Mangstu was bad to Eritrea and it's People but what he did with our hero mabrhtu was historical. It shows military respect even with your enemies. Woyane Ka mesom zewadqu zenabru maqaber sewat yefihru. Good job 💯
Great job. Eritrean commandos just in 18 minutes destroy 33 Ethiopian air force fighters jet and helicopter, Sewu Mebrhatu will be always in our heart, Kesenu Sematatena . Awet Nehafsh
Anes kemzi jemrato zele kulu nsel eritrana zahalefe nmexai zemado tark hazel zelewo derftat amargwa nsele eru zahle jignent azi u agdasi u tarki drka mreya yehileka u kebraet yaheley bkemzi zelato ktenbeb waers interteyment i love u
ጽቡቅ ስራሕ። ሓደ እዋን ብፊልም ክትስራሕ በዓል ምሉእ ተስፋ እየ።
Woow ኮማንዶ ብጣዕሚ ዓቢ ስራሕ ቅያ 18 ደቂቅ
aye we jegnnet deqi ereyyyy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🏅🥇🏅🥇🏅🥇🏅🥇🏅🥇🏅🥇🏅🥇🏅🥇🏅🥇🏅🥇🏅🥇🏅🥇🏅🥇🎋🎋🎋🎋🎋🎋🎋🎋🎋🎋🎋🎋🎋
Thank you so much for sharing this history with us all
Truly in tears by how moving this short clip was. Please keep up the historically based music videos!👏🏽👏🏽👏🏽😭🇪🇷 awet nehfash
what a amazing directing!
Merhawi meles btami blux director mewaxio yfterelka
ይበል ይበል ፍሒራ ወትሩ መንእሰይ ስሑል ድምጺ ኣይትጥፍኣና፡ ኤረየ ኤረና ከተማታት ኮይኑ መዓስከርና።
Ane sega Sariam ele hawey Gebreyesus 😍🇪🇷
ኤትራዉነት ኩቡር መንነት ጀጋኑ ደቂ ዓደይ
ናይ በሓቂ ጽቡቕ ስራሕን ተበግሶን ንምዕቃብን ምውርራስን ተመኩሮን ኣበርክቶን ዝሓለፉ ኣቦታትን ኣያታትን። ኩሉ ቅያታት ኤርትራውያን ተጋደልቲን ዋርሳይን ካብ ንሓቂ ንጽንጽዋይ ይቐርብ። እግዚኣብሔር ሃገርና ይባርኸልና። ነቶም ናይ ትማሊ ሰብ ቅያ ድማ ብቕንዕና ከውርሱን ወረስቲ ድማ ብቕንዕና ክንወርስን የብቀዓና።
We want more from our history pls continue . Good job
ናብ መሬትናን ባሕርና ኣይተቆምቱ ዋና ኣለዋ እዛ ሃገር፦ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷፦
ልዕልና ሕጊ ኣብ ዘይርጉእ እዋን ኣኸደምቶም ኣጆኹም ዝበልዎሞ ፡ ህዝቢ ኢትዮጵያ ኣዳናጊሮም ፡
ኤርትራ ባሕራምበር ህዝባ ኣይድለየናን፡ እዩ ኢሉ ሃይለስላሴ ሓሊፋ ።
እምቢ ያለ ሰው ጥይት ኣጉሩሰው ኢሉ ፡ መንግሥቱ ኃለማርያም ሓሊፋ ።
ሕብሪ ዓይናኖም ባህ ኣበለናን ኢሉ ፡ መለስ ጨናዊ ሓሊፋ ።
ተመጣጣኝ እርምጃ ከወስዴ ኢሉ ፡ ሃይለማሪያም በለስ በሊዑ ሓሊፋ ።
ናብ መሬትና ባሕርና ኣተቆምቱ ሃገርና ዋና ኣለዋ ፦🇪🇷
እም ከምዝመጽዎ ኩሎም ክሓልፋ እዮም ኤርትራ ንኤርትራዊያን ብኤርትራዊያን ጥራይ ትውነን ዋጋ ደምና የዕጽምትና ኩቡር ህይወት ዝተኸፍላ ህያብ ጀጋኑና እያ ። 🇪🇷
ንወዲ መድህን በራድ በሎ ከማኡ
💪👍✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏✊👍💪
Wowww betemi zahebenen zakuren jegnenat bejagnuka tehaben eritrawie
Amazing video incredible story. I wish the clip was much longer. AWET N'HAFASH ✊🇪🇷
well done nebari tarik enber nebari seb yelen viva deki meret
ደጋጊመ ዘይጸግቦ ታሪክ ህዝባዊ ግንባር ኣቦታተይ ጀጋኑ ሰብ ስረ !!
Mangstu was bad to Eritrea and it's People but what he did with our hero mabrhtu was historical. It shows military respect even with your enemies. Woyane Ka mesom zewadqu zenabru maqaber sewat yefihru. Good job 💯
ብድሕሪኩም ጅግና እብ ኤሪትራ እይተወለድን
Cinematic history nice Work 🇪🇷👌
Mission impossible made possible by Eritreans Fighter's with in 18 minute's 🇪🇷
GREAT PRODUCTION!! Elelelelelele.
Welcome deki eritrea
እዚ ታሪክ እዚ ስጋብ ህጂ ኣብ ዓለም ብኣል (CIA,KGB,MOSAD) ዘይገበርኦን ክገብርኦን ዘይክእላ ዘይ ሃስስ ሃበንን ኩርኣት ታሪክ ህዝቢ ኤርትራ እዩ ዘልዓለማዊ ዝክሪ ን ስውአትና ዓወት ንሓፋሽ ። 🇪🇷
Awet nehafash fili
ዓርከይ ጀጋኑ እዮም በል ድኣ እምበር ምስ ብዓል ሞሳድ'ሲ ኣይተዋዳድረና ድኣ ከይዳትካ ኣላ ዘረባ ዓቅምኻ ምፍላጥ ጽቡቕ እዩ...kkkkk
@@yoskaentertainment Tiray Elka 😄
patron naybehaki eyu mknyatu abti gize sewra eritrawi mulue hiwetu wefiyu sle zkales znebere srihitatu 95% agerami bzkone awet ygonaxef neru ab sleyawi tarik hzbna eti knamnelun knkoralun zgbeana haki eyu. for example hade gize tegadelti hzbawi gnbar nay sleyawi cors ab America ab zwesdulu zneberu gize kiya18 dekik si America kem zgeberwo koynu Americawiyn n memhari ytkemulu nerom abu shiyu kndey ktie gerom mstom memeharan ezi kiya nay Eritrea eyu elom malet u etom memeharan eritrawiyan mkanom ms feletu gn kkatiewom aykealun slezi kyana kem memhari koynu neru ab giziyu kemlom keykone deki dahreweyti keyteweledkum
Akimi rikibka b film kisned zelewo abi tarik eyu good job guys 🇪🇷🇪🇷
Memelisu zkulae meninet!!!!ajona meftot guanot keynkewun deqi erey xaeda!!!
ብጣሚ ዘሔብን ጅግንነት ዝተገብረ ነፍስወክ ኤርትራዊ ክሕበነሉ ብኮማንዶ ሕዝባዊ ግንባር በርቃዊ መጥቃቲ አብ አስመራ ኤርፖርቲ 40 ነፈርቲ ዝሓምሸሹ ጅጋኑ ወትሩ ሞጎስ ንዓኩም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷‼️‼️‼️‼️‼️‼️‼️
ህርመት ፊሒራ ዋው ዘብል ኢዩ መምህር ኣርት ሃገርና
Love this song ❤️
ኣሕ ሰራሕቲ ቅያ ዞም ጀጋኑ ኣያታትና
ጹቡቅ ምጅማር ይግበረልኩም ዋርሳ ኢንተርተይመንት
W og song with music vid at the end
Historical Song & great video ❤ much appreciated Deki Eri 🌷✊
Great job. Eritrean commandos just in 18 minutes destroy 33 Ethiopian air force fighters jet and helicopter, Sewu Mebrhatu will be always in our heart, Kesenu Sematatena . Awet Nehafsh
Mass amete mihret neru eti 33 air force kekasulu kelewu
Smart Eritrean 1984
Lbi❤️ ztnkif srah! Blbi Yemesgn.
Waw betami xbuk srah ntarikna tftsh🇪🇷🇪🇷🤙🏾🤙🏾
Nay jeganu tarik
Ah aye we zhalefe jgnnet ajekum kexilyo
Eritrawi mikaney kabti zehdguseni iyu comando tarikawi zelalemawi zikri ni siwuatna
Our true great story
Anes kemzi jemrato zele kulu nsel eritrana zahalefe nmexai zemado tark hazel zelewo derftat amargwa nsele eru zahle jignent azi u agdasi u tarki drka mreya yehileka u kebraet yaheley bkemzi zelato ktenbeb waers interteyment i love u
Texawitklom endo emo bael Tekalu .
እዚ ታሪኽ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ እምበር ንዝኾነ ብፉሉይ ንዝኾነ ዘሐብኖ የለን ስለዚ ጀጋኑ አሕዋትናን አቦታነት ዓኹርዖምናዮም ግን አብዚ ግዜ እዚ ብምልዓላ ከምቲ ኢሰያስ ዝብሎ ዝኸሰረ ነጋዳይ መዛግቡ ይግንጽል ዝተባለ ከምኡ ተምስል ግደ ሓቂ ስለዚ ከምቲ ነናጽነት ዘርአኽሞ ትብዓት ስልጣንን ዲሞክራስን ንመንእሰይ ወሎዶ ንምርካብ ግዚኡ ሕጂ ።
ከመይ ከመይ ደአላ እዛ ዘረባኻ? ኤርትራ ቤኤርትራአ መኣስ ኮይና ንናጽነት ተቓሊሳ፣ አንጻር ናጽነት ዝተቓለሱ መአስ ውሒዶም፣ ፈሊጦም ዘስቀጡውን ማእለያ የብሎምን። ግራት ንሓራሲኡ ከምተባህለ እዚ ታሪኽ ነቶም በብግዚኡ አብከምዚ ዓይነት ጅግንነት ንዝተዋሱኡን ንዝተበጀውን መዘከርታን፣ ንሓዲሽ ወለዶ ከአ ትምህርቲዩ። ደድሕሪ ናጽነትውን ብመልክእ ብመጽሓፍው ተጻሒፉ ተወርዩሉዩሞ ኤርትራዊ እንተኾይንካ ምስካልእ ጉዳይ ከተታሕዞ አይትፈትን። ወደሓንካ!
*ሓጻር መዘከርታ ንሃንዳሲ" ቅያ 18 ደቓይቅ ስርሒት ሰምበል" ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም!*
Nic job 💯🇪🇷♥️🇪🇷💪🐪
Glory to our martyrs!
ጽቡቅ ተበግሶ ኢዩ ፡ ኣብ ታሪኽ ገድልን ተጋድሎን ህዝቢ ኤርትራ ካብቶም መወዳድርቲ ዘይብሉ መስተንክራዊ ቅያታት ሓደ ኢዩ፡፡ ግን ብከምዚ ኣጠቃሊልኩም ኣብ 10 : deqiq ከምዚ ጌርኩም ከተባላሽውዎ ጽቡቅ ኣይኮነን፡ ዝምውለኩም ተረከብኩን ጽቡቅ ስራሕ ስርሑ
Mussie Bereket ata nezi zgeberuwo keman amesgn, nska entay gerkala eske tezareb. Habesha chufluk, ms resah meakorkum negativity meliukum.
#ዓመትና አዩ
ሰላም ኣብ ኩሉ ክርንዓት ዓለም ዘለኩም ኤርትራውያን የሕዋት ።
መቸም ከምዚ ኩላትና ዝተዓዘብናዮ ኣብዚ ዝሓለፈ 4-5ዓመታት ብዙሕ ፖለቲካዊ ምቅይያራት ዝተዓዘብናሉ ዓመታት አዩ ኔሩ ነዊሕ ከይከድና ኣብ ከባቢና ጥራይ ምምጻአ ቀዳማት ምኒስተር #ኣቢ #ኣሕመድ
ዘይቋርጽ ብርቱዕ ህልቂት #የመናውያን
ሓያል ናዕቢ ኣብ ጎረቤትና #ሱዳን
ናይ ለውጢ ጻውዒት ምኒስተር #ብርሃነ #ኣብርሀ #ኪዳነ
ሓድሕድ ግጭት ብሄራት #ኢትዮጵያ ብ ልዑል ናህሪ
ምኽፋት ዶብ #ኢትዮ - #ኤሪ ።
አዚ ኩሉ ብ ኸፊል ዝርአ ገለ ለውጥታት ናይ ከባቢና አዩ አዚ ኣብ ከባቢና ኮይኑ ኣብ ሃገርና ኤርትራ ብፍላይ ኣብዚ ግዜ አዚ ዘሎ ድሌት ናይ ለውጢ ኣዝዩ ዝምስገን አናኮነ ይመጽአ ከም ዘሎ ኩላትና ንዕዘቦ ኣለና
አዚ ከምዚ ኢሉ ከሎ ብ ስርዓት #ወያነ ዝአለም ዘሎ ተንኮል ብ ብሄራዊ ግጭት ትሕመስ ኤርትራ ፈጢርካ 39ተጠቂምካ ዓባይ ትግራይ ምፍጣር ዝብል ኣጉል ድንቈና ወያነ ውን ብ ግሁድ ዝፈሸለሉ አዋን ውን አዩ ።
ስለዚ ንሕና ኤርትራውያን መንአሰያት ኣብዚ ግዜ አዚ ሃገራዊ ንቅሓትና ኣበሪኽና ነቲ ኣብ ሃገርና ዝመጽአ ለውጢ ብ ቅኑዕ ልቦና ጠሚትና ብ ሰላማዊ መገዲ ክትግበር ክንዳሎ ይግብኣና
ካብ #ቂምን #ሕነ-#ምፍዳይን ዝኣመሰሉ ን ቁልቁል ዝነቁቱና ድሑራት ኣተሓሳስባ ወጺና ሃገርና ኤርትራ ብ ሕግን ቅዋምን ትመሓደር ብልጽግትን ምዕርግትን ን ምግባራ ብ ኩሉ መለክዒታት ክንዳሎ ሓላፍነት ክንስከም ንግደድ
#ሃገራዊ #ባይቶ
አዚ ኣብ ሃገርና ኤርትራ ተጀሚሩ ዘሎ ናይ ለውጢ ምንቅስቃስ ብ ንቅሓት ብ ምጥማት ማኣዝኑ ኣብ ምትሓዝ ሓላፍነቱ ብ ጉቡኡ ብ ምጥቃም ነቲ ሃገራት ካብ ዲክታተራዊ ናብ ቅዋማዊ ወይ ዲሞክራስያዊ ስርዓት ክሰጋገራ ከለዋ ዘጋጥምዎን ብድሆታት ክምክት ይግባአ አዚ ን ምግባር ክኣ ኣባላት #ሃገራዊ #ባይቶ ብድሆታት ን ምግጣም ን ለውጢ ተዳልዮም ክጸንሑ ይግባአ ዘለዎም ብስለትን ሕሉፍ ተመኩሮን ን ነቲ ዝመጽአ ዘሎ ለውጢ ማኣዝኑ ከም ዘትሕዙ ዘጠራጥር የለን ።
#ክፍሊ #ሃገራዊ #ድሕነት
#ፍርዳዊ #ኣካል #መንግስቲ
#ኣዘዝቲ #ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ
#ኣባላት #ካቢነ #ምኒስተራት
#ምኒስትሪ ዜና
#መራሕቲ ሃይማኖታት
አዚኦም ኣካላት ውን ዘለዎም ሓላፍነት ብ ምግንዛብ ነቲ ዝመጽአ ለውጢ ቅርጺ ኣብ ምትሓዝ ብ ንጥፈት ክዋስኡ ይግባአ ።
ኤርትራውያን ኣብ ታሪኽና ዝተዓንቀፍናሉ አንበር ዝወደቅሉ
የለን
ኤርትራውያን ኣብ ታሪኽና ዝተሰዋአናሉ አንበር ዝሞትናሉ
የለን
ኤርትራውያን ኣብ ታሪኽና ዘዕረፍናሉ አንበር ዝደኸምናሉ
የለን ።
ዝሓለፈ መከራና ይምህረናን ድርብ ሓላፍነት
የሰክመናን አንበር ኣየጃጅወናን አዩ
ስለዚ ዘለናዮ ሃዋህው ናይ ለውጢ አዋን አዩ
ንቅሓትና ነበርኽ
ርሑስ ባዓል ልደት ን ኩላትና ኤርትራውያን
bravo
ራሻ ertrwyan teswena ember aymotinan elka ezom libya zemotuna yehwatina ke meswaeti du ketrdeni do mkalka tnx
Welcome
Atum sebat seb sre. Ab 18 minutes 33 neferti 💪💪💪💪
Abzi nehelka tarih abey mo amlak fkrn snitn yhabkum ruhus hadsh amet ygberelna
ኣየ እወ ናይ ቀደም ኩማንዶ ኣየ'ወ ቀደም ዲኣ ጀካኑ ኔሮም ሕጂ ግን ወካሩ በዝሖሙና እምበር ብዝኮነ ጽብቅ ስራሕ
ሰላም ክቡራትን ክቡራንን ኣካየድቲ ስራሕ "ዋርሳ መዘናግዒ ማእከል" ብመጀምርያ ንሕና ኣባላት ማይኮ ረከርድስ ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ንምነየልኩም፤ ብምቕጻል ከምቲ ወትሩ ንኹለን ብኤርትራዊያን ዝዉነና ናይ ዩቱብ መርበባት አንገብሮ ምትብባዕ ነዛ ናትኩም አዉን ፉሉይን ሕልፍ ዝበለ ደገፍን ምትሕብባርን ክንገብረላ ደስ ይብለና፤ አቲ ምንታይሲ ሓደ ካብቲ ቐንዲ ዕላማ ማይኮ ረከርድስ ንጽባቀ ኤርትራዊ ክብርታትና(ያታና ባህልና ወግዕና ታሪኽና) ጽባቐ ሃገርናን ብመገዲ መርበብ ዩቱብ ኣቢልካ ምስ ዓለምና ምልላይ ስለዝኾነ አዛ ናትኩም መርበብ አዉን ኣብዚ መዳይ ነጢፋ ብዙሕ ከም አተበርክት ብኣጋኡ ይርኣየና ስለዘሎ አዩ፤
ንሎሚ ከም መበገሲ ድማ አዚ ዝስዕብ ሃናጺ ሬኢቶ ክኸዉን ይኸአል አዩ ኢልና ዝኣመናሉ ከነካፍለኩም፤ ብርግጽ አዛ መርበብ ብናይ ጊዜ መቓን ክንርአያ አንከለና ሓዳስ መርበብ ናይ 6 ወርሒ ጥራሕ ዕድመ ዘለዋ አያ፤ ይኹን ድኣምበር ኣብ ዉሽጢ 6 ወርሒ ልዕሊን ዝተዓጻጸፈ ናይቲ ጺዒናቶ ዘላ 5 ቪድዮታት ክኸዉን ኔይሩዎ፤ ከምአዉን ብዝሒ ናይቶም ተኸታተልታ (ሳብስክራይበርስ) ልዕሊን ዕጽፍን 375 ክኸዉን ኔይርዎ፤ ስለዚ አምብኣር አዛ መርበብ አዞም ዝስዕቡ መባአታዊ ነገራት ክትገብር ምኽርና ንልግስ፤
1, አቲ ገበር ናይዛ መርበብ ሕጂ ብዘይካ ጽሑፍ ዋላ ሓንቲ የብሉን፤ አቲ ገበር ነዛ ናይዛ መርበብ ዕላም ዝዉክል ሰአሊ ክኸዉን ይምረጽ፤ ዋርሳ ዝብል ኣዝዩ ኸቢድ ስም ሒዝካ ምስኡ ዝዳረግን ንዋርሳ ብልክዕ ዝገልጽ ሰሰአሊን ክግበር ኣለዎ ንብል፤
2 ኣብታ ብዛዕባ ወይ (About ) ዝብል ብዛዕባ አዛ መርበብ ዝገልጽ ጹሑፍ ዋላ ሓንቲ የለን፤ ንሱ አዉን ብጉቡአ ክምላአ ኣለዎ፤ አቲ ዕላማ ናይዛ መርበብ ኣብኡ አዩ ክግለጽ ዘለዎ፥
3 ብብዝሒ ኣብ መራኸቢ ብዙሓን (Facebook, Twitter, Instagram) ዕረፍቲ ዘይህብ ምዉዕዋዕ ምግባር የድሊ፤
4, ኣብቲ ዉሽጢ መሳርሒ ናይቲ መርበብ አዉን ሓደ ሓደ ዝግበር ነገራት ስለዘሎ ብዛዕብኡ አዉን ኣገዳሲ ሓቤሬታ ክንህበኩም ሕጉሳት ስለዝኾንና በዚ ዝስዕብ ኢመይል mike@@t ክትራኸቡና ትኸአሉ ኢኹም፤
ብዝተረፈ ዓመተ ሰላምን ራህዋን ቕሳነትን ይግበረልና፤ ኣብ ኩሉ መዳያት ንጥፈታትኩም ድማ ሙሉአ ዓወት ንምነየልኩም፤ ኣጆኹም በርትዑ፤
ማይኮ ረከርድስ
*ኣብ ዕላምኡ ዝስዋእ ጅግና ዩ ስለዚ ብኣጋባብ ቕበርዎ ነፍሲ ወከፍ ወተሃደር ከኣ ንኣብየታዊት ኢትዮጵያ ብኸምዚ ዝበለ ጅግንነት ክስዉ ኣላ ይግባእ*
ኮ/ል መንግስቱ ሃይለማርያም
Maico Records እዛ video ኣብ መወዳእታ ርኢኹማ እንተደኣ ኮንኩም ከምዚ ኣብ ላዕሊ ጽሕፈዮ ዘለኹ ዝብል ኣሎ እንታይ ንምባል ኢዩ ክትሕጉዝኒ ምኻኣልኩም ዶ ክጽበየኩም ኢየ Maico Records የቀንየለይ*
@@ኤረናኤረና *ኩቡር ሓው እቲ ለኽበጥበጥ ትብሎ ዘለኻ ንዓይ ድዩ ንዓይ እንተ ኮይንካ ስለ ዘይተረድኣኒ ኢየ ሓቲተ ዘይተረድኣካ ምሕታት ድማ ሕማቅ ኣይመስለኒን የቀንየለይ*
@@entertainment-yf7je ane kem zrdani ko mengstu haylemaryam u komeu eilu malet bjgnnet nayti eritrawi tegerimu etom serawit naymengstu ka kemti eritrawi jeganu kkonu eilu u.neti Eritrawi abnet gerwo sori gn bzteredani ye
@@entertainment-yf7je መርሓባ "ፍቕሪ" ኮማንዶ ህዝባዊ ግንባር ኣብ መዕርፎ ኣስመራ ኣትዮም አቲ በርቓዊ መጥቃዕቲ ክዋድዱ አንከለዉ ሓደ ብጅግንነት ተሰዉኤሞ ንጽባሒቱ ንግሆ ምስ ረፈደ ወዮ ወትሃደራት ደርግ ነቲ ናይቲ ጅግና ሬሳ አንዳ ጎተቱ ኣብ ጎደናታት ኣስመራ ከዝርዎ ተበገሱ፤ አዚ ቕድሚ ምዃኑ ግን መንግስቱ ሃለማርያም ከመቕጽበት ናብ ኣስመራ መጼኡ ነቲ ኹሉ ናይ ህዝባዊ ግንባር ኮማንዶ ዝፈጸምዎ ስራሕን ናይቲ ሓደ ስዉአን ጅግንነት ብጣዕሚ ተገሪሙ ነቶም ናቱ ወትሃደራት አልቢ ዘይብሉ ጸርፊ ምስ ጸረፎም ነቲ ጂግና ብኽብሪ ከቐብርዎ ከምዘለዎም ኣዘዞም፤
@@jonshewitey6298 *ብጣዕሚ የ ዘመስግን የቀንየለይ*
Srhit senbel🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪👈
Abzilo Tarik 🇪🇷🇪🇷
Eziom kernafat b lulawit hager Eritrea zeytewahtelom nghon mshetin nezi yraywo. Eritrea natom jeganu seb sire eritreawiyan nzelalem eya. Mekniyatu nexanetna ab biyati gieru zekebelena sle zeyblna chelgimna ena abarirnayom::
Nic mara eye zefitwa eza keya
ብዛዕባ እዚ ታሪካዊ ፍጻሜ እቶም ተግበርቱ ብከፊል ብሂወት ከለው ዝዓበየ ፈልሚ ክስራሕ ትጽቢትና እዩ።
አዚ ን ከምዚ አይነት ማእለያ ዘይብሉን ብዝኮነ ከተወዳድሮ ዋላ ንመጻኢ መመሊሱ ዝህድሰካ አብ ነፍሲ ወከፍ ተጋዳላይ (ኤርትራዊ) ዝነበረን ክህልውን ነጀጋኑና አሰሮም ከንህዝ ንስወአትና ክንድብሶም ካብዞም በለዕቲ ብጾቶም ህግደፋውያን ተጠንቂቅና በብዘለናዬ ዋልታ ኤርትራ ክንከውን አለና ።ጀግንነትን መሰዋእትን ኤርትራውያን መጻወቲ ሐደ ጹሉል መደናገሪ ጠላም መራሒ ህግደፋውያን ከይትከውን መዓልቱ ክትሐጽር አለዋ።
even if am from ethiopia i like it ........nice work but which plane did u crash from ethiopia
U
wawwwwww Wedi ERI
Entay emo hgdef kolo entay selam alo
ኣየወ ጅግንነት መዳርግቲ ኣልቦ እንታይሞ ሕጂንዶ መጻወቲ ኾይኑ ግን ጽባሕ ካልእ ማዓልቲ ስለ ዝኾነት ታሪኽና ንዘልኣለም ነባሪ መታን ክኸውን ክዕቀብ ጥራይ ኢዩ ዘለዎ የቐንየልና ፍሒራ ስለቲ ኣበርክቶኻ እዚ ታሪኽ እዚ ግን ጽባሕ ምሽ ከምዚ ሕጂ ህግደፍ ንታሪኽና ሸለል ኢልዎ ዘሎ ቡዙሕ ጻዕርን ወጻኢታትን ጌርና ዓቢ movie ሰሪሕና ንዓለም ከነርኢያ ኢና
ERITREA EKO WANA ALEWA, QIRIB DIBELA ABIA TIDEYO
Aziakakrwom neziome kondafat agame kiekfelwa eyom
Bunet kindey anbesa ekayu zelo ab eritrea selam ms eziom yedug dess zey belo
Xbuk tebegso maiko record bzuh zeytdahse alo mo pls pls pls nezi hadish weldo amehalflu hadera hadera hadera.
Wawwwww entay kwoxo
ብፍሊም ምሉእ ክዳሎ ብኻልእ ቃንቃ ውን፡ክትርጎም ዝግቦኦ ታኣምራዊ ስርሒት ስቅ ምባልኩም ከየጉሃየኒ ኣይተረፈን ዘይጠቅም፡ሰሪሔን፡ብብዙሕ ቃንቃታት ክትርጉሞኦ እካ ንርእየን፡ዘለና ኣይፋልኩምን ዳኣ
*ኤርትራውያን ኮማንዶ ቅያ 18 ደቃይቕ 30 fighter jets burned to ash by Eritrean comando 18 min mission!* ሓንዳሲ ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም!
ናይ ብሓቂ ዲካ
@Mike Morbuk ዘይፍላጥይ ይቅሬታ ግን ማራ ኣድኒቀዮ ንስብሓት ትሑትን ሓያልን
Wetru AWET N HAFFASH
Entaymo ezi kulu meswaetin jigninetin nwaya koynu.
Beal Fihira lekbat tedemrenal elkum adi kitzmet tetakiu akekum
እዚ ስሪሕት እዚ ኣብ ዓለም ዘይተራኣየ እዩ
ግን ብፍልም ተሰሪሑ ዘድዕቀብ ክንደይ
ምበለጸ እዞም ጀጋኑ ወትሩ ኣብ ልብና
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌍
Bizeyi derfi flim ente tiserihiwa gele aynet Nero
Hawartiin
🇪🇷🇪🇷🇪🇷☝️💪🏾
ate ane eko kabe seba sera mefataraye hbunu eu eka kabakumu tefateruku deki eri atumu jigenu seba sera seba tareki ekumu medalaye temani gedafeki
ዝጠፈሸ ነጋዳይ
Merhawi meles nay bhaki tsebuk srah emo kea ab weshti eritrea konka tarik jeganu eritreawian kemzi gierka msrahka bltsnetka eiu ajoka aythmek zarkey
Kkkkkkkkkkkkkk zetefasha negaday helof dabtaro yegnxel.
ዕላማ እዚ ደርፊ ከተረድኡኒ ትክእሉ ኣብ ቅያ 18 ደቃይቅ ሓደ ተስፋ መርያም ዝበሃል ዓሻ ከም ዝሞተ ኣንቢብና ኣለና እንታይ ኣምጸኦ ምድግጋም ቁስልና ንሙግዳእ ዲዩ ። ድሕሪ 27 ዓመት ሕቡእ ኣጀንዳኩም ወይ ውጺኢትኩም እዚ እመስል ደቂ ስወኣት ወይ ደቂ ጀጋኑ ካብ ሃገር ኣውጺኩም እሕዋትና ደቂ ኣንስትዮ እተን ዓቅሚ ዝሰኣና መጻወቲ ተጋሩ ጊርኩሚን ኣለኩም ሓቀይ እጂ ንምንታይ ቁስልና ትጉድእና ።
melu film yedleyena alo mis zemenawi production tarik sewrana.
ዋርስ ኣይተሕጽርዎ እንተ ወሓደ 40 ደቂቅ ግበርዎ ኣይትኩሎፉና
እዚኣ ብፊልም ተሰሪሓ ክሪኣ ናይ ወትሩ ትምኒተይ ዪ...እዛ ክሊፕውን አዚያ ጽብቕቲ ስራሕ እያ::
ኤሪትራውነት ከቢድ ሂወት ዝጠለበ ጅግንነት
I love you hagerey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
nay bhaki bletsti srah ab metsayi mlue film ktsrah tesfa ygebr
ክሳብ ሕጂ ከይራእክዋ ምጽነሐይ ካብ ልበይ ጉሂ
👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️✌✌✌🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
halewlew,.
Anta halay entay eyu halewlew, ezi nay geganu serah diyu?
Beakhum kab nifue ziwufe tegadalay tezarabay eyu gegnakhum
ጅግና ሕዝባዊ ግንባር 18 ደቂቅ ሕምሽሽ 40 ነፈርቲ አብ ዓለም ተጌሩ ዘይፍለጥ ናይ ኮማንዶ ስርሒት 19 እውን እትዮፕያ ክገብሩ የማን ገብረገርግሽ ከዲዑ ከምዚ ስዉኡ ጌርዎም ሞጎስ ይኩኖም ተቶም ጀጋኑ ። እብደት ዩቱብ አለኩም who is yemane gebregergish? እትክም ናይዚ ረሳሕ ከዳዕ ዘሕፍር ታሪክ ጌሩስ ሳሕል ከድናስ እንታይ ጌርና ዝብል መጽሓፍ ጺሕፉ ነውራም ስብ
naybehaki eyu mknyatu abti gize sewra eritrawi mulue hiwetu wefiyu sle zkales znebere srihitatu 95% agerami bzkone awet ygonaxef neru ab sleyawi tarik hzbna eti knamnelun knkoralun zgbeana haki eyu. for example hade gize tegadelti hzbawi gnbar nay sleyawi cors ab America ab zwesdulu zneberu gize kiya18 dekik si America kem zgeberwo koynu Americawiyn n memhari ytkemulu nerom abu kndey ktie gerom mstom memeharan ezi kiya nay Eritrea eyu elom malet u etom memeharan eritrawiyan mkanom ms feletu gn kkatiewom aykealun slezi kyana kem memhari koynu neru ab giziyu kemlom keykone deki dahreweyti keyteweledkum..😃😃 habirna eske nhna kea blxgti democrasawit hager nmesrt ... anta wuey edme mensey weledo eritrawi mkankas aysukerekan do 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏻👍🏻👍🏻🇪🇷
ወዲ መድህን በራድ ሐድነትና ኣይደልዮን እዩ
Tarkie jeganenuna kiberbare alewo
Kkkkkkkkkkኣለኩም ዶ እንዳ ፓራ ኩማንዶ ሓይሊ ባርዕ ሳዋ ደቂ ዙረይ,,
ዓዲ ሰብ ስረ እኮ እያ እዛ ሃገር ፡ህግደፍ ገዲፍካ።
ክብሪ ነቶም ጀጋኑ ነዛ መሬት ሓራ ዝገበሩ ፥ከሲንካ ኣይትሕደር ነዚ ኩሉ ዝረሳዕካ ስርዓት ህግደፍ።
Komandooooooo❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍😍
Shabia tefashat tarik albo
Tgraway
Fihra bitami msganabybxahka Tarik kiekeb xbuk tebguso kab bizlale kea kem documentary film dyu kalie bzsefehe kihtem tesfana eyu nay bhaki xbuk srah
ኣጀኩም ድፍዓትኩም ዝደፍሮ የሎን።
የኣኪ ቢላ ዓሊክ በዓል ባይናክ እዚ ጂግንነት ዘሕለፉ በዓል ድቃላ በቃ ኣሚኖምኩም ብሓንቲ ላንድ ኩረዘር ኣጥፊእክሞም ክሎም መን ጠቂሰ መን ክገድፍ ኮማንዶ ስለ ዝበልኩም እንበር በዓል ባባ ቢተወደድ ኣብረሃ ፡ በዓል ወዲ ፖሊስ ኣታ ቁሩብ ሕልናኩም ምስራሕ ዶ ጀሚሩ እከውን ሕጂ በዓል በትኪ በዓል ሽለት ወያነ ኣስመራ ምስ ተቆጻጸራ ንስኩም ንጣብ ዝክሪ ዘበን ክትብሉ 27 ዓመት ኣዲስ ኣበባ መለስ ኣበይ ኣብጺሐኣ ኣሎ ታሪክና ደምሲስክሞ መድሃኒ ኣለም ዘርእኩም እደምሶ ። ደሓን ከኣ ደድሕሪ ወዲ መድህን በራድ ኣጣቂዕኩም ትወጽዎ ከይ መስለኩም
47 dislike people from tigray
ባህላዊ ጉዳያት ህግደፍ እንታይ ሓሲቡ ዳኣ ዪ ለንቀነ ደብተር ዝገናጽል ዘሎ ዕርበቱ ከም ዛኣከለት ዶ ተፈሊጥዎ
Hawey ezi tarik nay men dyu nayzi ab sltan zelo sreat trah dyu ? Ezi ko tarik hzbbi yu . Ab thti zkone kunetat kkyer zeykeal tarikna yu mesleni wala hji fllayt ente halewe
beka kulu tarik nay hgdf enda belkum ttewiwo ahhhh weyy abotatey ahwatey
ኣስተውዕል ታሪኽ ናይመን ሙካኑ ታሪኽ ቲ ነብሱ መኺኹ ብርሃን ሂብና ዝሓለፈ ስዉእ ጅግና ኤርትራዊ ዩ
Erbet dea ntelamatn talenti swaatn ember hzbawi gmbar zeymlket eyu axebikka tfelt eka.
@@dlietaleni18 nay men dea deliki tarik tfelti diki men kem zserho?