- Видео 271
- Просмотров 316 836
Blue ብሉ TV
Добавлен 10 мар 2024
ብሩህ መጻኢ ቅዲሚ 4 ዓመት ኣብ ከመይ ደረጃ ትርከብ እንታይ ዓይነት ሓደጋ ኣትዪዋ እቲ ኣጋጢምዋ ዝነበረ ሓደጋ ክሳብ ክንደይ ዕንወትን ብርሰትን ትገልጽ።
ብሩህ መጻኢ ቅዲሚ 4 ዓመት ኣብ ከመይ ደረጃ ትርከብ እንታይ ዓይነት ሓደጋ ኣትዪዋ እቲ ኣጋጢምዋ ዝነበረ ሓደጋ ክሳብ ክንደይ ዕንወትን ብርሰትን ከምዘውርድ ትገልጽ ቪዶ ኢያ። ብዙሓት ኣብቲ ግዜ ጽቡቕ ከምዝነበሩን ከጋጥም ዝኽእል ብርሰት ብዕሞቆት ዘምምዛኖም እቲ ናይ ሽዑ ዘረባ ሎሚ ንጹርን ጽፉፉን ግልጽን ኮይኑ ንረኸቦ። ኣብ ቃልሲ መትከል ንጹር ዕላማ እንድሕር ይህራም ሃልዩ እቲ ዝህረም ዘሎ ዕላማ ኣብ ግዚኡ ከተድሕኖ እንድሕር ዘይኪኢልካ ከም ሕማም ካንሰር ቀስ ገይሩ ኢዩ ዝሕዝኸካ። ንመአዘከርታ ንትምህርቲ ንታርኽ መወከሲ ትጥቅም ስለዝኾነት ስምዕዋ። ርእይቶ ሓሳብ ሃብላ የቀንየለይ፣ ኣብ ብሉ ቲቪ ሳብስክራይብ ዘይገብርኩም ግበሩ።
Просмотров: 290
Видео
ኣዋጅ ንምድሓን ቀጻልነትን ውሕስናን ምንቅስቓስ ብሩህ መጻኢ ኤርትራ
Просмотров 795Месяц назад
ኣዋጅ ንምድሓን ቀጻልነትን ውሕስናን ምንቅስቓስ ብሩህ መጻኢ ኤርትራ
ክብሮም ሃይለ (ማኦዶማይ) ንግዜና ትገልጽን ንቃልስና ተበራብርን ብልጽቲ ደርፊ ደርፉ።
Просмотров 942Месяц назад
ክብሮም ሃይለ (ማኦዶማይ) ንግዜና ትገልጽን ንቃልስና ተበራብርን ብልጽቲ ደርፊ ደርፉ።
ሓደ ዝተዛረቦ ንምንታይ ደንበ ተቃውሞ ክህረም ተደለየ ኣብዚ ስዓት ህዝብና ደረጃ ንቅሓቱ ክብ እንዳበለ ይኸይድ ኣሎ ነዚ ዝምልከት ዝተፈላለዩ ሓሳባት ኣሎ።
Просмотров 1,1 тыс.Месяц назад
ሓደ ዝተዛረቦ ንምንታይ ደንበ ተቃውሞ ክህረም ተደለየ ኣብዚ ስዓት ህዝብና ደረጃ ንቅሓቱ ክብ እንዳበለ ይኸይድ ኣሎ ነዚ ዝምልከት ዝተፈላለዩ ሓሳባት ኣሎ።
ህዝብና ስኣን ፍልጠት ኢዩ ዝጠፍእ ዘሎ ትብል ሓፍትና ብሉጽ ሓሳብ ሰሚዕኻ ዘይምኖ።
Просмотров 415Месяц назад
ህዝብና ስኣን ፍልጠት ኢዩ ዝጠፍእ ዘሎ ትብል ሓፍትና ብሉጽ ሓሳብ ሰሚዕኻ ዘይምኖ።
ዝተፈላለዩ ሰባት ዝሃብዎ ርእይቶ ብዛዕባ ስሉስሳዊ ሽርክነት ኣብ ኣስመራ ዝተገበረ።
Просмотров 505Месяц назад
ዝተፈላለዩ ሰባት ዝሃብዎ ርእይቶ ብዛዕባ ስሉስሳዊ ሽርክነት ኣብ ኣስመራ ዝተገበረ።
ስሉሳዊ ሓድነት ሶማል ግብጺ ሻዕብያ ኣብ ምንታይ ዕላማ ዘተኮረ እዩ ኣብ ቲክቶክ ዝነበረ ዝርርብ።
Просмотров 493Месяц назад
ስሉሳዊ ሓድነት ሶማል ግብጺ ሻዕብያ ኣብ ምንታይ ዕላማ ዘተኮረ እዩ ኣብ ቲክቶክ ዝነበረ ዝርርብ።
ጉባኤና ካብ ውድቀት ናብ ድሕነት ኣሰጋጊሩና እዩ ተጋዳሊት ፈትለወርቅ ገብረእግዚኣብሄር ኣብ ህዝባዊ መድረኽ ሽረ እንዳስላሴ፣ ጽግዕተኛ ሓይሊ ጉዶም ይቀላዕ።
Просмотров 4742 месяца назад
ጉባኤና ካብ ውድቀት ናብ ድሕነት ኣሰጋጊሩና እዩ ተጋዳሊት ፈትለወርቅ ገብረእግዚኣብሄር ኣብ ህዝባዊ መድረኽ ሽረ እንዳስላሴ፣ ጽግዕተኛ ሓይሊ ጉዶም ይቀላዕ።
ዮናስ ዝመርሓ ብሩህ መጻኢ፣ ብሩህ መጻኢ ዘይኮነት ዕቁብ ናይ ዮናስ ኢያ
Просмотров 8502 месяца назад
ዮናስ ዝመርሓ ብሩህ መጻኢ፣ ብሩህ መጻኢ ዘይኮነት ዕቁብ ናይ ዮናስ ኢያ
ዮናስ ዝመርሓ ዘሎ ብሩህ መጻኢ፣ ብሩህ መጻኢ ዘይኮነት ዕቁብ ናይ ባዓል ዮና ኢያ ይብሉ።
Просмотров 3,4 тыс.2 месяца назад
ዮናስ ዝመርሓ ዘሎ ብሩህ መጻኢ፣ ብሩህ መጻኢ ዘይኮነት ዕቁብ ናይ ባዓል ዮና ኢያ ይብሉ።
ኣብ ውሽጢ ብሩህ መጻኢ ዝኸይድ ዘሎ ቁኑዕ መስርሕ ተኸቲሉ ይኸይድ የሎን ይብሉ፣ በየነ ካብ ኩሉ ይዓቢ በየነ መምህርና ዝብል ናይ ህዝቢ ትዕዝብቲ።
Просмотров 3,4 тыс.2 месяца назад
ኣብ ውሽጢ ብሩህ መጻኢ ዝኸይድ ዘሎ ቁኑዕ መስርሕ ተኸቲሉ ይኸይድ የሎን ይብሉ፣ በየነ ካብ ኩሉ ይዓቢ በየነ መምህርና ዝብል ናይ ህዝቢ ትዕዝብቲ።
ዓሻ ክንድዝስተር ይግተር ኮይኑ ዘበኑ። ሰይቲ ቀሺ ጠቊበ ኢላ ዳዊት ትሕጽብ ኮይኑ።
Просмотров 5583 месяца назад
ዓሻ ክንድዝስተር ይግተር ኮይኑ ዘበኑ። ሰይቲ ቀሺ ጠቊበ ኢላ ዳዊት ትሕጽብ ኮይኑ።
ኣብ ትግራይ ዘሎ ፖሎቲካዊ ኩነታት ተጋሩ ይኹኑ ኤርትራውያን ብኸመይ ይጥምትዎ። ክሳብ መጨረሽታ ስምዕዎ ።
Просмотров 6663 месяца назад
ኣብ ትግራይ ዘሎ ፖሎቲካዊ ኩነታት ተጋሩ ይኹኑ ኤርትራውያን ብኸመይ ይጥምትዎ። ክሳብ መጨረሽታ ስምዕዎ ።
ኢሳያስ ሞይቱ ኢሳያስ ተሲኡ ዝብሉ ኩሉ ግዜ ባዕሎም ህዝባዊ ግንባር ኢዮም፣ ኢሳያስ ይምጻእ ወዱ ይምጻእ ኩሎም ሸፋቱ ከልጉሱልና ክንቃለስ ኣሎና።
Просмотров 7403 месяца назад
ኢሳያስ ሞይቱ ኢሳያስ ተሲኡ ዝብሉ ኩሉ ግዜ ባዕሎም ህዝባዊ ግንባር ኢዮም፣ ኢሳያስ ይምጻእ ወዱ ይምጻእ ኩሎም ሸፋቱ ከልጉሱልና ክንቃለስ ኣሎና።
ኣብ ኤርትራ ገበን ኢዩ ዝኸይድ ዘሎ ኩሎም ምስ ኢሳያስ ኮይኖም ዝዘሉን ዝዓብዱን ዘለው፣ ኩሎም ገበነኛታት ኢዮም።
Просмотров 2893 месяца назад
ኣብ ኤርትራ ገበን ኢዩ ዝኸይድ ዘሎ ኩሎም ምስ ኢሳያስ ኮይኖም ዝዘሉን ዝዓብዱን ዘለው፣ ኩሎም ገበነኛታት ኢዮም።
ህዝባዊ ግንባር ገዲፎም ኤርትራውነት ኢዩ ጸላኢና ዝብል ደርቅ ሞጎተ ቃልስና ዝብትን ኢዩ።
Просмотров 9593 месяца назад
ህዝባዊ ግንባር ገዲፎም ኤርትራውነት ኢዩ ጸላኢና ዝብል ደርቅ ሞጎተ ቃልስና ዝብትን ኢዩ።
መንእሰያትና ጌጋ እንተገይሮም ቀስ ኢሎም ባዕሎም ክእርምዎ ኢዮም፣ ሃይለ መንቆርዮስ ይኹን መስፉን ዝጽይቅዎ ቀስ ኢላ ከነርኪበሉ ኢና።
Просмотров 3864 месяца назад
መንእሰያትና ጌጋ እንተገይሮም ቀስ ኢሎም ባዕሎም ክእርምዎ ኢዮም፣ ሃይለ መንቆርዮስ ይኹን መስፉን ዝጽይቅዎ ቀስ ኢላ ከነርኪበሉ ኢና።
ሕድሪ ጀጋኑ ዘይኮነ ሕድሪ ጎዞሞ ኢዩ። ህዝባዊ ግንባር ገዲፎም ኤርትራን ኤርትራውነት ኢዩ ጸላኢና ዝብሉ ዕላማ ተስፋጽዮን ከይተፈለጦም ዘሳስዩ ኢዮም።
Просмотров 3114 месяца назад
ሕድሪ ጀጋኑ ዘይኮነ ሕድሪ ጎዞሞ ኢዩ። ህዝባዊ ግንባር ገዲፎም ኤርትራን ኤርትራውነት ኢዩ ጸላኢና ዝብሉ ዕላማ ተስፋጽዮን ከይተፈለጦም ዘሳስዩ ኢዮም።
ሰራየ ኣኮሎጉዛይ ሓማሴን ኮይና ምፍልላይ ዕድመ ህዝባዊ ግንባር ምንዋሕ እንበር ሽግርና ዝፈትሕ ኣይኮነን። ዝኾነ ምእካቡ ኣንጻር ህዝባዊ ግንባር ክኸውን ኣለዎ።
Просмотров 4084 месяца назад
ሰራየ ኣኮሎጉዛይ ሓማሴን ኮይና ምፍልላይ ዕድመ ህዝባዊ ግንባር ምንዋሕ እንበር ሽግርና ዝፈትሕ ኣይኮነን። ዝኾነ ምእካቡ ኣንጻር ህዝባዊ ግንባር ክኸውን ኣለዎ።
ሻዕብያ ንህዝቢ ኤርትራ ክጽንቱ ንብረቱን ደቁን ክወሩ እክብካብ ሰብ ብረት ኢዮም። ጸጊብዋ ሲሒንዋ ተጸጊዑ ዝብል ግዕዘ ቋንቋ ሞይቱ ተቀቲሉ ማለት ኢዩ።
Просмотров 4674 месяца назад
ሻዕብያ ንህዝቢ ኤርትራ ክጽንቱ ንብረቱን ደቁን ክወሩ እክብካብ ሰብ ብረት ኢዮም። ጸጊብዋ ሲሒንዋ ተጸጊዑ ዝብል ግዕዘ ቋንቋ ሞይቱ ተቀቲሉ ማለት ኢዩ።
ነጽር ስፋሕ ተወደብ ዝብል መደብ ብኣቶ በየነ ሰፊሕ ኣስተምህሮ።
Просмотров 1,1 тыс.4 месяца назад
ነጽር ስፋሕ ተወደብ ዝብል መደብ ብኣቶ በየነ ሰፊሕ ኣስተምህሮ።
ኣብ ጀርመን ደስ ዝብል ህዝባዊ መዓበል ባህላውን ሰሚናርን ተኻይዱ ምሸት ድማ መንእሰያት ተዝዘናጊዖም።
Просмотров 2,5 тыс.4 месяца назад
ኣብ ጀርመን ደስ ዝብል ህዝባዊ መዓበል ባህላውን ሰሚናርን ተኻይዱ ምሸት ድማ መንእሰያት ተዝዘናጊዖም።
መራሕቲ ህዝባዊ ግንባር ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ፍጥር ክብሉ ንዕቀት ኣለዎም፣ መስፉ ሓጎስ ዝተዛረቦ ኢሳያስ ዝዛረቦ ኢዩ ተዛሪቡ።
Просмотров 4894 месяца назад
መራሕቲ ህዝባዊ ግንባር ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ፍጥር ክብሉ ንዕቀት ኣለዎም፣ መስፉ ሓጎስ ዝተዛረቦ ኢሳያስ ዝዛረቦ ኢዩ ተዛሪቡ።
ኣብዪ ዓሰብ ናይ ኢትዮጵያ ኢያ ክንመልሳ ክንቃለሳ ኢና እንድሕር ኢሉ፣ ከምዚ እንድሕር ዝብል ኮይኑ ንቃልስና ከባላሹን ንኢሳያስ ዝኸውን ኣጀንዳ ዝሓዘን ኢዩ።
Просмотров 5824 месяца назад
ኣብዪ ዓሰብ ናይ ኢትዮጵያ ኢያ ክንመልሳ ክንቃለሳ ኢና እንድሕር ኢሉ፣ ከምዚ እንድሕር ዝብል ኮይኑ ንቃልስና ከባላሹን ንኢሳያስ ዝኸውን ኣጀንዳ ዝሓዘን ኢዩ።
ንህዝባዊ ግንባር ወዲሶም ነቲ ምስኦም ዝጠፍአ ጭቁን ህዝቢ ሕርቃኖም ዘውጽኡ እንታይ ትብልዎም።
Просмотров 8454 месяца назад
ንህዝባዊ ግንባር ወዲሶም ነቲ ምስኦም ዝጠፍአ ጭቁን ህዝቢ ሕርቃኖም ዘውጽኡ እንታይ ትብልዎም።
ንህውሓት ዝጸልእ ህዝባዊ ግንባር ወይ ደርጊ ክኸውን ኣለዎ ካብዚ ወጻኢ ክልእ የሎን። ህውሓት ኣይተስምዑና ዝብሉ ተቃለስቲ ዘይኮኑ ቃልስና ዝሕንክሉ ኢዮም።
Просмотров 3034 месяца назад
ንህውሓት ዝጸልእ ህዝባዊ ግንባር ወይ ደርጊ ክኸውን ኣለዎ ካብዚ ወጻኢ ክልእ የሎን። ህውሓት ኣይተስምዑና ዝብሉ ተቃለስቲ ዘይኮኑ ቃልስና ዝሕንክሉ ኢዮም።
ድንሽ ምብላዕ ይኹን ኩዕንቲ ምብላዕ ገበን ኮይኑ ኣይፈልጥን፣ እቲ ዝዓበየ ገበን ኮይኑ ዘሎ ንጹሃት ሰባት ምቅታልን ንብረት ምዝማትን ዩ ገበን።
Просмотров 1,1 тыс.4 месяца назад
ድንሽ ምብላዕ ይኹን ኩዕንቲ ምብላዕ ገበን ኮይኑ ኣይፈልጥን፣ እቲ ዝዓበየ ገበን ኮይኑ ዘሎ ንጹሃት ሰባት ምቅታልን ንብረት ምዝማትን ዩ ገበን።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Brother Emma, your analysis of the Tigray situation is rooted on a fixed premise that Hiwehat is the only option as an alliance and, therefore, at all cost regardless of the sentiment of the ppl of Tigray and facts on the ground, Hiwehat has to survive as a political entity or the option for Eritreans is closed?
ህዝቢ ትግራይ ልቢ ይሃቦም አብ ሐደ መጺዮም ሽግሮም ዝፈትሑ ይግበሮም።
አጆካ ኤማ ብጣዕሚ ጹቡቅ ትንታነ ዘይንፈልጦ ዝነበርና ኩነታት ትገልጸልና ምህላዉካ የቀኔልና🙏🙏
ከም መደላይ ኣብ መልሓሶም እዩ ሓይሎም
🙏🙏🌿🩵🌿🩵🌿🩵💐💐🌹🌹
It's Eritrean's music kkk these people TDF how can using Shabiya Music very funny Adgii Ni kebdom Medaa wireduu Office tekefitilkum alo Mekele sioul city
nhzbna axnitu bkfae zteakakebu ktxawet gdef nexela gerka xelot aykealn eyu.
ኣብዚኣ ዘሎ Holmes ከኣ ኣውትቡስ ዝገደፈቶ በትኪ 😁😁
ዓብ,ኤርትራ,ፖሎትካ,ዬሎንእ,ሕዝቢእ,ከመይ,ቶፅንቶ,ዞሎ,ሕዝበይ,ዐተዓሹ,ዛሃለፈ,ያዓክል,ካብእዕ,እሳያሥእ,መዓር,ዝእፅበ,10.ዶዐንቆሮ,እዩ,ሕዝቢእ,ኤርትራ,ልብእ,ግበር,ብፅንዓት,መአክት,እሳያስእ,ዕሕጂእ,ዝሰአርሃላ,ዞሎዖ,ኣውራጀ,ከአባልዕ,ስለአምታይከይህተቱ,,ወአዲ,ኤረይ,ዐይታኣሹ
ዓጆኻ,ብሓዎኻ,ምሽቃጥ,እትዝኸፍ,,ኣብዓለም,ዘይሓስስ,ጥፍዓት,ፅእባሕ,ማዓልቲ,ክወአግሕ,ሓውኻ,ምሻጥ,ምጥላም,ብሞት,ሕነአ,ምፍዳይ,ዓሎኦ,ኤርትራዊ,ተጠንቀቅ
Good. Job. Ema. 💙🌿💙🌿💙🌿🙏🙏🙏💙🌿💙🌿🙏🙏
Bi gualla zise anuwo bi sport kirekbuwo maletom eyu , aye higdef mendef
💙🎉💙🎉💙🎉💙🎉💙🎉💙🎉💙🎉💙🎉💙🎉💙🎉💙🎉💙🎉💙🎉Blue flag 💙 is fathers' flag, melay
We know he has a clear agenda, but we have identified those who are around him active and dormant.
Dhri hiji wetahaderat shaebiya bleu Belom ema
Bravo ema
Mastika lekbat ab reska alena 🤔
💙💙💙
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጽቡቅ ተንተና ኢማ
I think the Eritrean problems stem from the Woyane's refusal to include Isseas in Ethiopian politics and administration. Isseas' dream was to use Ethiopia for his own ambitions. The problems became clear when Bill Clinton met the East African countries but without including Isseas. He, who had king maker ambitions, realised that he was irrevelant in the eyes of the American administration, and blamed the Ethiopian administration for this. The rest is history.
እታ ዕቡድ ከልቢ ዝገበራ ቃለ ዓሎቕ ደጊምካ ረአያ መርዛም ሰራም መልአኽቲ የሕሊፉ ቅድሚ ሕጂ ኢትዮዽያ ከይትበታተን ሊዕሊ 100 000 ዕሸላት ተኸፊሎም ክሳብ ሕጂ ህዝቢ ኣይተነግረን ሕጂ ከኣ ህዝቢ ሱዳን ኣብ ስደት ከይበታተን ፋሕ-ፋሕ ኢሉ ከይተርፍ ብዝብል ምኽንያት ጣልቃ ክኣቱ ምኻኑ ብዛዕባ ስደተኛታት ኤርትራዉያን ተዛሪቡ ዘይፈልጥ ፍጡር ሕጂ ተሓላቂ ስደተኛታት ኮይኑ ክዛረብ ንምንታይ ዕላማ
ህግድፍ ኣይሳዓርን ዩ ትብለና ኣለካ።
ኢንታይ ኮይንካ ኢሞ ቅያር ትደል ኣለካ ኣብ ኤርትራ ከ ኢንታይ ትብል ኣለካ ይርዳኣካ ኣሎ ከም ደላይ ፍትሒ
Ema wonderful analysis. You are right It looks end of HGDF mehdef!
👍👍
hasawe
💙💙💙
Wedika bara
ተንኮል ናይ ክፍሊ መጽናዕቲን ምርመራን ብበዓል ዘምህረት ዝተመደበ እዩ
ዕላማ ናይ እሰያስ ዓባይ ኢትዮጵያ እዩ
Hataf zkone dyablos
❤❤❤❤❤❤
ድፉ ኣእምሮ ኣንታ ክንደይ ትሕሱ ወይ ክንደይ ተህተፍትፍ ዓቕምካ ዘይምፍላጥ ክሓስም!!
🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💙💙💙💙💙
Eritrea for Eritreans always and for ever
Ok what are u a doctor now, u know whats insid our kubur president
Dey sakit eyu hzbi Tigray Ane natkum eye eyu zible zelo eko kebdi kiblei
💙💙💙💙💙💙💙
🌿💙🌿💙🌿🌿💙🌿🌿💙🌿🌿💙🌿
👍🌄🌻
🙏🙏🩵🌿🩵🌿🩵🌿🌹🌹💐💐✌️✌️
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
💙✅️✅️✅️✅️✅️✅️
Elillllllllll Elillllllllll Elillllllllll 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🙏🏽🙏🏽
200% right ❤❤❤
አብ ሓዘን እንዳሃለኻስ ከም ባህልናሲ ጻዕዳ ክዳን ደአ አይተኽፍአልካን ዶ ሓውና!! ሕብረተሰብናስ ወዲቁ እዩ ዝበልካያስ ብርግፅ ንሪአ አለና !!
ዝፈልጡዋ ሰባት ካብ ሓንቲ ደርፊ ንላዕሊ ተጋሩ ኣርቲስት ሓጊዞማ ይብሉ። ብመርትዖ። ውቅይኖስ ንኤደን ከሰተን ካልኦትን ግጥሚ ሂቡ እዩ።ተፈታዊ ብዛዕብኣ ዝርዝር ሓበሬታ ሂቡ ኣሎ።
Wedebat aytegedeselom xibuq tintane silezelka natika zereba an bayta zeywediq iu❤❤❤❤❤❤❤