይ ተጸቢኻ ወሓጦ!

  • @wedid.c6732
    @wedid.c6732 Год назад +1

    እግዚኣብሔር መዋጽኦ ይፍጠረሉ ዋላ ምስቶም ናይ ትግራይ ወተሃደር ክጽንበር ነይርዎ ኣዚዩ ተጠማቲ ሰብ ኢዩ ነይሩ ነሹ ሃወይ።

  • @ፊቕርምስኹሉ
    @ፊቕርምስኹሉ Год назад

    ወላ ደም የሕዋቶም እዮም ዝሰትዩ መሬት ትገልበጦም 😥😥😥😥😥😥

  • @kisanetkidane4012
    @kisanetkidane4012 Год назад

    Neshnesh hawey I love n enjoy ur show gn ab nay lomi arsti girkaya zeleka "serawit shabya " tbl serawit hgdef qeyra caz shabya mlue hzbi Eritrea eyu eti serat n ageleltu r called hgdef n nhawna amlak mewaxo yfterelu❤️

  • @kahsufitsum2783
    @kahsufitsum2783 Год назад

    ዋይ ከመይ ድዮም ዝሓሰቡ ብሱሩከ ሰባት ድዮም ሕልና ኣለዎም መዋፅኦ ይፍጠረልካ መዓረይ እፍፍፍፍፍ

  • @ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ

    ፈጣሪ ሆይ አውጣኝ ተቃዋማይ ኮይኑ እሞ ካኣ ኣብ ትግራይ ፀኒሑ በስመአብ እዚ ዳኣ ኣዝዩ ኢዩ ዘፍርሕ እቲ ንኩሉ ዝካኣሎ ልዑል እግዚአብሔር ይሓልዎ ዳኣ እምበር 🙏🙏🙏

    • @amanuelh210
      @amanuelh210 Год назад

      ብጥይት ሓንጎሉ ከፍስስዎ ኢዮም ሻዕብያ ጀጋኑ

  • @desiemhreteab2835
    @desiemhreteab2835 Год назад +4

    Ahhhhh ewayyyy dawitey 💔💔💔💔

  • @berhemahray7888
    @berhemahray7888 Год назад

    እግዚኣብሄር ኣምላኽ መዋጾኦ ይፍጠረሉ

  • @yosiefyohannes883
    @yosiefyohannes883 Год назад

    ምስ ወያነ ዝውግን ድኣ ምጭዋይ እኳ ውሒድዎ

  • @merhawikahssai5092
    @merhawikahssai5092 Год назад

    ዕድለኛ ኢዩ ከምዚ ትብሉዎ ዘለኹም ይግበረሉ።ንስኻትኩም ትብሉዎ ግነ በንጻሩ ኢዩ ሎቛምጽ በጽባጻት።

  • @wedigash4216
    @wedigash4216 Год назад +1

    ጽቡቅ ገርሞ

  • @mebrahtombesrat-ml6ff
    @mebrahtombesrat-ml6ff Год назад

    nay bahik 💗🥰🥰🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 richtig 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @HR61919
    @HR61919 Год назад +5

    ኣብ ኖርማል interview ገጹ ከምዚ ዝተኣሰረስ ኣብ ሽግር ግዜ ከመይ አዩ ክኸውን

    • @robelnegash2191
      @robelnegash2191 Год назад +1

      ታይ'ዶ ጽቡክ ረኺብና ኢና!!

  • @selam801
    @selam801 Год назад +1

    ውይ ቶመይ ሕማቕ ሰማዕ ዛልፈራሕኽዋሰ ዘይቀረየት😥

  • @lusa6109
    @lusa6109 Год назад +2

    Eid shaebya newah eya 💪💪💪n hzbu ztelemen hageru zekasheshen mewdaetu ezia eya
    Eske beli huwehat tewxeyo

  • @dz225
    @dz225 Год назад +1

    እዛ ዓዲ ባሕሮን ኣከባቢኣን ሲ ናይ ጥበብ ቦታ ኢያ መስለኒ ኣብ መጽሓፍ ወዲ ረዛን ፡ መሸሽ ደርፊ ካሎትን ሰሚዐያ ኣለኩ

  • @nyny3032
    @nyny3032 Год назад +4

    So sad 😞 😔

  • @hanixewar-sf5bm
    @hanixewar-sf5bm Год назад +1

    Amlak msaka ykun mewaxo yfterelka nshu hawey ka thankes

  • @tediyokebrom9611
    @tediyokebrom9611 Год назад

    Mewaxeo yefterelka fetari 🙏🙏

  • @wizefawimakingawiberhane4618
    @wizefawimakingawiberhane4618 Год назад

    Dawit hawey Jegna Fetari mewaxo yifterelka 🙏🙏🙏🙏kabzom beluti Seb

  • @meharigebremusie7982
    @meharigebremusie7982 Год назад

    Egziabher Mewxo yfterelka hawey

  • @omersherif6443
    @omersherif6443 Год назад

    ትብዓት ገሩ ይሰረሕ ነሩ ዶ ኢልካዮ ወያነ ዝካላኹሉሉ መስልዋ ኢዩ

  • @arayaking2894
    @arayaking2894 Год назад +2

    ዘይፍትሓዊት ዝኮነ ዓለም

  • @debergedem5146
    @debergedem5146 Год назад +1

    Eritrea 🇪🇷 🎉

  • @SS-ck9xp
    @SS-ck9xp Год назад

    Ewayyy Hawey Egzabihar Yehalika Kabziy Arawit Nihsya Eritrewan Daybilu GANIN

  • @nathanfrezghi6366
    @nathanfrezghi6366 Год назад +1

    Kab zferhnayo zeywxena hmak sma 😢😢😭

  • @gabigunners8073
    @gabigunners8073 Год назад

    መዋጽኦ ይፍጠረሉ ኣምላኽ ዓሕሕሕሕ ኣይፈልጦን የ ግን የሕዝነካ

  • @amonzway246
    @amonzway246 Год назад +1

    ኦፍፍፍፍፍ ድሙ ተዓንቀፈት ኣንጭዋ ተደግመት ክንብል በቃ ብፍጹም ክንከስሮም ዘይግበአና ዓበይቲ ሰባት ን ኣራዊት ዓዲ-ሃሎ ነረክቦ ኣለና፡ We really lost our legend artist who was competent enough to guide us! ብጣዕሚ ሓዚነ! ንስኻ'ውን'ዶ ብሰንኪ ቀምሽ ኣደይ ሓንኲሉኒ ኣካይዳ ደለይቲ ፍትሒ ግዳይ ኮይንካ! ኣምላኽ መዋጽኦ ይፍጠረልካ ክቡር ስነጥበባዊ ዳዊት!

  • @tesfalem9213
    @tesfalem9213 Год назад

    ሻዕብያ ከምዚ ዓይነት ሰብ ረኺባ ዳኣ ከተሕቅቖ እያ ። ብኣምላኽ መዋጽኦ ይፍጠረሉ እንበር

  • @ellayerusey2845
    @ellayerusey2845 Год назад

    ኣሰይ ዕልል ዩምበይ ይብሉ ተረከቡ እዞም ቆፍቃፋት ኣብ 100ሜ ኣንደር ከስፍርዎ ኣለዎም እዘን ናይ ኤሮጳ ድማ ግዜክን ተጸበያ ምዓልትን ከልብን ከይጸዋዕካዮም ኢዮም ዝመጹ እታ ኩላ ዝብላ ዝነበረ ሕጂ ተደጊምዋ ክንርእዮ ኢና ለቅላቂ ሸያኒ ጠስጣስ ጌይም ኦቨር

  • @naevsuperstar6013
    @naevsuperstar6013 Год назад

    Neshu fara, kemzi aynet ziena ketekrbbkeleka, ab kemzi chanel alekaum kab tibl link ab discription miqimat lmed. hagerey tv elna knrekbo aykealnan!

  • @aliksanderselemun4481
    @aliksanderselemun4481 Год назад

    Dawiteyyy halal abzlekayu fetari yehalka

  • @millimilan2962
    @millimilan2962 Год назад

    ብጣዕሚ የሕዝን አብ አፍ ሐርገጽ አትዩ እንታይ ዓይነት ጸገም እዩ እዞም በላዕቲ ሰብ ደአ ሞ

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 Год назад +2

    Welcome Neshnesh

  • @wedishire2620
    @wedishire2620 Год назад

    Esey enkaney shiabuya jigna

  • @amiragalagamewelwalo3380
    @amiragalagamewelwalo3380 Год назад +1

    ህወሓት ጠሪዛ ንሻዕብያ ኣረኪባቶ 😢

    • @bnbn5057
      @bnbn5057 Год назад

      ክክክክክክክ

    • @barackty826
      @barackty826 Год назад

      😏

    • @ta-sy6up
      @ta-sy6up Год назад +1

      እቶም ተቃወምቲ መብዛሕቶም ምስ ህግደፍ ድሰርሑ እዮም ኣብ አዲስ ወላውን ኣብ ትግራይ ዘለዉ ኩሎም ሰለይቲ

  • @meharigebremusie7982
    @meharigebremusie7982 Год назад

    ኤርትራዊ ተካላይ

  • @tsegenetberhane4464
    @tsegenetberhane4464 Год назад +1

    Ewaye hawey Egzabher amlke meska yekun

  • @erenasweet7936
    @erenasweet7936 Год назад

    Abzi geze z zemene fetwet nebsi zebezhalu geze nebseka bewfay. Azeyu lile jegnenet eyu. Azeyu zehbine tebi menesey eyu.