Ze Yaried
Ze Yaried
  • Видео 17
  • Просмотров 45 551

Видео

መሠረታዊ ኣብ ቅዳሴ ክእረሙ ዘለዎም ዜማታት
Просмотров 1,5 тыс.Год назад
ኣብዚ ቪድዮ ቅልል ዝበሉ እርማት ዘድልዩ ዜማታት ኣቕሪበ ኣለኹ። ብፍላይ ናይ ምስባክን ናይ ቅዳሴን ዜማታት ፈላሊና ክንፈልጦም ይግባእ። ሓደ ሓደ ድማ ናይ ግብረ ኪዳንን ናይ የኋላ እሸት ቅዳሴታት ይተሓዋወሱ ስለ ዝኾኑ ፈላሊኻ ምርዳእ ጽቡቕ እዩ።
ወንጌል ምስ ተነበበ ዝበሃል ።
Просмотров 207Год назад
ወንጌል ምስ ተነበበ ዝበሃል ።
ሃሌ ሉያ - ወንጌል - ቅዳሴ
Просмотров 842Год назад
መለማመዲ፡ ሥርዓተ ቅዳሴ እዚ ተመሊኡ ዘሎ ድምጺ ንጹር ኣይኮነን ዘሎ፡ ስለዚ ክሳብ ጥዑይ መምልኢ ተጠቂመ ዝመልኦ ንግዚኡ ንመለማመዲ ክጠቅም ይኽእል።
ዝማሬ ዘኅዳር ጽዮን ፡ የኔታ ኣባ እዝራ ፡ የኔታ ፍሥሐ ፡ ( ዝማሬ ንግፉዓን ብግፉዓን)
Просмотров 768Год назад
ኣብ ናይ ሕዳር ጽዮን ካብ ዝቐረበ ዝማሬ ተቖንጽጭሉ ዝተወሰደ እዩ ። ኣብ`ቲ ትሕዝቶኡ ከኣ ብዛዕባ ብግፍዒ ንዝቕተሉ ( ነቢያትን፡ ሃዋርያትን) ስለ ዝገልጽ ። ነዞም ብግፍዒ ዝሞቱ ናይ ዘመንንና ሰማእታት ሊቃውንት ኣቦታት ንምዝካር ስእሎም ተነቢሩሉ ኣሎ። በረኸቶም ምስ ኩልና ይኹን ። እዞም ዘዘይሙ ዘለው ንኡሳን ዲያቆናት ውን ክንደይ ግፍዒ ( ጸርፊ፡ ምንእኣስ፡ ጸለመ ) ዝበጽሖም እዮም።
Solo Media . ሶሎ ሜድያ ፡ እንኳዕ ሓጎሰካ ህዝቢ ኤርትራ !!! ፡ ጆን ካራ፡ ጆን ብላክ ፡ ትግራይ ፡ ብርጌድ ንሓመዱ ፡ ኣውራጃ፡ . . Part 3
Просмотров 385Год назад
ኣቶ ሰሎሞን ( ሶሎ ሜድያ) ፡ ኣብ ቤተክርስቲያን ብዘጋጠመት ዘይምስምማዕ ፡ ጉልባብ ጌሩ ፖለቲካ ክጉስጉሰሉ ዓገብ ይብል ኣሎና። ብባእሲ ናይ ቤተክርስቲያን እንካዕ ሓጎሰካ ህዝቢ ኤርትራ ይበሃል ድዩ ፧ ንህዝብና ባእሲ ናይ ቤተ ክርስቲያን ድዩ ዘሐጉሶ part 3
ሶሎ ሜድያ ፡ እምነት ብርጌድ ዝዓበዱ ? ጆን ካራ ፡ ጆን ብላክ፡ በየነ ውፉይ . . .ትግራይ part 1
Просмотров 209Год назад
ኣቶ ሰሎሞን ተስፋ ማርያም ኣብ ልዕሊ ቤተ ክርስቲያንና ንዝበሎ ጸለምታትን ናይ ፓለቲካ ዛዕባታትን ሓጺር መልሲ ግብሪ ብመምህር ዕንባቆም ተዋሂብዎ ኣሎ። part 1
ሶሎ ሜድያ ፡ Solo Media ;እምነት ብርጌድ ዝዓበዱ ? ፡ ብርጌድ ንሓመዱ፡ ጆን ካራ ፡ ጆን ብላክ ; ናይ መኸን፡ ትግራይ . . .Part 2
Просмотров 472Год назад
ኣቶ ሰሎሞን ተስፋማርያም ንቤተክርስቲያን ዘናሹ ቃላት ፡ ንፓለቲካ ብዝትዕም መንገዲ ጌሩ ኣብ ልኦዕሊ ቤተክርስቲያንና ዘካየዶ ጸለመ ዝተወሃበ መልሰ ግብሪ እዩ። Part 2
መእተዊ ትምህርተ ቀኖና4ይ ክፋል
Просмотров 187Год назад
እዚ ትምህርቲ መቐጸልታ ናይ 3ይ ክፋል መሠረታዊ ትምህርተ ቀኖና እዩ። ቀኖና እንታይ ሙኻኑ ፡ኣድላይነቱን ፡. . . ምስ ዓለማዊ ሕጊ መንግሥቲ ብምንጽጻር ክንመሃር ኢና። ቅዋም ናይ ሓንቲ ሃገር ሕጊ ፡ ምስ ቀኖና ኣነጻጺርና ክንመሃር እንከሎና፡ ንመረድኢ ጥራይ ከም ዝተጠቐምናሉ ምስትውዓል የድልይ።
ኣድላይነት ናይ ቀኖና ፡ ጥቕምታት ቀኖና
Просмотров 132Год назад
- ኣብዚ ትምህርቲ፡ ቀኖና ንምንታይ ከም ዝጠቅም ( ቀኖና ንምንታይ ከም ዘድልይ ) ብመጠኑ ተገሊጹ ንረኽቦ።
መእተዊ ትምህርተ ቀኖና 2
Просмотров 114Год назад
እዚ ትምህርቲ መቐጸልታ መእተዊ ናይ ትምህርተ ቀኖና እዩ። -ሕጊ፥ ኣምላኻውን ሰብኣውን ኢልና ኣብ ክልተ ክንከፍሎ ንኽእል ኢና ። -ሕጊ ኣምላኻዊ ከኣ ባህርያዊ ሕግን መጽሓፋዊ ሕግን ኢልና ፈላሊና ክንርድኦ ንኽእል ኢና። -ሰብኣዊ ሕጊ ፡ ብስምምዕ ዝረቅቕ ሕጊ እዩ ። -ቀኖና ወላ እኳ ብጉባኤ ብስምምዕ ዝውሰን ሕጊ እንተኾነ ፡ኣቦታትና ብረድኤተ እግዚአብሔር ዝሰርዕዎ መንፈሳዊ ሕጊ እዩ።
መእተዊ ትምህርተ ቀኖና 1ይ ክፋል
Просмотров 374Год назад
እዚ ትምህርቲ ንጀማሮ ፡ መሠረታዊ ኣፍልጦ ናይ ቀኖና ንኽህልው ተባሂሉ ዝተዳለወ እዩ ።
ንኣባ ባስልዮስ ዘጋጠሞም ተቓውሞ ስለምንታይ ፧ ግቡእ ድዩ፧
Просмотров 3,9 тыс.Год назад
ንኣባ ባስልዮስ ንዘዋረድዎም ዓገብ ክበሃሎ ዘለዎ ጉዳይ እዩ። ኣባ ባስልዮስ ምስ ኣባላት ሲኖዶስ ኮይኖም ዝበደልዎ ውን ዓገብ ክበሃሎ ዘለዎ ጉዳይ እዩ። ህዝቢ ብሰንኪ ድኹም ኣካይዳና ንቤተክህነት ይኽዕበና ኣሎ ። ህዝቢ ንመራሕቲ ሃይማኖት ምጽራፍን ድፍረት እዩ፡ እሞ ነቋርጾ። መራሕቲ ሃይማኖት ውን ንህዝቢ ኣይንዓምጾ ። . ስለዚ ድኹም ጎንታትና ንኸነዐሪ ካብ ምውግጋዝ ወጺእና ማእከላውነት ኣብ ዘለዎ ዘተ ክግበር።
Sad Reality ዘሕዝን ሓቂ
Просмотров 2,9 тыс.Год назад
ኣብ ቤተ ክርስቲያንና ብዙሕ ዘሕዝን ሓቅታት ኣጋጢሙ ኣሎ ። ኣብ'ዚ ትምህርቲ ሓደ ክልተ ኣብነት ጠቒሰዮም ኣለኹ። እቲ ዝድለይ ሓባኢ ቁስሉ ሕባኢ ፈውሱ እዩ እሞ፡ ንዘሎ ጸገማት ተረዲእና ብኸመይ ክንቀርፎም ኣሎና ዝዓለመ እዩ።
ራሲዝም ኣብ ቤተክርስቲያን
Просмотров 3,1 тыс.Год назад
እዚ ራሲዝም ዝብል ቃል ፡ ብዝያድ ንዓሌታውነት ዝገልጽ ክኸውን እንከሎ ንናትካ ኣልዕልካ ንኻልእ ንምንኣስ ንምኽዓብን ገጽ ምኻልእን ምጽራፍን ምስጓጉን . . .ዝገለጽ እዩ። ኣብ'ዚ ትምህርቲ ግን እቲ ቃል ብኣንጻራዊ ዝኾነ ኪደት እዩ ተገሊጹ ዘሎ። እታ ራሲዝም እትብል ብኻልእ ገጻ ተጠቂምካ ንዝግበር ሻራ( ኣድልዎ) ንምቅላዕ ዝዓለመ እዩ ። ስለ'ዚ ናይ ትርጉማ ርቀት ጠፊእኒ ዘይኮነስ እናፈለጥኩ ዝተጠቀምኩላ ሙኻና ክሕብር እፈቱ ። ኣብ ቃላቱ ዘይኮነ ኣብ ስነ ሓሳቡ ትኲረት ክግበረሉ እላበው።
ንቤተክህነት ካብ ዝፈላልዮም ዘሎ ነጥብታት
Просмотров 8 тыс.2 года назад
ንቤተክህነት ካብ ዝፈላልዮም ዘሎ ነጥብታት
ግብረ መልሲ ንቐሺ ሳምሶም ( ኣብ ንግስነት ኔዘርላንድ ዝነብር)
Просмотров 21 тыс.2 года назад
ግብረ መልሲ ንቐሺ ሳምሶም ( ኣብ ንግስነት ኔዘርላንድ ዝነብር)