ናይ ሓደራ ቃል ኣለኒ - ተጋዳሊትን ሳዕሳዒትን ኣበባ ተስፋይ / ርሑስ ብዓል ኣሸንዳ / Desta Show
HTML-код
- Опубликовано: 7 сен 2024
- subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!
#DestaShow #tigrignamusic #donat(ቀሺ ገብሩ)
ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !
ናይ ሓደራ ቃል ኣለኒ - ተጋዳሊትን ሳዕሳዒትን ኣበባ ተስፋይ / ርሑስ ብዓል ኣሸንዳ / Desta Show
Desta show 👉 (0940985113)
Copyright ©2023: Desta show. 🔔 Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted.
I am Eritrea 🇪🇷 we love you guy's I living Canada 🇨🇦 ❤️ ♥️ 💜 Tigray they are brother's and sister's 🎉❤🎉🎉❤❤
ኣብዋይ ፅሪቲ ኣነስ ክፈትዋ ሜክኣፕ ኣይትጥቀም ገለ ኣይትጥቀም ብተፈጥሮኣ ከሉ ግዜ ❤
💯
አብሸይ ወናኒት ሙሉእ ሕልና ጅግና ብጣዕሚ ንፈትወኪ ነኽብረኪ ኢና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
😊😊
አቢዋይ ምስ ብፀትኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ብሓቂ ብፃይነት ፍቅርን ሓልየትን ከም ዝኩነ ላተምሃርና እና ሰለና እዩ ዝኩሉ መስዋእቲ ዋ ክብርን መጎስን ንጀግኑ ስማአታትና 😢😢😢
ክብርን ሞገስን ንስውአትና አዮኺ መዓረይካ ካብ ቅርፅኪ ሳዕስዔትኪ ኩሉ ነገርኪ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኪ ከምታ ቅድሚ ሕዚ ብሓንሳብ ዝሳዕሳዕናያ ሕዚ ለ ንምስዕሳዕ የብቅዓና አሜን 👌💪👏❤️💛🙏💋🌹
ኣቤ ዋዕሮ ኣቤት ኣገላልጻ ቃላት ኩሉ ሙሉእ ተዓዲልኪ ኣምላክ ምስ ብጾትኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ንስኪ መመሊስኪ ትደምቂ እንበር ኣይ ትርስዕን ኢኪ
_እንኳዕ ብሰላም መጻእኽ ጀግና ተጋዳልት አቤየዋይ ዋዕሮና ዕድመን ጥዕናን ያሃብክ ምስ ስድራኽን ፍቕረኛኽን እዛምበይተይ ክብረት ያሃበልና ደስታየ_
ኣቤ ዋዕሮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዝገርም ዛንታን መስተንክር ሰራሕት ወለዶ
❤❤❤❤❤❤❤❤
100% ዝሃበ ባዓልት ፍሉይ ቅያን ታርክን ስራሕት ኩርዓት ዓዲ ክብሪ ተወንዘፍ ❤❤❤❤❤❤
ዛሓፍተይ ንፍዕቲ፣ለዋህ፣ፈጣን፣ጅግና፣ቃል ዝተሰውኡ ብተግባር ኣብተግባር ስለተውዕልዮ ዘለኺ
ኣቤዋይ ማዓረይ ብልፅቲ ፍጥረት ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኪ ኣጀኪ በርትዒ❤❤
Jigna Tigraweyti! I wish you so much joy, health, and success in your life! God bless you!
ጀግና እኺ ጀጋኑ እኹም ግን መራሕቲ ስኢንኩም
ኣብየይ ጀግና ኢክይ ዛወለላይ ❤❤❤ኣጀኩይ ፀላኢከይ ይንባዕ ህያበይ❤❤❤
I’m so proud of you I wish I can hug each and everyone of you and I love you all good bless you and good bless Tigray people !!!
አብሸይ ጅግና ሓፍትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ 💊🥰💘
ክንደይ መከራ ሓሊፉን ኣሎን ኣቤ ዋዕሮ Thank You For Your Service❤
Enikae biselam metsaeki mikrtey ❤❤❤❤🍒🙏
Enquae BeHiwet temeleski❤❤❤❤
አቤየ ጅግና❤❤❤
ኣቤዋይ ምቅርቲ ምዕርግቲ ከም ኣዴኣ ❤❤❤❤❤❤ክፈትወኪ ማዓት እየ
ጅግና ዋዕሮና እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመይ ጥዒና ን ያሃብኪ 🙏❤🥰🇻🇳
She is so humble.
እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ተረፍኪ ማዓረይ❤❤❤
ኣቤየ ኣነስ ክፈትወኪ ፅሪተይ ❤️
ደስትሽ የቀንየልና ❤️
❤❤❤ጆግና❤❤
abeye meareye natena waero long live my dear sister❤❤❤❤💪
ኣቤ ጓል ውቅሮ ኣብ TVit ኮለጅ እየ ዝፈልጠኪ 2011 ኻብ ቀደምኪ ጅግና ኢኺ♥️💛👑
ጅግና ዋዕሮና አቢዋይ❤ እንኳዕ ብህየወት ተረፊክ❤❤❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ንሓፍትና
Ajoki jegina haftey selakie yebeke yekenyelina desta ha we na👏👏👏❤❤❤
Thank you for your Service sis❤❤❤😭😭😭💔💔💔😇😇😇😇
You're our hero Abeba haftey ❤🥰💪💪💪
አበባ ተሰፍይ ሩርህትን ጅግና እያ ካብ ገጻ ዝንበብ እንካእ ንበአል አሸንዳ አብጸሐክ።
ጅግና😍
You are relly very proud jegna ❤❤❤❤
Jigna haftey edmen tenan yhabki ❤❤❤
ዋዕሮ ሓፍቲና ኣቤ ብጣዕሚ እና ንፈትወክ ክብሪ ይግበአኩም ጀጋኑና❤❤
ጁግና ዋዕሮ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
you are the best ❤
ኣቢዋይ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብሓቂ ጀግና ዋዕሮና ❤❤❤❤❤❤❤
አብሸይ ጅግና ሓፍተይ
ኣቢየይ ዋዕሮ❤❤❤
🎉🎉🎉Ajkie enkaen twledki mareye sweet shekoer nateye hafetye
Atehasasbaki yiakl, hasab lbki ysmerelki ♥️
እግዚአብሔር ይመስገን ዛሀፍተይ ጅግኖችን ነሽ አይዘሽ
ሕጂ ንስኪ ኣምሓረይቲ ዲኪ ኮንኪ ወላ ትግርኛ ምጽሓፍ ስለ ዘጸግመኪ ኢዩ
@@user-ve2dn2zz4rኩሉ ትግራዋይ ትግርኛ ይዛረብ እዩ ማለትካ ዲዩ ? ካብ ትግራይ ወፃኢ ዝተወለዱ ከ?
@@user-ve2dn2zz4rኣብ አ.አ ዝተወለዱ ኮ ኣለዉ ዝሰምዑ ግን ምፅሓፍ ዘይኽእሉ የነሸማቕቆም ።
ሳዓሲዒት ዩ ዝጥዒመልኺ ❤️
አቤዋይ ሽኮር ኩሉ ዘጥዕመልኪ እንኳዕ ብሂወት ሀለክለይ ይፈትወኪ እየ❤❤❤❤🎉
Wow 💔💔
እህ😭😭😭😭❤❤❤❤
ዋዕሮ ትግራይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጀግና ወዕሮ❤
ኣጀኪ ዝሓፍተይ❤❤❤
ኣብየይይይ ጅግና ወናኒት ሕልና ኣጆኪ😢
ኣቤዋይ ዋዕሮ 👸❤️💛
እንኳዕ ብሰላም ወፃእኺ
ኣቢተይ ሸኮር🎉🎉🎉❤❤❤❤
Waero I love this girl❤️💛
አጆኪ አቤዋይ በርትኢ ዛሀፍተይ ሳአን ውህሉል አመራራሀን ህልክን ህዝብና በሪሱ ካብ ከብድካ ዘይወጽእ ቁስሊ ጸላኢ ከይህጎስ ሀሪርና ንክእሎለና ዋ እንታከ ክግበር ዳሀን ግን አንቱም እሸላት ሂወትኩም ዝከፈልኩም በርትኡ ህጅውን ክሀልፍ እዩ ኩሉ
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤Mkrtey ❤❤❤❤❤
I love you abeba waero ❤❤❤❤❤❤❤
😢😢❤❤❤❤❤❤❤
ዋዕሮ ትግራይ We love you Abbye
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ተመስገን ኣጆኪ ኣብየይ😍🌺👌
ኣቡሸይ ምቅርቲ ንበርልና ኣቲ ጀግና❤😘
What a painfully expression,we so proud of you
❤❤❤❤❤️🙏🙏🙏
Abche jegna💫🏖🌍♥️🙏
አየ ተጋዳላይ ዝረከቦ እስካዕ ሎሚ ከርተት ይብሎ💔💔💔😭😭
❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣቡሻ ጅግና💪💪
❤💛❤️💛👍
ኣቤየይ ጀግና ኢኪ ስላምኪ ይብዛሕ ህያበይ❤❤❤
_ኣቢተይ😘❤️_
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉😘😘
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
አሰይ ምቅርተይ እዝውቲ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ሓሊፉ😢😢 እዋይ ህዝበይ ክብሪ ንዓኹም ኣሕዋተይ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤🎉🎉😢
ኣታኣነስ ናበይ እየ ዝኮዶ ስደት ኮይነ ዳሃይ ጋልነይ ሲኢነ ንብዓት ኮይኑ ቀለበይ ደስትሸይ መራሒኣ ወዲ ራያ እዩ ዝበሃል ኣርሚ35ኮር1 ተባሂለ 17ነሓሲ ዓመታ ገራ ዉግእ ዓደምሓራ ተመሊሳ እያ በጃካ ኣድርሹኡ ተሓባበረኒ ደስትሸይ ከይትሓልፈኒ🙏
ኣጆና😢
ክብርቲ ተጋዳሊት ዋዕሮ ትግራዌቲ ሓፍትና አቤ ቓላት የብለይን ነቲ ሙቁርን ምስትውኣል ዝመልኦ ዘተኺ። "ትግራዋይነት ክቡር መንነት" ዝብል ኣብ አእምሮይ መጺኡ ክትዛረቢ ክሰምአኪ ከለኹ... ናይብሃቒ ተሃቢነ ከማኺ ኣይነት ዋዕሮ ትግራዌቲ አዶ ትግራይ ስለፍረየት። ኣምላኽ ድማ ናይልብኺ ትምኒት ዅሉ ክፍፅመልኪ ፀሎተይን ተስፋይ እዩ። ኣነውን ብታ ዝቐረየት ናይሂወት ዘመናይ ዅሉ ጎይታ ከምዝሃገዘኒ ኣብጐንኹም ኾይነ ንህልሚን ባህጊ ትግራይ ንኽፍጹም ስራኸይ ኣይቛርፅን። ንዂልኽን/ኹም ጀጋኑ ኣሃተይን ኣህዋተይ ኣጆኽን/ኹም። ዅሉ ኣብግዚኡ ኽንገብሮ ኢና!!!
Oh! I have so much love, respect, appreciation, & admiration for your wisdom despite being young. I can't wait to see you in person someday and give you a big hug & tell you all how much I appreciate you all for giving us your all!!! God bless you, heal you, and make everything possible for you all, for all of us soon. Mis Amlakna, Hizbina'n & TDF'na nab qidmit 💛❤️🙏💛❤️🙏💛❤️🙏💛❤️🙏
❤❤❤❤❤
I'm sorry 💔 😢 Our hero sister
😢😢❤❤❤❤❤❤
❤️❤️❤️💛💛💛❤️❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛💛❤️❤️
♥️🥰🥰🥰🥰
ነቶም ተሰውኡ ድማ ጎይታ አብ ጎኒ ሰማእታት ይግበረልና
🥰🥰🥰🥰♥️♥️♥️🔥
welcome
Ahwatey ane hftkum Eritrawit ye ab sdet ka ynebr aleku
N Abu btami ye zfetweki abesa bflay lwahatki ❤ amlak xnat yhabki kebid u abzi adme zi nab kinat mezanka mkbar so nmelae hzbi Tigray xnat yhabkum gfia u weridkum
Please gn nay hne mfday hasab khlwo yeblun hzbi Tigray meknyatu hne mfday kinat u kabti ytefe kabti ytefe kinat aywahadenn adetat Tigrina tegadalay malet hzbi u beynu nkinat ztefetere aykonen hzbi ka adetat abotat yom please nfkri nzemr
Hazenkum hazena yu egziabiehier selam yhabena ❤❤❤
ኣቤ ሽኮር
tslekey yenba Hafitey😢
እህህህ ክንደይ ሓሊፉ 😭😭
❤️🙏
ኣጀኪዝያዳይ
😭😭😭🌻