ላዛ ኣይዶል 8ይ ሰሙን ውድድር - Laza Idol - Week 8 Competition

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 4 ноя 2024

Комментарии • 184

  • @sgry8020
    @sgry8020 Год назад +6

    ደቂ ዉቅሮ ናይ ባሓቂ መምህር ጥበባት ኢኩም🥰🥰🥰🥰🌹🙏

  • @ትምኒትጓልቀሺ
    @ትምኒትጓልቀሺ Год назад +15

    እንታይ እዩ እዚ ኩሉ ሰሓቅ ሞራል ዘይብሎም ሰብ እኮ ዝከኣሎ እዩ ዝሰሪሕ ከምዚ ልኩም ከም ዘይዓበኩም ማ ሞራል ሰብ ኣይትንኪኡ 😔

  • @hfef8074
    @hfef8074 Год назад +7

    😢ዓይነ ስዋር ኣሕዚንኒ ሞራል ዘሃብዎ😥102

    • @GalTegray8047
      @GalTegray8047 Год назад +1

      ናይ ብሓቂ ኣነውን ኣሕዝንኒ ኣጀካ ክንዲ ዝብለወሰ ኩሉ ፅበቅ ኣይ ኮነን ይብልዎ 😢

  • @letshgebru7604
    @letshgebru7604 Год назад +2

    ሰመረ ሓወይ ጎብዝ ስለ ዝረአነካ ደስ ይብል ኣብ ዝዓበየ ደረጃ ክትበፅሕ ይምነ

  • @tigrayeyahegrey3705
    @tigrayeyahegrey3705 Год назад +6

    ዋውውው ዛትግራይነስ ትዓድላ ወዲውቅሮኒ ካልአይ ዘመን ክትኮነልና እካ አጅካ በርትዕ ጎይታዋይ ♥️💛♥️🤴

    • @ጎልራያኩኩፉቶ
      @ጎልራያኩኩፉቶ Год назад +1

      😂😂😂😂😂😮ወይ እነአኻ ስዳድ ትሕትና ደይብሎሙ ደያኑ

    • @tigrayeyahegrey3705
      @tigrayeyahegrey3705 Год назад

      @@ጎልራያኩኩፉቶ ደያኑ ሓይሎምዶ ወለላይ 🙊😅😅

    • @ጎልራያኩኩፉቶ
      @ጎልራያኩኩፉቶ Год назад +1

      @@tigrayeyahegrey3705 ዋይ ሓቀይ ኮዩኡ ጎልነዋ ክክክክ ብሓደሻዕ ተስፋ ካቑሩፁ ዮኦሙ ድምፅና ይሰማዕ ክክክክ

    • @tigrayeyahegrey3705
      @tigrayeyahegrey3705 Год назад

      @@ጎልራያኩኩፉቶ እወ ይድህልወም አለዉ ካልአይ ንከይመስወም ግድእዮም ደልዮም 🤣🤣🙊

    • @ጎልራያኩኩፉቶ
      @ጎልራያኩኩፉቶ Год назад +1

      @@tigrayeyahegrey3705 ክክክክክ ያዓውይይይይ ታይማ ዳምልስ እነሀዎ ጎለይ

  • @makadasolomon
    @makadasolomon Год назад +6

    ኣነ ናይ ዉልቀ ሪኢቶ እዩ ዘለኒ ንድምፃዊ ስንታዮ ግጥምታትካ ብጣዕሚ እየ ዘድንቆም ናይ ብዓርስካ ኢካ ትደርፍ መድርክ ተዝረክብ ወይ ዓቅሚ ናይ ድምፂ ተዝህልወኒ ናትካ ተዝደርፍ ኣብ ሂወተይ ደስተኛ ምከንኩ❤️ ገለ ሙዚቃ ክተዳምፆ ካብ ጋይላ ወይ ከብ ገደና ዝተሓወሰ እዩ ናትካ ግን ብደንቢ የዳምፆ እየ ዝተፈለየ እዩ ናይ ተፈጥሮ ዉህብተካ ኮይኑ እዩ ዝስመዐኒ ❤️ ድምፃዊ ስንታዮ❤️❤️❤️❤️

  • @brhanugebre9344
    @brhanugebre9344 Год назад +9

    ሓንቲ ሪቶ ኣላትኒ ንምንታይ ንምንታይ ንምንታይ እዩ ደያኑሱ ከምቲ ላዛ ኣይዶል ምኳኑ ትግርኛ ቃላት ዘይጥቅርሙ ኣብ ሞንጎ ኣማርኛ እንዳተጠቀሙ ንዓዓቶም እውን ምክሪ የድልዮም እዩ።ኣንደኛ ገለ ዝብሉን ብዙሓትን ቃላት ይጥቀሙ ስለዚ ናይዚ መደብ ዋና ዓላማ ከዓ ቋንቋና ንምዕባይ ስለዝኮነ ንሳቶም እውን ክግርሑ ክምከሩ ኣለዎም ብፍላይ .......ኣመሃ ብበዝሒ ኣማርኛ ቃላት እዩ ዝጥቀም እሞ ተዝስተካከል ዝብል ሪኢቶ ኣለና የቀንየልና በርትዑ።

  • @saramm8772
    @saramm8772 Год назад +6

    ደቂ ዉቅሮ ብጥበብ ኣይንሕመን ተጋሩዋይ ፅሩያት❤❤❤

  • @britgraweyti
    @britgraweyti Год назад +7

    ኮድ99 ክጥዕም ድምፂ ዝወፆ የለን TDf ጅግና❤🥰

  • @tigig6313
    @tigig6313 Год назад +2

    ውቅሮ ዓደይ መቦቀል ጥበብ❤✌️

  • @NahomMebrahtu-wp9cb
    @NahomMebrahtu-wp9cb Год назад

    ሰመረ ኣለም ብጣዕሚ ዝገርም ቀፅለሉ

  • @makibrhanemaki4294
    @makibrhanemaki4294 Год назад

    ብጣዕሚይ ገመቲይ እዮም ዞም ደያኑ ክብረት ሰብ ዘይርደኣም

  • @kidan5256
    @kidan5256 Год назад +3

    ክብሪ ንጀጋኑ ቲዲኤፍ ክዋሃብ ይግባእ🙏🙏🙏💛❤💛❤💛❤😍😍😍😍

  • @ጓልወየንቲትግራይትግራይ

    ናይ ፀባሕ ተስፍ ትግራይ ❤💛🙏

  • @ፅዮንአክሱምሓደራኪህዝብኪ

    ደያኑ ሰነ ሰርዓት የብሎሙየ

  • @ሰላምሃማርያም
    @ሰላምሃማርያም Год назад +1

    ብጣዕሚ ፅቡቅ እዩ ብፍላይ tdf ክብሪ ይግበኣኩም

  • @solianakahsay8552
    @solianakahsay8552 Год назад

    ብትልሂት ይኾን ብድምፂ ማሌት ብደርፊ ካብ ትግራይ ክንዲ ዞባ ምብራቕ ዝመፅእ የለን ውቕሮ💛👌

  • @GftgfGftgf
    @GftgfGftgf Год назад +1

    እሰይ ደቅ ትግራይና ጀጋኑና

  • @swswots6782
    @swswots6782 Год назад +4

    ዞም TDF እባ ኣብኩሉ እዮም ጆጋኑ ዙወዲ ዉቅሮለ ዋዉዉ❤

  • @tesfaybr580
    @tesfaybr580 Год назад

    ፅቡቅ እዩ ቀፅልሉ ተወዳደርቲ ናብ መድረክ ዝኣትውሉ እንተዝመሓየሽ

  • @መቅዲትግራወይቲ
    @መቅዲትግራወይቲ Год назад +5

    ወዝ ደይብሎም ዳያኑ😢

  • @sameralibis6724
    @sameralibis6724 Год назад +2

    ዋውውው ደስ ባሃልቲ ደቂ ትግራይ ዓደይ❤❤❤❤

  • @Zackskillss
    @Zackskillss Год назад +5

    One of my favorite show! I spear my limited time to watch this show. Keep up the good work, judges be honest, if someone doesn’t have a natural voice to sing, tell them don’t have the voice to sing. It promotes culture of honesty and patience to accept unfavorable comments or ideas. Last one, judges should salute combatant fighter/ tegadelti candidates for their service. Tigray needs to respect and acknowledge Tegadelti for their service, not only once in a year but on every encounter . The judges should play a role model.

  • @simonhailu7282
    @simonhailu7282 Год назад

    ሚኪ ወዲ ዉቅሮ ብጣዕሚ ኮሪዕናልካ ጎበዝ ቐፅለሉ

  • @abrhamesfin7205
    @abrhamesfin7205 Год назад +6

    ዳያኑ ተማሓይሽ እለኩሙ እባ ❤❤

  • @kisuhagi4791
    @kisuhagi4791 Год назад +4

    እንቃዕ ብዳሓን መፃኩም ደቂ ትግራይ ጀጋኑ 🥰መን እዩ ከማይየ ብትፅብት ዝፅበዮሞ❤

  • @tglove7635
    @tglove7635 Год назад +8

    እንታይ እዮም ኮይኖም ዝስሕቁ ኡፍፍ ምንም ዘስሕቅ ዘይብሉ ሞራል ዘይብሎም ኣነ ደኣ ኸምዚኣ ስሒቆምኒ ምወደቅኩ ነይረ😁😁

    • @user-Meri3ji2ir9g
      @user-Meri3ji2ir9g Год назад +1

      ዋላ ኣነ ቁሩብተይ ኣይርደኦምን ድዩ ማዓረ ክንደይ ሞራሎም ይሰብርዎም ከምዘለው😢

  • @eframboss7505
    @eframboss7505 Год назад +1

    ኣይትድሃልዎ ይዓኽ ትክክለኛ ዳኛ ስንቴ ጥራሕ ሪኤ

  • @aaaavbbgth9713
    @aaaavbbgth9713 Год назад +1

    ሃና ብጣዕሚ ደስ ዝብል ድምፂ እለዋ

  • @ሰላምተሰፋይ-ኸ3ጸ
    @ሰላምተሰፋይ-ኸ3ጸ Год назад +2

    ሳምየይ💘💘💘💘💘ጅግና ቀፅለሉ❤🎉🎉🎉

  • @ምልአትአብርሃ
    @ምልአትአብርሃ Год назад

    ማዓረይ102 አሕዚንኑ እግዚአብሔር አምላክ ብርሃኑ ይሰደደልካ😢መራል ሃብዎ

  • @fshatsegay1025
    @fshatsegay1025 Год назад +3

    ምስጌ ኮምንትኻ ንዓይ ብጣዕሚ እዩ ዘስሕቐኒ ብጣዕሚ እዩ ዘሕጉሰኒ
    ግን ከዓ ነቶም ተወዳደርቲ ንእሽተን ሞራሎም ዝትንክፍ ከይኸውን ስግኣት ኣለኒ ስንታዮ ማራ ትሕትና ዘለዎ ኮመንት ምሃብካ የድንቀካ

  • @milanegede6141
    @milanegede6141 Год назад +2

    ወዲ ሸረ ጎሚዳ❤🔰🦁

  • @ትግራይዓደይ-ኰ6ዐ
    @ትግራይዓደይ-ኰ6ዐ Год назад +1

    ዋይ ደያኑ RIP😢😢😢52.14❤❤❤❤ዋው👌👌👌

  • @eduedu332
    @eduedu332 Год назад +2

    ዳኛታት ግን ንዘይ መስሓቅ ሞኩሩ ኣይትድሃልዎም
    ብሃንቀውታ ኢና ንፅበዮ ቀፅሉሉ

  • @kflomgereziher2072
    @kflomgereziher2072 Год назад +1

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ሓላል መሬት ❤🥰💊💊💊

  • @abititube6919
    @abititube6919 Год назад +3

    በዓል ሻቁር ዳኛ ሻቁርካ ኣውፀኣዮ ካብኡ ድማ ኣይትስሓቁ

  • @BrHanAagaMe
    @BrHanAagaMe Год назад +1

    ኣላህ ይንዓልኩም ዳያኑ😅

  • @merigaltigraynice7841
    @merigaltigraynice7841 Год назад

    ዳያኑ ግን ቆንቋኩም ኣማዕብሉ 1ኛ ኣይትበል ቁፅሪ 1በል ❤

  • @フリーダム-o2n
    @フリーダム-o2n Год назад +1

    judges should salute JEGANU T💓D💓F 💓thank them for their service for Tigray .

  • @haftsenweldegabr4857
    @haftsenweldegabr4857 Год назад +1

    fethiy maley fethiy melt eyou meshak zey kons fethiy mehab eyou ddddd

  • @ሰሉፍቅር-ዘ6የ
    @ሰሉፍቅር-ዘ6የ Год назад +1

    ደያኑ 😏😏😏😏

  • @DigitalHabesha226
    @DigitalHabesha226 Год назад +1

    The best entertainment show keep ky especially Misgna.

  • @kailulove
    @kailulove Год назад +1

    ዋይ ኣረ ደያኑ ስነ ስርዓት ኡፍ 😢
    ላዛ ዘይብልኻ ንስኻ እካ😂

  • @sgry8020
    @sgry8020 Год назад +2

    እቶም ናይ ቀደም ደያኑ ንባይ እዮም ከይዳም 🥺

  • @ማርያመይኣዶፍቅሪ
    @ማርያመይኣዶፍቅሪ Год назад +3

    ንስኩም ግና ደያኑ ዲኪም ክትባሃሉ ከምዚ እናሰሓቅኩም ከመይ ኢሉ እዩ ሰብ ከመጸኩም በጃኩም ሞራል ኣይትስበሩ😢😢😢😢😢

  • @Bana_media
    @Bana_media Год назад +4

    ምስጌ 😂ኣይከምኡን ትደርፍያ🙈🤣
    ኣብራሃም የሕሪቁካ ድዩ’እዋይ ልበይ ሞትኩ🙆🏽‍♀️🤣🤣🤣
    🌸ጥበብ ንቅድሚት❤

    • @abrhamesfin7205
      @abrhamesfin7205 Год назад

      ቀቲሎሙኒ እዮሞ ሳሓቅ ቆሲለ😂😂😂

    • @Netsi690
      @Netsi690 Год назад

      🤣🙈🙌

    • @Bana_media
      @Bana_media Год назад

      @@abrhamesfin7205 🤣🤣🤣

    • @Bana_media
      @Bana_media Год назад +2

      @@Netsi690 🙆🏽‍♀️natey ከም ገለ እንድሕር ኮይነ ንምስጌ ኢኪ ታሓትለይ🙈🤣🤸🏽‍♀️

    • @Netsi690
      @Netsi690 Год назад

      @@Bana_media ኣነም ምሳኪ🤣🙈

  • @ዩዳሄ-ቨ7ቀ
    @ዩዳሄ-ቨ7ቀ Год назад +1

    098 ዋዉ ክምቸወካ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
    ዳያኑ ብስነ ስርዓት ዳንዩ😂😂😂😂

  • @Kahsay-ys2kz
    @Kahsay-ys2kz Год назад +1

    ምስጌ ኣነ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ግን ኣብ እዝንካ ዘሎ ሻቁር ንህዝቢ ትግራይ ስለ ዘይውክል ወግዶ

  • @mimitekulu7296
    @mimitekulu7296 Год назад +1

    እንካዕ ብሰላም መጻኹም ❤

  • @destakiros4175
    @destakiros4175 Год назад +2

    እቲ ናይ እዝኒ ዘለዎ ደኛ ይቀየር

  • @brhanugebre9344
    @brhanugebre9344 Год назад +1

    ብጣዕሚ ሓሪፍ እዩ ግን ኣብ ሓደሓደ ማለት ክሓልፉ ዘይግበኦም ብይኩን ይኩን ክሓልፉ ከለው ንሕስቶን ከምዚ ብመመዘኒ ዝሓልፉ ዘይኮኑ ዘይኮነስ ብስምምዕ ዝሃልፉ እዩ ዝመስሉ።

  • @astuastuks9382
    @astuastuks9382 Год назад +1

    ውቕሮ ዓዲ ጥበብ❤

  • @desushew1884
    @desushew1884 Год назад

    ሳሚ ሓወይ በርትዕ

  • @ttn-yd8mc
    @ttn-yd8mc Год назад +2

    ብኡነት ግን ደያኑ ተሕርቁኒ ኣለኹም ታይ ኾንኩም ዩ ትስሕቁ ኣለኹም ሞራል ሰብ ትትንክፉ ኣለኹም😥
    ኣነ ይተረፍ ሲሒቆምኒ ሓንቲ ቃል ምስዝዛረቡኒ ኣብ ለለኹዎ ሃለዋተይ ምጠፈአኒ 🤣

  • @fkadumk1846
    @fkadumk1846 Год назад +2

    ደያኑ ግን ኣይትስሓቑ ሞራል ዝብሃል እኮ ኣሎ ሰገጣት ደደባት ዲሂልኩሞ እምበር ጎቦዝ እዩ ነይሩ

  • @yosiryosi6634
    @yosiryosi6634 Год назад +1

    ተጋሩ ❤❤❤❤❤❤

  • @elfwgare6576
    @elfwgare6576 Год назад

    ሰሚ ሓወይ ጀግና ጥዑም ድምፂ ጎይታዋይ

  • @senaitmezgebe2181
    @senaitmezgebe2181 Год назад

    Bi instrument kitsawetu edil kitibwom yigbai. Biziterefe gin blutsat dayanu ekum🙏🌺

  • @karmatpc9983
    @karmatpc9983 Год назад

    Eza nay Eden zedrfet kef alwa👍

  • @merigalmarye7051
    @merigalmarye7051 Год назад +1

    እንኳዕ ደሓን መፃእኩም 😍💝💝

  • @フリーダム-o2n
    @フリーダム-o2n Год назад

    Big respect JEGANU 💓T💓D💓F 💓🙏🙏🙏🙏✌✊

  • @tigsetabebe514
    @tigsetabebe514 Год назад +1

    አረ አብ ኩሉ ግዜ ትብሊ ሕዚ ሰመረ ስ ብልግባእ እዩ ሪትም ሓልዩ ግን ሪኢቶኪ ሓዳዓይነት ኮይኑ አረ ታይም ልክዕ እዩ

  • @yemalex3009
    @yemalex3009 Год назад +1

    Deki wukro. Kab 2 zur ajemriwom, 1 zur deki wukro suq elkum ahlifwum 🙏🙏

  • @Hereawnet
    @Hereawnet Год назад +2

    Misgye the best one

  • @weldegergisaregawi516
    @weldegergisaregawi516 Год назад +1

    Ezu ketin daygna tsbuk mkriy ayhbn eu

  • @DigitalHabesha226
    @DigitalHabesha226 Год назад +2

    The judge misgna is so funny 🤣🤣🤣

  • @filimonteferi4165
    @filimonteferi4165 Год назад

    Mesgena the best tekekeleya daya iyu beka lekei na haki iyu zenager

  • @ሰሊናሓበሻ-ቸ5ጰ
    @ሰሊናሓበሻ-ቸ5ጰ Год назад

    Semere shkor fluy dmtsi aleka♥️

  • @almemu1214
    @almemu1214 Год назад +1

    ደያኑ አባ ጨጓሬ ኢኩም😂😂😂😮😮😮

  • @sisayreda6909
    @sisayreda6909 Год назад +1

    God job Leza idol

  • @gjjdhbjk
    @gjjdhbjk Год назад

    ሳምየይ መዓረይ ቀፅለለሉ❤❤❤

  • @gdeyfkr8926
    @gdeyfkr8926 Год назад

    😂😂😂😂እወ አይከምኡን ያ ክክክክክ ድሁላት ሞራል ዘይትህብዎም

  • @merim5861
    @merim5861 Год назад

    ሰመረ ወዲ ሪመይ ሓወይ ኣብ ዓብይ ደረጃ ከምትበፅሕ ኣይጠራጠርን ፁቡቅ ዕድል ካዓ ይምነየልካ❤❤

  • @nebayhaile6703
    @nebayhaile6703 Год назад +1

    Nice singing Hanna Gebreslassie

  • @Aleko10
    @Aleko10 Год назад +1

    ምስጌ ትገርም ዳኛ ይመችካ
    Any wayኩሉኩም ዳያኑ ካብ መጀመርታ
    ክትጅምሩከለኩ ካብዝነበረኩም ናይ ዳንኘት ብቅዓት ብጣዕሚ ኣማሓይሽኩም ብኡ ቀፅልሉ

  • @filimonteferi4165
    @filimonteferi4165 Год назад

    Ere mesge Z best yemcheka tekekele ika

  • @mussiezereay6188
    @mussiezereay6188 Год назад +1

    ሃና ድምፂ👌👌👌

  • @Richagamawit6035
    @Richagamawit6035 Год назад +1

    ሳሚ ሓወይ ጅግና❤❤

  • @mebritmebrit1605
    @mebritmebrit1605 Год назад +1

    ዳያኒ ግና ለቶም ተወዳደርቲ ሞራሎም ትሰብርዋም አለኩም ሰርዓት ይንሩኩም please አሰታካክሉ

  • @rakifkir1094
    @rakifkir1094 Год назад

    Gere hawey wedi dibdbo shikorrr des elini sle zreokika haftka rahwa kab soudi

  • @germenakaleweldi2098
    @germenakaleweldi2098 Год назад

    Deyanu nevealom zero eyom geleom xabuk yebelu geleom dema hamak yebelu

  • @Hereawnet
    @Hereawnet Год назад +1

    ግን ካብ ትግርኛ ናብ ኣምሓሬኛ ትቀርቡ እቶም ክልተ ደያኑ ብፍላይስ
    ላዛ ትግርኛ እንዳበልኩምስ ላዛ ኣምሓሬኛ ይኮነኩም ኣሎ
    ተጠንቀቁ ኣብዚ ኮይና ንሕና ውን ንዳንየኩም ኢና ዘለና
    በዚ ክሳብ ሕጂ ዝዳነናኩም ግን ቡቁዓት ኣይኮንኩምን ኣብ ቋንቋ
    እዚ ትዛረቡ ዘለኩም ኣምሓሬኛ ክስማዕ የብሉን ድሕሪ ሕጂ

  • @kibromwelay3360
    @kibromwelay3360 Год назад +1

    Welcome

  • @ftggtt1969
    @ftggtt1969 Год назад +1

    ❤❤❤

  • @ህዝበይዝበለይስዕርይስዕር

    welcome ❤

  • @Almi_Alm
    @Almi_Alm Год назад +2

    ንምታይ ግን ትሰሕቁ ዋይ

  • @SlamhAlnassr-uw9nb
    @SlamhAlnassr-uw9nb Год назад +2

    ክትስተኸኸል ዝግባእ ክአ አደኛ ታይ ማለት እዩ ወይ ኣማርኛ ግበርዎ ሐደፍኡ😢😢😢

  • @kibromwelay3360
    @kibromwelay3360 Год назад +1

    Nice 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @maraaammazui4930
    @maraaammazui4930 Год назад +2

    እዚ ሰይቲ ግዜ ትብል ሓምሚ😂😅

  • @mabrhitberhe7846
    @mabrhitberhe7846 Год назад

    Dayanu ንምንታይ ትስሕቁ ክብሪ ይሃልኩም መሕፈርቲ

  • @betimodel6712
    @betimodel6712 Год назад +1

    ይመችኩም 😂 ኣይከምኡን

  • @rahilehailu8309
    @rahilehailu8309 Год назад

    ❤️💛❤️💛👍👍👍👍

  • @shraabraham8894
    @shraabraham8894 Год назад +2

    እዉይ ዞም ደያኑ ከወዱኡኻ ባእ በጃኹም ሞራል ሃብዎም🙄

  • @CyGi-w7x
    @CyGi-w7x Год назад

  • @MaargMulu
    @MaargMulu 10 месяцев назад

    ኮድ 104 ተስፋ ኣይቆርፅን

  • @Selu__6542
    @Selu__6542 Год назад +2

    ኣታ ዛ ፍንጩ ሰበይቲ ትቃየር ልትብሉ Liek😏

  • @samsongebremedhin9622
    @samsongebremedhin9622 Год назад +1

    098 is good..

  • @ብተስፋእየዝነብር
    @ብተስፋእየዝነብር Год назад +1

    Enka dehan matsakum❤❤❤❤❤❤❤

  • @DigitalHabesha226
    @DigitalHabesha226 Год назад

    ኣይኮምኡን 😂😂😂