ካብ ቶዃሉ ተጠንቀቑ!

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 30 янв 2025

Комментарии • 150

  • @alyealye494
    @alyealye494 Месяц назад +19

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ቀጽል ጥራይ እግዚኣቢሄር ጸጋኡ የብዝሓልካ
    ፍቃድ ሰብ ክትመልእ ፍቃድ ኣምላኽ ኣይትሕደግ ፡ እንጦንስ ዓቢ

  • @MeseretAmine
    @MeseretAmine Месяц назад

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna

  • @Mesimesi-ir4vt
    @Mesimesi-ir4vt Месяц назад

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የሰመዐልና

  • @TemesgenAmlak-dk9un
    @TemesgenAmlak-dk9un Месяц назад +2

    ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና❤❤❤

  • @saraa9497
    @saraa9497 Месяц назад +6

    ኣዘኹም እስኻትኹም ካብ ቃል ኣምላክ ምምሃር ድሕር ኣይትበሉ ጥራሕ መልካም ስራሕ ትሰርሕለኻ ግድን ይኡ ፈተና ካጋጥመካ ድኹሉ ነገር እግዚአብሔር ይሓግዝኹም እስኻማ ለለ መድሓንቶም ድመናፍቃን ደኻ የኔ ጅግና እሽልኻ ቃፅለሉ ስልጣን ሓወይ❤❤❤ፀጋኡ ያብዘሐልኻ ዝያዳይ

  • @حياةبراه
    @حياةبراه Месяц назад +4

    ቃል ሂወት የስመዐና መምህር ስልጣን ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ ፈጣሪ❤🙏🙏

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 Месяц назад +4

    ብሱልት መምሃራን ሓወይ ስልጣን ሓወይ ካሳሁን እግዝአቢሄር ፀግኡ የብዝሓልኩም ቀፅሉ ቃለ ሂወት የስምዓልና 🙏🙏🙏🙏 አሜን ❤❤❤❤❤

  • @iflm9910
    @iflm9910 Месяц назад +2

    ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላኽ ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልኩም

  • @kidaneberhane6938
    @kidaneberhane6938 Месяц назад +4

    ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና እግዝኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ስልጣን ሓወይ ❤❤❤ ናይ ህዝብና ጸገም ዘሎ ንሓቂ ሓቂ እንተ ኢልካ ንሓሶት ከኣ ሓሶት ኢልካ ምዝራብ ስለ ዘይ ተለመዳ ኣብ ማስሜዳ ሓቂ ክትነግር ከለካ ቀጨውጨው እዩ ዝብሎ ብፍላይ ኣብዚ ሎሚ ግዜ ሓቂ ተታዛሪብካ ሰብ ይጸልኣካ ግን ክብሎ ዝደሊ ኣይ ተቃርጽ ምስ ሓቂ ጥራይ ንበር ክቡር ሓውና እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸግኡ ይብዝሓልካ ❤❤❤❤❤❤❤💒💒💒🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @ትርሓሥ_ፈታዊት-ኣቦኣ
    @ትርሓሥ_ፈታዊት-ኣቦኣ Месяц назад +3

    _ቃል ህይወት የሥመዐልና ጸግኡ የብዘሐልኻ መምህረይ💐💜_

  • @ሸዊት-ትግራይ
    @ሸዊት-ትግራይ Месяц назад +3

    Amen amen amen behaki kale hiwet yesmealna kubur memhrna 🙏❤

  • @Sojoo-k5z
    @Sojoo-k5z Месяц назад +8

    እንካ ዕ ዳሕንመፃኸለይ መምህረይ ኩሉ ግዘ ይፅበየካ ከመንትግን ይቅደም❤

  • @AfghjDghjk
    @AfghjDghjk Месяц назад +1

    ኣሜን ቃል ሂውት የስምዓና❤❤❤❤

  • @SeluBehabelom
    @SeluBehabelom Месяц назад +2

    ናይብሓቂ ጽፉፍ መልእኽቲ ቃለ ሂወት የስምዓልና ተባረኽ🙏

  • @FgdGhg-k5x
    @FgdGhg-k5x Месяц назад +2

    😂😂😂😂ኣየ ስልጣን ሓዊና ሓደሓደ ግዜማ ዘራባኡ ያስሕቀኒ ቃፅለሉ ድኣም ክብርይ 🌹🌹🌹❤️💛💛💛🎤🎤🕊✝️

  • @selamawitbrhane3334
    @selamawitbrhane3334 Месяц назад +1

    ቃል ህይወት የስምዓልና መምህረይ ኣጆኹም ዋላኳ ብሰብ ተተገፋዕኹም ዓስብኹም ካብ ፈጣሪ ክትረኽብዎ ኢኹም

  • @GhFg-i2z
    @GhFg-i2z Месяц назад

    ቃል ህይወት የስመዐልና አባትየዋይ ክቡር መምህርና❤❤❤

  • @ቅዱስሚካኤለይ
    @ቅዱስሚካኤለይ Месяц назад +4

    ኣፍካ ኣትናቴዎስ ልብኻ ኣርዮስ ብሓቂ ስልጣን ሓወይ
    ክሳዕ መወዳእታ ኣብ ሓቂ ፀኒዕኻ የንብርካ ክቡረይ❤❤❤❤

  • @asmeretdawit7711
    @asmeretdawit7711 Месяц назад +2

    ኣጆኻ ስልጣን ሓወይ ኣምላኽ ምሳኻ አዩ
    ቃል ሂዎት የስመኣልና 🙏🙏🙏

  • @abiyeYouTube
    @abiyeYouTube Месяц назад +1

    አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ሥልጣነይ❤❤❤

  • @solomonisaak9549
    @solomonisaak9549 Месяц назад

    ቃል ሂወት የሰማዓልና ኢዘግአብሂር አምላግ ፅግኡ የብዝሓልካ ንስኻ ሓደ ቁኑዕ መምህር ናይ ኦርተደክስ ኢኻ ሞ ብዓሉ ኢዝጋአብሄር ኣምላግ መሉእ ሓይሊ ይዓድለካ

  • @tretre-br2fv
    @tretre-br2fv Месяц назад +1

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህረይ ፀግኡ የብዘሐልካ እንታይከ ዘይብሉ መናፍቃን ናይባዕሎም ክህቡካ እዮም እምበር ጨኒቅዎም እኮ መእተዊ ንእሽተይ ጌጋ ሲኢኖምልኩም ኣጆኩም ጥራሕ ምሩሑና ኣለና ኣባጊዕኩም ኣብጎንኩም ደቂ እመ ብርሃነይ✝️🕯♥️🕊🕊

  • @MarionMeyer-g2u
    @MarionMeyer-g2u Месяц назад +1

    Amen amen amen qal hiwet yesmalna Sultan hawuna

  • @NahomZeru-y6q
    @NahomZeru-y6q Месяц назад +2

    Zgermeka hawey,ane neakan n fnote tibebn tray iye zketatel,slezi nezom kexelmukum zhasbu zelewu bhxr zbele tegelixlom kkewn tesfa gebr,ajoka memhrey,amlak mstom haqegnatat u🙏!

  • @MehariWeldihwet-x5n
    @MehariWeldihwet-x5n Месяц назад +2

    እግዚኣብሄር ሓቂ ክንምስክር ትብዓቱ ይሃበና መምህርና ቃል ሂወት የስመዐልና

  • @አለማትገረዚሄር-ዸ3ኰ
    @አለማትገረዚሄር-ዸ3ኰ Месяц назад +6

    እንካዕ ብስላም መፃካልና መምህረይ

  • @BiriktiHaile
    @BiriktiHaile Месяц назад +2

    Memhrey enqa be Selam mexak qale hiwet yesmalna Egzahier aboy 🙏❤❤❤❤❤

  • @heyathens-c2l
    @heyathens-c2l Месяц назад +1

    እግዚኣብሔር ይመስገን ክብር መምህረይ ብጣዕሚ ደስስ ዝብል ትምህርቲ እዩ ቃል ህይወት የስመዐና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ ኣምላክ ሥልጣን ከሰተ ኣባ ሓቂ ብሉጽ ናይ ኦርቶደክስ ተዋህዶ መምህርና ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ እግዚኣብሔ ኣምላክ🥰✝️⛪️💜👏

  • @ሂዊጋልአሕፎሮም
    @ሂዊጋልአሕፎሮም Месяц назад +1

    ቃል ሂወት የስመዕልና ኩቡር መምህርና ብሉፃት መማህርና በርትዑልና ጥራይ ሓቂ ትምንምን እንበር ኣይትብተክን እያ 🎉🎉🎉♥️♥️♥️♥️♥️

  • @ቃሉፈቃርኣድኣ
    @ቃሉፈቃርኣድኣ Месяц назад +1

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርይ👏♥️🥰

  • @MussieTedla
    @MussieTedla Месяц назад +1

    ዝኸበርካ ስልጣን ሐወይ እግዚኣብሔር ኣብዚሑ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዝሐልካ ብሩክ ተባረኽ 15:27

  • @አለማትገረዚሄር-ዸ3ኰ
    @አለማትገረዚሄር-ዸ3ኰ Месяц назад +5

    እግዚአብሔር ይመስገን

  • @dfhf8186
    @dfhf8186 Месяц назад

    ኣሜንኣሜንኣሜን ብሓቂ ቃልህይወት የስመዐልና ክብር መምህረይ✝️🤲

  • @ተመስገንተመስገን-ዐ2ጐ

    ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር ሓዉና👏

  • @xggrccgg6880
    @xggrccgg6880 Месяц назад +1

    ሰለጣንይ አቦ ሓቂ ቃል ህወት የሰመዕልና🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @MichaelegebremeskelBokuretsion
    @MichaelegebremeskelBokuretsion Месяц назад +1

    ኣሜን 🙏🙏🙏 ቃላ ሂወት የስማዓልና እግዛኣቤሐር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዛሓልካ ዛሓወይ፡ ግን ብሓደ ኣገዳሲ ጉዳይ ክረክበካ ደልየ ነረ እሞ ብከመይ ክረክበካ🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @ተመስገንኣምላኬ-ኘ4ቐ
    @ተመስገንኣምላኬ-ኘ4ቐ Месяц назад +1

    እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ክቡር መምህርና ቃል ህይወት የስመዐልና❤❤❤

  • @tesfabrhanhagos7899
    @tesfabrhanhagos7899 Месяц назад

    ሓቂ ትዛረቡ ስለዝልኹም ገለ ገለ ሰባት ክጸልእኹም ይኽእሉ እዮም፡ ኣይትገደስሎም ፡ ንቃል ኣምላኽ ጥራይ ስዓቡ ጀጋኑ ኣሕዋት ቀጽልዎ፡ ቃል ሂወት የስምዓልና ክቡር ሓው

  • @HewanAlyas
    @HewanAlyas Месяц назад +3

    ተባረኹ ክቡር መ/ርና❤

  • @EagerBlackKitten-zy7tt
    @EagerBlackKitten-zy7tt Месяц назад +1

    Qale hiwet yesmealna kbur sltan hawna.Tebarek.btmhrtka sembetna kenestemaqr gierkana darga bietecrstian ztesalemna.

  • @luwamgebrehiwet922
    @luwamgebrehiwet922 Месяц назад +1

    🙏🙏🙏

  • @mlatmlat5031
    @mlatmlat5031 Месяц назад +1

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና እመ ብርሃን ምሳኩም ትኩን ኣሕዋተይ

  • @yarusimon1936
    @yarusimon1936 Месяц назад

    Egziabiher Amlak abi eyu’mo abi kibri yhabka 🙏🙏🙏

  • @TesfayFkr-b4w
    @TesfayFkr-b4w Месяц назад +6

    ዝፍተወኩም መማህራንይ ❤ ደቂ ተዋህዶ እንካዕ ንቅዱስ ሚካኤል ወራሓዊ ባዓሉ ኣብፅሕኩም ብቅንዕነት ሳብክራይብ❤

  • @SimonAlem-b9m
    @SimonAlem-b9m Месяц назад +1

    ቃለሂወት የስመዓልና መምህረይ❤❤❤

  • @HshHd-j3o
    @HshHd-j3o Месяц назад

    እግዚኣብሄር ኣምላክ ይመስገን ኡንካዕ ብሰላም መፃካ ኩቡር መህር ኣጆኩም ቀፅሉ ሓቂ ተቀቢራ ኣይትቅበርን እያ ሎሚካዓ ዳርጋ ኩሉ ናነቅሐ እየ ኣጆኩም ጥራይ ፈጣሪ ሓይልን ብርተዐኡን ይሃብኩም

  • @ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ

    ብሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና ሰልጣነይዋ ፀጉኡ በረከቱ ያብዘሐልኻ እግዚኣብሔር አምላኽ ሰልጣነ ሓወይ❤❤❤

  • @AntikoKini
    @AntikoKini Месяц назад +1

    ኣየ ንስካ መክሰን አካኮ 🙏🙏🙏
    ኣጆኻ ኩላትና ምሳኻ አና

  • @alganeshberaki5938
    @alganeshberaki5938 Месяц назад

    ሓቂ መሪራቶም ኢያ:: ቀጽሉሉ ህዝብኹ ኣንቅሑ ክልትኤኹም ብሉጻት መማህራንና: : በርትዑ ኣዝግኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም::❤❤❤

  • @abebakinfe6053
    @abebakinfe6053 Месяц назад

    Amen Amen Amen qale hewet yesmaelna egzabher amlak ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AskaluEyasu
    @AskaluEyasu Месяц назад

    Agokum tray nseytan ktsarwo aikum aemlak yhegzkum ❤❤❤❤🎉🎉🎉❤

  • @alemdesta454
    @alemdesta454 Месяц назад +2

    ዝፈትወኩም መምሃራን እመቤቴ ወላዲተ አምላክ ከክፉ ትጠብቃቹ❤🎉😊እንታይሞ ወለዶ ሎማ ታይ ዘይሰራሕና ንፀድፈሉ ገደል ኢና ነዳሉ እቲ ዘሐዝን ብኩሉ መዳይ😢

  • @dfhf8186
    @dfhf8186 Месяц назад

    ኣሜንኣሜንኣሜንንንንን

  • @አማንጋልትግራይ
    @አማንጋልትግራይ Месяц назад

    ቃለ ህወት የስመዐልና ክቡር መምህርና❤❤❤

  • @ኪዳንኪዩኣደይ
    @ኪዳንኪዩኣደይ Месяц назад

    Dhan nskum tray hayli wesikum kexlu Egziabher yhagzkum❤

  • @ዛፉጓልክርስቶስ
    @ዛፉጓልክርስቶስ Месяц назад +3

    ❤ስልጣነይ 😘✝️❤️

  • @meazaabrham2629
    @meazaabrham2629 Месяц назад

    ❤❤❤❤kalehiwet yesmealna memher slpan hwon

  • @Bereketghidetesfazghi
    @Bereketghidetesfazghi Месяц назад +2

    Qale hiewt yasemal....Btaemi xbuq azina ena nemesgn bertie trah...Ane keybelkuka n nay wshti lbka bahgi rieyus baelu keebiyeka eyu..

  • @romahabtom3830
    @romahabtom3830 Месяц назад

    Memhri btaami eye zednikeka wela eko ane Catholic amanit ekun kaliamilak ksab zymeharika ketsilo amlak adymeni teana yhabka ❤❤❤❤❤❤

  • @hgkodxzx1378
    @hgkodxzx1378 Месяц назад

    እንካዕ ብሰላም መፃካ መምህርና ❤
    ቃል ሂወት የስመዕልና ❤❤❤

  • @tiftoberhe3320
    @tiftoberhe3320 Месяц назад

    Amen

  • @abelhagos967
    @abelhagos967 Месяц назад

    አጆኹም እግዚኣብሔር ምሳኹም እዩ።

  • @ትግራይዓደይከመይኣላ
    @ትግራይዓደይከመይኣላ Месяц назад +2

    ❤❤❤❤❤❤

  • @እየሱስመገድንሓቅንህይወት

    ኣብልፀ ዘፈትወኩም ቁናዓት ሓቂ መትከልኩም ክቡራት መምሃራተይ ኣብዝሑ ፀጋ ይዓድሉኩም ኣምላኽና❤❤ ትሰብ ግን ነቲ ሓቂ ዝምህር ሓሶት ተልዎ ነቲ ሓሶት ከ ታይ እየም ክብልዋ ገርሙና እኾ

  • @LeulHayelom
    @LeulHayelom Месяц назад +1

    ቃለ ህይወት ያስመዐልና ክቡር ሓውና ግን እታ ድምፂ ግን ንእሽተይ ቅንስ ተታብለላ ፅቡቕ ይመስለኒ እታ ናይ መዝሙር

  • @ኣቤጓልማርያምፅዮን
    @ኣቤጓልማርያምፅዮን Месяц назад +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @abelamanuelaraya6593
    @abelamanuelaraya6593 Месяц назад +1

    🙏

  • @genetdesta76
    @genetdesta76 Месяц назад

    Qale hiwet yesmalna burukey.I love you both. Both of you teach us how it look like the fact of Orthodox. So, do not care about them and we observe everything who is honest and who is liar.

  • @benyesemere7206
    @benyesemere7206 Месяц назад

    Ajekum egzabher amlak msana kabkone men yefrhana nskatkum nhezbku sle zegelgelkum ember kabkum kfua kal aywexkmun kalehiwet ysmealna

  • @YafitMasho
    @YafitMasho Месяц назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @Sojoo-k5z
    @Sojoo-k5z Месяц назад +39

    ኣዳነቅት መምህርና ስልጣን ላይክ ረግፁኹም ሕለፉ

  • @MehretMerih-nt9jo
    @MehretMerih-nt9jo Месяц назад

    ajokhatku atom ahwatey mearey hanti mealti ala Egziabiher hade kgebrena eu.ante nskhatkum qexlu hzbkhum anqhu.Xga Egziabiher ayfeleyekum.

  • @ሰሉጓልድንግልማርያም

    እንኳዕ ድሕና መፃእካ መምህረይ

  • @fdg761
    @fdg761 Месяц назад

    ኦ እግዚአብሔር ሰላምን ፍቅርን ሃብኹም ❤❤❤❤

  • @nati8121
    @nati8121 Месяц назад

    Ajoka tirha qexil tirha Egzabehr misaka iyu 🎉💙🙏🏽💙😘

  • @kuflomhabtemaryam526
    @kuflomhabtemaryam526 Месяц назад

    ቃለ ሂወት የስማልና

  • @nigistibahlbi7146
    @nigistibahlbi7146 Месяц назад

    ❤❤❤❤❤❤kalhiwet yesmalna

  • @ቅዱስሚካኤለይ
    @ቅዱስሚካኤለይ Месяц назад

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ ክቡር መህረይ
    ክቡር ሓወይ ❤❤

  • @BerihuHabtom-s6x
    @BerihuHabtom-s6x Месяц назад

    Amen Amen Amen bratherey xaeda❤❤🫶💞💞

  • @mikalhayelom3562
    @mikalhayelom3562 Месяц назад

    ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @Tsenat.Tsegay
    @Tsenat.Tsegay Месяц назад

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ኩቡር ሓው ሱልጣን ኣጆዂም ካልእ ውን ክትብሃሉ ኢኹም እሞ ኣምላኽ ምሳዂም ኢዩ።

  • @amanuelteame-pr3bm
    @amanuelteame-pr3bm Месяц назад +2

    Amlak edimen tienan yhabeley fetari tsegiau ybizehalika fetari

  • @HarfeyaHayle-dv7qh
    @HarfeyaHayle-dv7qh Месяц назад

    👏👏👏👏🥰🥰🥰❤️❤️

  • @ህያብ
    @ህያብ Месяц назад

    ❤🎉

  • @ማሪያምአደኩሉ
    @ማሪያምአደኩሉ Месяц назад

    ቡሩከይ ተባረክ

  • @Eritrean.flower
    @Eritrean.flower Месяц назад

    Ajekum ab gonkum Alena aykonelomn eyu nmntay ab msluynet sle znebru amlak nab lbon ymlesom .nay agelglot zebenkum ybark egziabieher 🙏🙏🙏🪴🪴🪴🪴🪴💚🪴💙💙🪴🪴🪴🪴💚💚🪴🪴🍀🍀🌿🌿

  • @GolWejerat
    @GolWejerat Месяц назад

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @KsanetXegu
    @KsanetXegu Месяц назад

    Ayeeeeeee kal hiwet yesmalna sltan hawey Egzabiher yrdana

  • @hatomberhe1249
    @hatomberhe1249 Месяц назад +2

    ኩቡር ሓው ስልጣን፡ ኣብ ታሪኽ ክርስትና ካብቲ ጀማሪ ወንጌል ጎይታ እዮሱስ ክርስቶስ ጀሚሩ ንሓቂ ዝስዕብዋ ውሑዳት ኢዮም። ሓቀኛ መንገዲ ክርስቶስ ዝሓዘ ድማ ኣይፍቶን፡ ዓስቡ ግን ካብግዚኣቢሄርዩሞ ኣጆኻ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን።
    ብምቕጻል ነዚ ትምህርቲ ናትኩም ከይሰምዕ ን ህዝቢ ዝኽልክል ክርስትያን እንተሎ፡ ገለ ህዝቢ ክፈልጦ ዝይድለ ምስጢር ከምዘሎ የረደኣካ ማለትዩ። እንተዘይ ኮይኑ ግን ህዝቢ ንሕማቕን ጽቡቕን ዝመሚ ኣእምሮ ስለዘለዎ፡ ባዕሉ ሰሚዑ ነቲ ትምህሪ ክገድፎን ክቕበሎን መሰል ኣለዎ ይግባእ። ቤተክርስትያን ኣብ ከምዚ ምውዳቓ፡ እቶም መራሕቲ ቤተክርስትያን ጉስነቶም ስለዝገደፉ ፡ኣይኮነን ዘይኣመነ ከእምኑ፡እቲ ወዲ ቤተክርስያን እውን ይብትንዎ ኣልዉ። ስልጣን ሓወይ ንስኹም ግን ዓስብኹም ካብሰብ ዘይኮነ ካብ ኣምላኽ ምኻኑ ኣሚንኩም ብኸምዚ ክትዕንቀፉ ኣይግባእን። ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን።

  • @segenweld221
    @segenweld221 Месяц назад

    Selam sltsan hawey hzbi aytmekaklu ente kielka sle kulu tselie

  • @selamburuk
    @selamburuk Месяц назад

    ❤❤❤❤

  • @merewahenrico5266
    @merewahenrico5266 Месяц назад

    🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️

  • @سلامسلمي-ي7ف
    @سلامسلمي-ي7ف Месяц назад

    👏👏👏⛪⛪⛪🙏🙏🙏🤲🤲🤲

  • @MbrheatM
    @MbrheatM Месяц назад +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @EldanaSyum
    @EldanaSyum Месяц назад

    Qual hiwet yesmealna sltan hawey❤

  • @fderfeet7866
    @fderfeet7866 Месяц назад

    🥰🥰🥰

  • @soligualagame
    @soligualagame Месяц назад +1

    ኣሜን ቃል ሂወት ይስመዐልና ግን ኣነ ኣይተረዳኣንን ብፍርሒ ግዲ ጀሚረያ ደጊመያ እውን ኣይተረዳኣንን ንካሳሁንን ናዓካንኮ ፈልየ ኣይሪአኩሙን ክልቴኩም ተማሓላልፍዎ ካብ ሓደ ልሳን ካብ ሓደ ኣካል ዝወፀ ኢዩ ዝመስል ትምህርትኩምን ሓሳብኩሙን ልናቱ ሓሳብ ድካ ትቃዎሞ ዘለካ ዋላስ 🤔ከመይ ኢዩ ዝነገር ካሳሁን ይካታተሎ ኢየ ካምዚ ዝብል ኣይመሃረን ሎሚ ቅነ ክልቴኩም ብሓሳብ እንተተፋላሊኩም ሎሚ ኢና ፋሕ ዝበልና ምክንያቱ ሓደ ኢኩም😊

    • @tretre-br2fv
      @tretre-br2fv Месяц назад +2

      ክብርቲ ሓፍተይ ደጊምኪ ስምዕያ ይቃወም የኮነይ ዘሎ ንመምህር ስልጣንን ንመምህር ካሳሁንን እዮም ካልኦት መናፍቃን እዮም ኢሎም የማሓላልፍለውሞ መን መናፍቅ ከምዝኮነስ መርምሩ ብመፅሓፍ ቅዱስ መሰረት እዩ ዝብሎ ክቡር መምህርና ስልጣነይ ፀግኡ የብዘሐሉ ብሓቂ ዕንቂ ተዋህዶና✝️🕊♥️ እና ደጊምኪ ኣዳምፅዮ ዝያዳይ።❤

    • @soligualagame
      @soligualagame Месяц назад

      @tretre-br2fv ኦኬ ኡሺ ክብረተይ እግዚአብሔር የክብረለይ ስለተገዳስነትኪ🙏❤ኣነስ ንካሳሁን ዝምልሰሉ ዘሎ መሲሉኒ ገሪሙኒ

  • @gideytsegay1765
    @gideytsegay1765 Месяц назад

    Amlak edmen tenan yhabka kubur hawna emebrhan msakum tkun

  • @Hagerqedamnet2
    @Hagerqedamnet2 Месяц назад

    Ame...❤

  • @ኣዙ-ሰ3ኈ
    @ኣዙ-ሰ3ኈ Месяц назад +1

    በርትዕ ድኣ ኢዚ ንዓኻ ሓይሊ ዩ 🤲

    • @harinakesexy1
      @harinakesexy1 Месяц назад

      Betri haki tiketn diea ember aytsibern ajokum kuburat ahwatey. Kale hiwet yesmialna 🙏🙏🙏