Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
Amen amen amen Qall hiwet yesmalna memhrna 🥰🥰🥰🙏🏾🙏🏾🙏🏾😇😇😇🙌🏾🙌🏾🙌🏾♥️♥️♥️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር ዲያቆን ሓውና ፡ ብጣዕሚ ደስ ዘብል እዋናዊ ትምህርቲ ። ኣብ ልቢ መእመናን ዘሎ ጸገም በርቢርካ እተውጽእ ጅግና ወታሃደር ክርስቶስ ዳግማዊ ጳውሎስ መደሻ ናይ መእመናን ። እግዚኣብሄር ኣዕዚዙ ይባርካ ድንግል ማርያም ትኩን ሞጎስካ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዐልና ክቡር ሓውና እግዚአብሔር ፀግኡ የብዝሐልካ 🙏🙏🙏የብዝሐልና ኣሜን ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ዳያቆን ሓወይ ብምሕርቱ ይጠምተና
ኣሜን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጻማኻ ካብ ጌታ ርኸቦ ንዓና ድማ ኣብ ልብና የሕድሮ ኣሜንንንንን እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
ቃል ሂወት የስመዓልና ድያቆን መምህር ኣስመላሽኦ እዚኣብሄር ንንስሓ ዝከውን ሂወት ሃበኒ
እግዚአብሔር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም ድያቆን ሓወይ ።ናይ ድያቆን ትምህርቱ ክከታተል ዝገብረኒ ነገር እንተሎ ናይ ዝኮነ ወገን ስለ ዘይኮነ ከምኡ ውን ፖሎቲካ ስለ ዘይሰብኽ ።
O
@@habenhagos2517 1,2,3,4,5,6,7,8,9,10.
Tabot entay malet eu ba gilexuley
እዛ ሕቶ ንኣፍልጦ ድያ ወይስ ንፈተነ ብዝኮነ ታቦት ማለት መሕደሪ እግዚአብሔር እዩ እዚ ግን ካብ ባሕሪ በማንካ እየ ዝነግረካ ዘለኹ
Mihtatey nkfelt eu.
ሰማዕቲ ዘይኮናስ ተግበርቲ ክንከውን ኣምላኽ ጸግእኡ ይሃበና እታ ብክልተ ወደና ድንግል ዝኮነት ለዋህ ኣደ ኣማላድነታ ኣይፈለየና!! ዲያቆን ሓውና ከኣ ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይብዘሓልካ// ንሕናስ ዕውራት ኢና እሞ ምርሑና (ጋስዩናን) መታን ከይንጠፍእ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ዲያቆን ሓውና እግዚኣብሄር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም ዳግማዊ ጳውሎስ ወዲ ቅድስቲ ቤተ ክርስትያን ዘተዋህዶ ⛪️✝️⛪️✝️⛪️
ቃል ሂወት ይስማዓልና ዲ፡ ኣስመላሽ ሓወይ። እግዛብሄር ኣባካ ሓድሩ ስለ ዝገሰጸናንን ዝማህረናንን ዕድለኛታትት ኢና። ኣብትከዶ ወልዳኢት ኣምላክ ትሓልካ።
መረሓባ ድያቆን ሓወይ እንኳዕ ብደሓን መጸእካ ዳግማዊ ጳውሎስ ቃል ሂወት የሰማዓልና 🙏💒🙏
ብሓቂ ዲያቆን ኣስመላሽ እግዚአብሔር ፀግኡ የብዘሐልና
አሜን ቃል ሂውት የስምዓልና ድያቆን ሓውና ጸጋ በዲበ ጸጋ የብዝሕ እግዚአብሔር
ኣሜን ቃለ ሂዎት የስማዓልና መምህርናን ሓውናን ኣሽመላሽ
ኣሜን ቃል ሕይወት የስመዓልና መምህርና ማርጌታ ኣስመላሽ ቅዱስ እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ኣብ ዝለዓለ መዓርግ የብጽሕኩም። ነቲ ዝምዕደኒ እግዚኣብሔር የመስግኖ። መዝ 119 ቅዱስ እግዚኣብሔር ዝሰማዕናዮ ቃል ኣብ ጽላት ልብና ይጽሓፈልና። ካልኦት ኣሕዋትና ንክሰምዕዎ ሸር ንግበሮ። ኣብዚ ዘለናዮ ዘመን ንሕና ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኣመንቲ እንበሃል ክርስትያን ክንበሃል ክንሓፍር ኢዩ ዝግበኣና። ምኽንያቱ ስምናን ግብርናን ሓደ ስለዘይኮነ፡ ስምና ገብረክርስቶስ ግብርና ግን ናይ ሰይጣን ኢዩ። ንስምና ዝገልጾ ግብርና እዩ። ናይ ቅዱሳን ሕይወት ከም ታሪኽ ኢና እንፈልጦ እንበር ክንነብረሉን ኣሰሮም ክንስዓብን ኣይንደልን ኢና። ምኽንያቱ ጣዕሚ እዛ ዓለም ኢና እንመርጽ ዘለና። ቅዱሳን ግን መከራ ተዓጊሶም ንፍትወት ዓለም ስዒሮም ኢዮም፡ ክሳብ ዘለኣለም ግብሮም ቅዱሳን ዘስምዮም ኩሉ ግዚ ብቃልኪዳሞ ተኣምር ክሰርሑ እንርኢ ዘሎና።ሕጂ ግን ምስጢ ዲያብሎስ ኣነን ቤተይን ፈሊጥና ኣለና። ብዘይ ስክፍታ ኣነን ቤተይን ንእግዚኣብሔር ኢየ ዘምልክ። ናይ ቀራንዮ መስቀል ዝተከፈልና ዋጋ ንዘክር ህዝቢ ክርስትያን። ናይ ቅዱስ መስቀል ምስጢር ካብ ታሕቲ ንላዕሊ ዘሎ ምስ ቅዱስ እግዚኣብሔር ዘራክበና መሳልል፡ ጾም፡ ጸሎት፡ ስግዳን፡ ኢዩ። እቲ ካብ ጸጋም ናብ የማን ዘሎ ከኣ፡ ኣብ ጸጋምናን የማናይናን ዘለው፡ ናይ እግዚኣብሔር ብምስሉን ብመልክዑን ቅዱስ መንፈሱ ኡፍ ዝበለሎምን ፍጥረቱ ዝኮኑ ደቂ ኣዳም ኢዮም።ንዝጠመዩ ምዕንጋል ንዝጸምኡ ምስታይ ንዝዓረቁ ምልባስን ንዝተኣሰሩ ምብጻሕ ንዝሓመሙ ምብጻሕ ንጋሻ ተቀቢልካ ዝከኣለካ ክብሪ ምሃብን እዩ። ብዝተረፈ ምስ ኩሉ ብሰላም ክነብር ኢዩ ዝተጸዋዕናዮ። ብክርስቶስ ኢየሱስ ዝፈትወኩም ኣሕዋተይን ኣሓተይን ንዝተማሃርናዮ ብግብሪ ክንፍጽሞ ክንብገስ ኣለና ንቅዱሳን ዝባረከ እግዚኣብሔር ነዓና ዘይባርከሉ ምኽንያት የብሉን። እስከ ነዚ ኣብነት ዝኮነና ቅዱስ ኣቦ ንመልከት፡ግብሪ ሃዋ 10 (Acts)2፤ ጻድቕ፡ ምስ ኲሉ ስድራ ቤቱ ድማ ንኣምላኽ ዚፈርህ ንህዝቢውን ብዙሕ ምጽዋት ዚምጽውት፡ ኲሉ ሳዕ ከኣ ንኣምላኽ ዚልምን እዩ።3፤ ብታስዐይቲ ሰዓት ናይ መዓልቲ ኣቢሉ ድማ ብግሁድ ትርኢት መልኣኽ ኣምላኽ ናብኡ ኣትዩ፡ ዎ ቆርኔሌዎስ፡ ኪብሎ ኸሎ ረኣየ።4፤ ንሱ ኸኣ ጠሚትዎ ሰምቢዱ፡ እንታይ እዩ፡ ጐይታይ፧ በለ። ንሱ ድማ፡ ጸሎትካን ምጽዋትካን ናብ ቅድሚ ኣምላኽ ንመዘከርታ ደዪቡ እዩ፡በረከት ጸሎቱን ኣማላድነቱን ናይ ቅዱስ ቆርኔሌዎስ ምስ ኩላትና ይኹን ኣሜን። ካብዚ ቅዱስ ኣቦ እንመሃሮ፡ ኣብ ቤትና ናይ ጸሎት ስፍራ ክንገብርን ነቲ ብስውር ዝርኢ እግዚኣብሔር ካብዚ ክፉእ ተግባርናን ሓጥያትናን ካብዚ ክፉእ ወለዶ ክንድሕን ኣእዳውና ዘርጊሕና ኦ ጎይታ ወዲ ዳዊት መሓረና፡ ዑረት ልብና ኣብርሃልና ንበሎ። ካልኣይ ብምጽዋት ውን መንግስተ ሰማያት ከምንወርስ ክንፈልጥ ኣለና። እዚ ማለተይ ግን ካብ ሓጥያት ርሒቅና። እመብርሃን ምስ ኩላትና ትኹን ኣሜን።
አሜን አሜን አሜን 🙏🏾🙏🏾🙏🏾 ቃለ ሂወት የስማዓልና እግዚአብሔር ጸግኡ የብዛሐልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዲያቆን ሐዉና።
ናይ ብሓቂ መምህረይ ዱፉናቲ ልቢ እና እሞ ልቢና ኣእሞሮናን ይክፈተልና እግዚአብሔር ናዓካ ከኣ መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
Amen amen amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን,ናይብሓቂ አዩ ኩቡር ድያቆን አሺ 🤲🏻🤲🏻🤲🏻
ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላኽ ይሓግዘና ንክሉ ክንግብር
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወት የስምዓልና ድያቆን ሓወይ ኣምላክ እድመን ጥዕናን ይሃብካ ንዓና ክሕሸና
Amen amen ame kalehiwet yesmalna tsgu ybzahalka
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዲያቆን ሓውና ❤️❤️❤️
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ካለሂወት የስመኣልና ዳኮን ሃወይ
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ክብር ሓዉና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና አብ ልቦናና የሕድሮ አብ ትሕቲ እግዚአብሔር ንዓና ንድኩማት አሕዋትካ ክትልዉጥ ላዕልን ታሕትን ትብል ዘለካ ሓወይ ማዓረይ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርከልካ ንሕናዉን ምስማዕ ዘይኮነ አብ ተግባር ክነዉዕሎ አምላከ ቅድሳን ይርዳአና
ብልቦና ዝስዓረ ቅቡእ ናይ እግዚኣብሄር ዋላ ይርሓቕ እቲ ከየዕረፈ ዝኹሕኹሕ ለበዋኡመመሊሱ እንዳደመቐ ነቲ ልብኻ ከይውደቕካ ትጉዓዞ ጎደና ከተልልን ከብርሃልካንኣይጽግሞን ኢዩ'ሞ እቲ ዝበለጸ ሃብቲ ዝወነነ ጥበበኛ ነቶም ኣብ ጽምዋ ኮይኖምትዕግስቱ ዝብህጉ ናፈቕቱ መዋዳእትኦምሩፍታ ከምዝረኽቡ ኢዩ ዝገብር።እግዚኣብሄር ጻማኻ ይሃብካ ክቡር መምህር።
ኣሜን ዲያቆነይ ቃለ ሂወት የስምዓና
ናይ ዘመና ዮሃንስ ኣፈወርቅ ንዓና ክሕሸና እግዚአብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጸጋ በዲበ ጸጋ ይዓድልካ
ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ክቡር ዲያቆን ኣስመላሽ ሓውና ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባረክ ኣምላክ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም ንዓና ክሕሸና ኩሉ ስብከትኩም ጥዑም ሰሚዕካ ዘይጽገብ
አሜን ቃል ሂይወት የስማዓልና ዕድሚን ጥዕናን ይሃብኩም መም መሪገታ ኣሽመላሽ ሓወይኣብ ተግባር ከነውዕሎ እግዚኣብሄር ብምሕረቱናብራና ብበረከቱሂይወትና ብጥበቡ ትዕግስቱ ዕድሜና ብልደቱይባርከልና ብናይ ቅድስ ድንግል ወላዲቱኣይፈለየና ክብርን ምስጋና ይኩን ስለ ዝምሃረና።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመኣልና ኤድመን ጤናን የሓብካ ፈጣሪ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል-ሂወት የሰመዓልና .ምስጋና መላእክቲ ዘስማዕካና መምህር . ዲ/ን ኣስመላሽ ገ/ሕይወት። እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸግኡ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኸልካ።
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብር ድያቆን ሓውና እግዚኣብሄር ፀጋ አብ ልዕሊ ፀጋ የብዝሐልካ ንዓና ውን ዝተማሃርናዮ አብ ልቦናና የሕድሮ ጥራሕ ሰማዕቲ ከይ ኮናስ አተግበርቲ ክንከውን ኣምላክ ይሓግዘና አሜን
ቃለ ህይወት የስምዓልና መምህርናን ሓውናን መሪጌታ ዲያቆን ኣስመላሽ ኣምላከቅዱሳን ጸግኡ ዕጽፍን ድርብን ጌሩ ኣብዚሑ ይሃብካ
amen amen amen qale hiwate yesmalna deacom memihrna
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ድያቆን ኣስመላሽ ሓውና እግዚኣብሔር ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባርክ ጸገ ኣብ ርእሰ ጸጋን ጥበቡን ይዓድልኩም ናይ እመኣምላክ ኣማላድነ ናይ ቅዱሳን ጸሎት ምሳካ ይኩን ከይንጠፍእ ትምግበና ዘለካ ትምህርቲ ትምህርትካ የብዝሓልና ።
ቃል ህወት የስመዓልና አሜን! እግዚኣብሄር ፀግኡ የብዝሓልካ ዲ/ን ሓወይ
Amen amen amen kale hiwet yesmealna xega ab leli xega egzaebher amlak yhabka diakon hawna ab etgebro xelotka zekreni eka
ፍጣሪ ጥዕናን ሰላም ቅሳነትን ይሃብካ ንዓና ክሕሸና።
ኣሜን
Amen
አሜን አሜን አሜን
amen amen amen kale hiwet yesmalna
ቃለ ህይወት የስመዓልና ፈጸምቱ ክንክውን እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይሓግዘና እግዚኣብሄር ይባርኽካ ዲያቆን ሓውና 🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስማዓልና።
Neye behki. Amen amen amen kal hiwet yesmealna Egzabhar amlak edmen tenan yihabki 😭😭😭😭
እዋይ እዋይ ቅዱስ ስእሊ ኣብ ቤተይ እንከሎ ሓጥያተይ ግን ብዙሕሕሕ እዩ ጸልዩለይ😢😢😢😢😢
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ጸጉኡ የብዛሓልካ ዘስተዉዕል ልቢ ይሃበና
Amen Amen Amen ❤❤❤❤❤❤❤l❤❤
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና አግዚአብሔር አምላክ ይባርካ ድያቆን ሓዉና👏👏👏
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት ያሰመዐልና ክብር መምህር ሓውና ዴያቆን ፀግኡ የብዘሐልካ
Kalie hiwet yesmealna dyaqon hawena Egziabiher amlka xegiu ybzhalka embrhan beamladneta tdegfka kudusan melaikti bamaladnotomn bteredaintomn ydegfuka nay agelglotka zeman Egziabiher amlka ybarkelka
Bhakti Diyaqon Hawuna Egziabher Amlak Nay Zebenka Agolguleka Ybark
ቃለ ሂይወት የስመዓልና ድያቆን ሓውና ዝስተውዕል ልቢ ይሃበና ፈጣሪ::
ኣሜን ድያቆን ሓወይ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ናይ ኣጎልጉለት ዘበንካ ይባርኽ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና እግዚኣብሔር የዕዚዙ ጸግኡ የብዝሓልኩም ዲያቆን ሓወይ ዝተማሃርናዮ ኣብ ልብና የሕድሮ።
Egziabhier amlak tsegeu yebzhalka dyaqon hawna 🙏🏼🙏🏼🙏🏼
Amen Amen Amen Qale hiwet yesmealna hawna diyaqon.
Amen amen amen qal hiwet yesmalena memhera diyakonyyy
ኣሜን ቃል ህይወት የስመኣልና መምህር ዲያቆን ኣስመላሽ
እሜን እሜን እሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና ክብር ሓውና
ቃለሂወት የስምዓልና ድያቆን ኣስመላሽ ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልካ.
ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና 🙏
አሜንንንንንንን
ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ዝተረፈ ዘመንኩም ይባርክ እግዚኣቢሄር ኣምላክ ጸጉ የብዝሓልኩም ንዓና ከኣ ዝተመሃርናዮ ንምፍጻም የብቅዓና እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣሜን
ቃል ሂወት ይስማልና ዲያቆን ሓወይ
Amen Amen Amen kale hiwet yesmaelna diyakon hawna egzabher Amlak xegu yebzhalka
Amen amen amen qal hiwet yesmalna egzabher amlak xegu yebzahlukm
Amen Amen Amen Kale Hiwet Yesmealna Amlak. Xega Ab Lieli Xega Yebzhalkum Fetari
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሕይወት የስምዓልና መሪጌታ ኣስመላሽ ዝተመሃርናይ እግዚኣብሔር ኣብ ጽላት ልብና የሕድሮ።
AMEN AMEN AMEN Qale hewete yesemalena memeher edemen tenane yehabeka fetare 🤲🤲🤲⛪⛪⛪
Temesgen fetari !!!!!! Memhrey tmrtka harifeye zsemaoMo agziabhir bxegau ydegfelnaFltet knqesm
ቃሉ ሂወት ይስማልና
Qalhiwet yesmalna dyakon hawna jemari zey konkas fesami egberka fetari kulu alem
Nay bhaqi egzabhier xega bdibe xega yxeguka amlak edmen tiunan yhabka diyaqon hawuna egzabhier msakum ykun neana khshena
መዋእል ዕድመ ይሃብካ ኣቦና መምህርና ድያቆን
Amen amen Amlak yhagzena 🙇♂️
Amen qale hiwet yesmialna memhrna diakon Asmelash. Wetru eye zxbeyeka. Shawer kiatu keleku kulu gze natka sbket Aw abile ysemie emo menfesey yhdes kemue win nkestentin gze yrekib. Amlak nay agolgulet zemenka ybarik.
Amen kale hiwet yesmalna abona
Amen amen amen kale hiwet yesmalna nayagolgulot zemenka egziabiher ybarkelka 🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዲያቆን ሓውና ኣብ ልብና የሕድሮ ኣምላኽ ዓጽምኻ ዘጥልል ቃል
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna amlak xegu Dyakon hawey ❤💒🙏👍💒❤⛪🙏
Kalehiwet yesmalna, Amen.
Amien Amien Amien kal hiwet yesmealna ztenegrena ab lbna yeqorelna Amien(3)
ቃል ሂወት የስማዓልና ክቡር መምህርና እግዝኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Amien(3) qale hiwet yesmalna dyaqon agelgletkum ybark agziabhier.
ኣሜን 3 ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣብ ልብና የሕድሮ
Kale hiwet yesmalna diyakon hawna
ኣሜን አድመን ትኤናን ይሃብካ ዲይቆን ኣስመላስ ቃለሂወት የስማልና !!!
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣምላክ ኣብዙርያኻ ይኩን መምህር ዕድመን ጥዕናን ናዓኻ ኣምላክ ኢዚነ ልቦናና ይክፈት ብዓይኒ ምሕረቱ ይርኣየና፡፡
Amen qal hiwet yasmelna amen amen amen
ቃል ህወት የስመዓና ክብር ሓውና ፀጉ የብዘሐልካ ፈጣሪ
መርጌታ ቃልሂወት የስምዐልና ዕድመን ጥዕናን ይሀበልና አሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ስናይ ይስማዓልና ድያቆን ሓወይ ኣምላክ ጽጉኡ ይሃብካ
ናይ ኣጎልግሎት ዘመንኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ይባርኽ ልካ ድያቆን ሓወይ በጃኻ ኣብ ጾለትካ ዘክረኒ ናዓይ ንድኽምቲ ሓብተካ
Amien amien amien qal hywet yesmalna
ቃለ ሕይወት የስመዓልና ኩቡር መምህረና ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ⛪🙏⛪🙏⛪🙏😍😍😍
amen amen kale hiwet yasemalen 🙏🙏🙏
Amen Amen Amen qle hewet yesmealn
Amen amen amen qale hiwet yesmealna ezgeabhier tsega menfes qudus yebzihalka Dyakon Ashmelash
Amen qal hiwet yesmaalna egziabhier xega yebxh
Nay bahaqi qal hiwet yesmalna ,kingebro nwuel zelena mhirkumna amlak xegan tenan yhabkum memhirna
Qale hiwet yesmealna
Amen amen amen Qall hiwet yesmalna memhrna 🥰🥰🥰🙏🏾🙏🏾🙏🏾😇😇😇🙌🏾🙌🏾🙌🏾♥️♥️♥️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር ዲያቆን ሓውና ፡ ብጣዕሚ ደስ ዘብል እዋናዊ ትምህርቲ ። ኣብ ልቢ መእመናን ዘሎ ጸገም በርቢርካ እተውጽእ ጅግና ወታሃደር ክርስቶስ ዳግማዊ ጳውሎስ መደሻ ናይ መእመናን ። እግዚኣብሄር ኣዕዚዙ ይባርካ ድንግል ማርያም ትኩን ሞጎስካ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዐልና ክቡር ሓውና እግዚአብሔር ፀግኡ የብዝሐልካ 🙏🙏🙏የብዝሐልና ኣሜን ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ዳያቆን ሓወይ ብምሕርቱ ይጠምተና
ኣሜን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጻማኻ ካብ ጌታ ርኸቦ ንዓና ድማ ኣብ ልብና የሕድሮ ኣሜንንንንን እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
ቃል ሂወት የስመዓልና ድያቆን መምህር ኣስመላሽ
ኦ እዚኣብሄር ንንስሓ ዝከውን ሂወት ሃበኒ
እግዚአብሔር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም ድያቆን ሓወይ ።
ናይ ድያቆን ትምህርቱ ክከታተል ዝገብረኒ ነገር እንተሎ ናይ ዝኮነ ወገን ስለ ዘይኮነ ከምኡ ውን ፖሎቲካ ስለ ዘይሰብኽ ።
O
@@habenhagos2517 1,2,3,4,5,6,7,8,9,10.
Tabot entay malet eu ba gilexuley
እዛ ሕቶ ንኣፍልጦ ድያ ወይስ ንፈተነ
ብዝኮነ ታቦት ማለት መሕደሪ እግዚአብሔር እዩ እዚ ግን ካብ ባሕሪ በማንካ እየ ዝነግረካ ዘለኹ
Mihtatey nkfelt eu.
ሰማዕቲ ዘይኮናስ ተግበርቲ ክንከውን ኣምላኽ ጸግእኡ ይሃበና እታ ብክልተ ወደና ድንግል ዝኮነት ለዋህ ኣደ ኣማላድነታ ኣይፈለየና!! ዲያቆን ሓውና ከኣ ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይብዘሓልካ// ንሕናስ ዕውራት ኢና እሞ ምርሑና (ጋስዩናን) መታን ከይንጠፍእ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ዲያቆን ሓውና እግዚኣብሄር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም ዳግማዊ ጳውሎስ ወዲ ቅድስቲ ቤተ ክርስትያን ዘተዋህዶ ⛪️✝️⛪️✝️⛪️
ቃል ሂወት ይስማዓልና ዲ፡ ኣስመላሽ ሓወይ። እግዛብሄር ኣባካ ሓድሩ ስለ ዝገሰጸናንን ዝማህረናንን ዕድለኛታትት ኢና። ኣብትከዶ ወልዳኢት ኣምላክ ትሓልካ።
መረሓባ ድያቆን ሓወይ እንኳዕ ብደሓን መጸእካ ዳግማዊ ጳውሎስ ቃል ሂወት የሰማዓልና 🙏💒🙏
ብሓቂ ዲያቆን ኣስመላሽ እግዚአብሔር ፀግኡ የብዘሐልና
አሜን ቃል ሂውት የስምዓልና ድያቆን ሓውና ጸጋ በዲበ ጸጋ የብዝሕ እግዚአብሔር
አሜን ቃል ሂውት የስምዓልና ድያቆን ሓውና ጸጋ በዲበ ጸጋ የብዝሕ እግዚአብሔር
ኣሜን ቃለ ሂዎት የስማዓልና መምህርናን ሓውናን ኣሽመላሽ
ኣሜን ቃል ሕይወት የስመዓልና መምህርና ማርጌታ ኣስመላሽ ቅዱስ እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ኣብ ዝለዓለ መዓርግ የብጽሕኩም። ነቲ ዝምዕደኒ እግዚኣብሔር የመስግኖ። መዝ 119
ቅዱስ እግዚኣብሔር ዝሰማዕናዮ ቃል ኣብ ጽላት ልብና ይጽሓፈልና። ካልኦት ኣሕዋትና ንክሰምዕዎ ሸር ንግበሮ። ኣብዚ ዘለናዮ ዘመን ንሕና ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኣመንቲ እንበሃል ክርስትያን ክንበሃል ክንሓፍር ኢዩ ዝግበኣና። ምኽንያቱ ስምናን ግብርናን ሓደ ስለዘይኮነ፡ ስምና ገብረክርስቶስ ግብርና ግን ናይ ሰይጣን ኢዩ። ንስምና ዝገልጾ ግብርና እዩ። ናይ ቅዱሳን ሕይወት ከም ታሪኽ ኢና እንፈልጦ እንበር ክንነብረሉን ኣሰሮም ክንስዓብን ኣይንደልን ኢና። ምኽንያቱ ጣዕሚ እዛ ዓለም ኢና እንመርጽ ዘለና። ቅዱሳን ግን መከራ ተዓጊሶም ንፍትወት ዓለም ስዒሮም ኢዮም፡ ክሳብ ዘለኣለም ግብሮም ቅዱሳን ዘስምዮም ኩሉ ግዚ ብቃልኪዳሞ ተኣምር ክሰርሑ እንርኢ ዘሎና።ሕጂ ግን ምስጢ ዲያብሎስ ኣነን ቤተይን ፈሊጥና ኣለና። ብዘይ ስክፍታ ኣነን ቤተይን ንእግዚኣብሔር ኢየ ዘምልክ። ናይ ቀራንዮ መስቀል ዝተከፈልና ዋጋ ንዘክር ህዝቢ ክርስትያን። ናይ ቅዱስ መስቀል ምስጢር ካብ ታሕቲ ንላዕሊ ዘሎ ምስ ቅዱስ እግዚኣብሔር ዘራክበና መሳልል፡ ጾም፡ ጸሎት፡ ስግዳን፡ ኢዩ። እቲ ካብ ጸጋም ናብ የማን ዘሎ ከኣ፡ ኣብ ጸጋምናን የማናይናን ዘለው፡ ናይ እግዚኣብሔር ብምስሉን ብመልክዑን ቅዱስ መንፈሱ ኡፍ ዝበለሎምን ፍጥረቱ ዝኮኑ ደቂ ኣዳም ኢዮም።ንዝጠመዩ ምዕንጋል ንዝጸምኡ ምስታይ ንዝዓረቁ ምልባስን ንዝተኣሰሩ ምብጻሕ ንዝሓመሙ ምብጻሕ ንጋሻ ተቀቢልካ ዝከኣለካ ክብሪ ምሃብን እዩ። ብዝተረፈ ምስ ኩሉ ብሰላም ክነብር ኢዩ ዝተጸዋዕናዮ። ብክርስቶስ ኢየሱስ ዝፈትወኩም ኣሕዋተይን ኣሓተይን ንዝተማሃርናዮ ብግብሪ ክንፍጽሞ ክንብገስ ኣለና ንቅዱሳን ዝባረከ እግዚኣብሔር ነዓና ዘይባርከሉ ምኽንያት የብሉን። እስከ ነዚ ኣብነት ዝኮነና ቅዱስ ኣቦ ንመልከት፡
ግብሪ ሃዋ 10 (Acts)
2፤ ጻድቕ፡ ምስ ኲሉ ስድራ ቤቱ ድማ ንኣምላኽ ዚፈርህ ንህዝቢውን ብዙሕ ምጽዋት ዚምጽውት፡ ኲሉ ሳዕ ከኣ ንኣምላኽ ዚልምን እዩ።
3፤ ብታስዐይቲ ሰዓት ናይ መዓልቲ ኣቢሉ ድማ ብግሁድ ትርኢት መልኣኽ ኣምላኽ ናብኡ ኣትዩ፡ ዎ ቆርኔሌዎስ፡ ኪብሎ ኸሎ ረኣየ።
4፤ ንሱ ኸኣ ጠሚትዎ ሰምቢዱ፡ እንታይ እዩ፡ ጐይታይ፧ በለ። ንሱ ድማ፡ ጸሎትካን ምጽዋትካን ናብ ቅድሚ ኣምላኽ ንመዘከርታ ደዪቡ እዩ፡
በረከት ጸሎቱን ኣማላድነቱን ናይ ቅዱስ ቆርኔሌዎስ ምስ ኩላትና ይኹን ኣሜን።
ካብዚ ቅዱስ ኣቦ እንመሃሮ፡ ኣብ ቤትና ናይ ጸሎት ስፍራ ክንገብርን ነቲ ብስውር ዝርኢ እግዚኣብሔር ካብዚ ክፉእ ተግባርናን ሓጥያትናን ካብዚ ክፉእ ወለዶ ክንድሕን ኣእዳውና ዘርጊሕና ኦ ጎይታ ወዲ ዳዊት መሓረና፡ ዑረት ልብና ኣብርሃልና ንበሎ። ካልኣይ ብምጽዋት ውን መንግስተ ሰማያት ከምንወርስ ክንፈልጥ ኣለና። እዚ ማለተይ ግን ካብ ሓጥያት ርሒቅና። እመብርሃን ምስ ኩላትና ትኹን ኣሜን።
አሜን አሜን አሜን 🙏🏾🙏🏾🙏🏾 ቃለ ሂወት የስማዓልና እግዚአብሔር ጸግኡ የብዛሐልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዲያቆን ሐዉና።
ናይ ብሓቂ መምህረይ ዱፉናቲ ልቢ እና እሞ
ልቢና ኣእሞሮናን ይክፈተልና እግዚአብሔር
ናዓካ ከኣ መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ፈጣሪ
Amen amen amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን,ናይብሓቂ አዩ ኩቡር ድያቆን
አሺ 🤲🏻🤲🏻🤲🏻
ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላኽ ይሓግዘና ንክሉ ክንግብር
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወት የስምዓልና ድያቆን ሓወይ ኣምላክ እድመን ጥዕናን ይሃብካ ንዓና ክሕሸና
Amen amen ame kalehiwet yesmalna tsgu ybzahalka
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዲያቆን ሓውና ❤️❤️❤️
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ካለሂወት የስመኣልና ዳኮን ሃወይ
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ክብር ሓዉና
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና አብ ልቦናና የሕድሮ አብ ትሕቲ እግዚአብሔር ንዓና ንድኩማት አሕዋትካ ክትልዉጥ ላዕልን ታሕትን ትብል ዘለካ ሓወይ ማዓረይ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርከልካ ንሕናዉን ምስማዕ ዘይኮነ አብ ተግባር ክነዉዕሎ አምላከ ቅድሳን ይርዳአና
ብልቦና ዝስዓረ ቅቡእ ናይ እግዚኣብሄር
ዋላ ይርሓቕ እቲ ከየዕረፈ ዝኹሕኹሕ ለበዋኡ
መመሊሱ እንዳደመቐ ነቲ ልብኻ ከይውደቕካ ትጉዓዞ ጎደና ከተልልን ከብርሃልካን
ኣይጽግሞን ኢዩ'ሞ እቲ ዝበለጸ ሃብቲ ዝወነነ ጥበበኛ ነቶም ኣብ ጽምዋ ኮይኖም
ትዕግስቱ ዝብህጉ ናፈቕቱ መዋዳእትኦም
ሩፍታ ከምዝረኽቡ ኢዩ ዝገብር።
እግዚኣብሄር ጻማኻ ይሃብካ ክቡር መምህር።
ኣሜን ዲያቆነይ ቃለ ሂወት የስምዓና
ናይ ዘመና ዮሃንስ ኣፈወርቅ ንዓና ክሕሸና እግዚአብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጸጋ በዲበ ጸጋ ይዓድልካ
ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ክቡር ዲያቆን ኣስመላሽ ሓውና ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባረክ ኣምላክ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም ንዓና ክሕሸና ኩሉ ስብከትኩም ጥዑም ሰሚዕካ ዘይጽገብ
አሜን ቃል ሂይወት የስማዓልና ዕድሚን ጥዕናን ይሃብኩም መም መሪገታ ኣሽመላሽ ሓወይ
ኣብ ተግባር ከነውዕሎ እግዚኣብሄር ብምሕረቱ
ናብራና ብበረከቱ
ሂይወትና ብጥበቡ ትዕግስቱ
ዕድሜና ብልደቱ
ይባርከልና ብናይ ቅድስ ድንግል ወላዲቱ
ኣይፈለየና ክብርን ምስጋና
ይኩን ስለ ዝምሃረና።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመኣልና ኤድመን ጤናን የሓብካ ፈጣሪ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል-ሂወት የሰመዓልና
.
ምስጋና መላእክቲ ዘስማዕካና መምህር . ዲ/ን ኣስመላሽ ገ/ሕይወት።
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸግኡ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኸልካ።
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብር ድያቆን ሓውና እግዚኣብሄር ፀጋ አብ ልዕሊ ፀጋ የብዝሐልካ ንዓና ውን ዝተማሃርናዮ አብ ልቦናና የሕድሮ ጥራሕ ሰማዕቲ ከይ ኮናስ አተግበርቲ ክንከውን ኣምላክ ይሓግዘና አሜን
ቃለ ህይወት የስምዓልና መምህርናን ሓውናን መሪጌታ ዲያቆን ኣስመላሽ ኣምላከቅዱሳን ጸግኡ ዕጽፍን ድርብን ጌሩ ኣብዚሑ ይሃብካ
amen amen amen qale hiwate yesmalna deacom memihrna
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ድያቆን ኣስመላሽ ሓውና እግዚኣብሔር ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባርክ ጸገ ኣብ ርእሰ ጸጋን ጥበቡን ይዓድልኩም ናይ እመኣምላክ ኣማላድነ ናይ ቅዱሳን ጸሎት ምሳካ ይኩን ከይንጠፍእ ትምግበና ዘለካ ትምህርቲ ትምህርትካ የብዝሓልና ።
ቃል ህወት የስመዓልና አሜን! እግዚኣብሄር ፀግኡ የብዝሓልካ ዲ/ን ሓወይ
Amen amen amen kale hiwet yesmealna xega ab leli xega egzaebher amlak yhabka diakon hawna ab etgebro xelotka zekreni eka
ፍጣሪ ጥዕናን ሰላም ቅሳነትን ይሃብካ ንዓና ክሕሸና።
ኣሜን
Amen
አሜን አሜን አሜን
amen amen amen kale hiwet yesmalna
ቃለ ህይወት የስመዓልና ፈጸምቱ ክንክውን እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይሓግዘና እግዚኣብሄር ይባርኽካ ዲያቆን ሓውና 🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስማዓልና።
Neye behki. Amen amen amen kal hiwet yesmealna Egzabhar amlak edmen tenan yihabki 😭😭😭😭
እዋይ እዋይ ቅዱስ ስእሊ ኣብ ቤተይ እንከሎ ሓጥያተይ ግን ብዙሕሕሕ እዩ ጸልዩለይ😢😢😢😢😢
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ጸጉኡ የብዛሓልካ ዘስተዉዕል ልቢ ይሃበና
Amen Amen Amen ❤❤❤❤❤❤❤l❤❤
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና አግዚአብሔር አምላክ ይባርካ ድያቆን ሓዉና👏👏👏
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት ያሰመዐልና ክብር መምህር ሓውና ዴያቆን ፀግኡ የብዘሐልካ
Kalie hiwet yesmealna dyaqon hawena Egziabiher amlka xegiu ybzhalka embrhan beamladneta tdegfka kudusan melaikti bamaladnotomn bteredaintomn ydegfuka nay agelglotka zeman Egziabiher amlka ybarkelka
Bhakti Diyaqon Hawuna Egziabher Amlak Nay Zebenka Agolguleka Ybark
ቃለ ሂይወት የስመዓልና ድያቆን ሓውና ዝስተውዕል ልቢ ይሃበና ፈጣሪ::
ኣሜን ድያቆን ሓወይ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ናይ ኣጎልጉለት ዘበንካ ይባርኽ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና እግዚኣብሔር የዕዚዙ ጸግኡ የብዝሓልኩም ዲያቆን ሓወይ ዝተማሃርናዮ ኣብ ልብና የሕድሮ።
Egziabhier amlak tsegeu yebzhalka dyaqon hawna 🙏🏼🙏🏼🙏🏼
Amen Amen Amen Qale hiwet yesmealna hawna diyaqon.
Amen amen amen qal hiwet yesmalena memhera diyakonyyy
ኣሜን ቃል ህይወት የስመኣልና መምህር ዲያቆን ኣስመላሽ
እሜን እሜን እሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና ክብር ሓውና
ቃለሂወት የስምዓልና ድያቆን ኣስመላሽ ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልካ.
ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና 🙏
አሜንንንንንንን
ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ዝተረፈ ዘመንኩም ይባርክ እግዚኣቢሄር ኣምላክ ጸጉ የብዝሓልኩም ንዓና ከኣ ዝተመሃርናዮ ንምፍጻም የብቅዓና እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣሜን
ቃል ሂወት ይስማልና ዲያቆን ሓወይ
Amen Amen Amen kale hiwet yesmaelna diyakon hawna egzabher Amlak xegu yebzhalka
Amen amen amen qal hiwet yesmalna egzabher amlak xegu yebzahlukm
Amen Amen Amen Kale Hiwet Yesmealna Amlak.
Xega Ab Lieli Xega Yebzhalkum Fetari
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሕይወት የስምዓልና መሪጌታ ኣስመላሽ ዝተመሃርናይ እግዚኣብሔር ኣብ ጽላት ልብና የሕድሮ።
AMEN AMEN AMEN Qale hewete yesemalena memeher edemen tenane yehabeka fetare 🤲🤲🤲⛪⛪⛪
Temesgen fetari !!!!!!
Memhrey tmrtka harifeye zsemao
Mo agziabhir bxegau ydegfelna
Fltet knqesm
ቃሉ ሂወት ይስማልና
Qalhiwet yesmalna dyakon hawna jemari zey konkas fesami egberka fetari kulu alem
Nay bhaqi egzabhier xega bdibe xega yxeguka amlak edmen tiunan yhabka diyaqon hawuna egzabhier msakum ykun neana khshena
መዋእል ዕድመ ይሃብካ ኣቦና መምህርና ድያቆን
Amen amen Amlak yhagzena 🙇♂️
Amen qale hiwet yesmialna memhrna diakon Asmelash. Wetru eye zxbeyeka. Shawer kiatu keleku kulu gze natka sbket Aw abile ysemie emo menfesey yhdes kemue win nkestentin gze yrekib. Amlak nay agolgulet zemenka ybarik.
Amen kale hiwet yesmalna abona
Amen amen amen kale hiwet yesmalna nayagolgulot zemenka egziabiher ybarkelka 🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዲያቆን ሓውና ኣብ ልብና የሕድሮ ኣምላኽ ዓጽምኻ ዘጥልል ቃል
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna amlak xegu Dyakon hawey ❤💒🙏👍💒❤⛪🙏
Kalehiwet yesmalna, Amen.
Amien Amien Amien kal hiwet yesmealna ztenegrena ab lbna yeqorelna Amien(3)
ቃል ሂወት የስማዓልና ክቡር መምህርና
እግዝኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ