- Видео 108
- Просмотров 283 869
ሥርጉት ሚዲያ srgut media ስርጉት ሚዲያ
США
Добавлен 10 фев 2024
እምነ፡ በሃ፡ ቅድስት፡ ቤተክርስቲያን፡ "ሥርጉት"፡ ዐረፋቲሃ፡ በዕንቈ፡ ጳዝዮን!!! ሰላመ እግዚኣብሄር ምስኩላትና ይኩን ተከታተልቲ ሥርጉት ሚዲያ:: ሥርጉት ሚዲያ ኣብ ዕቤት ቋንቋ ትግርኛ ዝተግህ መንፈሳዊ ሚዲያ እዩ ;ንዝበለፀ ሓበሬታ 0935373337&0935377737 ምርካብ ይክኣል::ሓገዛትኩም ኣይፈለየና 1000655190728
#ስልከይ_ሓቚፈ_እየ_ዝሓድር#ካብ_ገዛ_3ተ_ሰብ_ተፈልዮምኒ #ምሉእ_ሂወት_ታሪክ_ዘማሪት_ማኅደር_ማህደር__ገብረየሱስ(ማኅደረ_ኣርጋኖን)zemarit_mahder
ኣሕዋተይ ብጠሩነት መስዋእቲ እየ ስኢነዮም ምሉእ ሂወት ታሪክ ዘማሪት ማህደር ገብረየሱስ#tigray #habesha #abelbirhanuየወይኗልጅ #october2018 #eritrea #ethioforumኢትዮፎረም #mezmur #october2018calendar #መስዋአቲ ሓበን #መጥቃዕቲ ደቂ ኣነስትዮ ይቑም
Просмотров: 2 840
Видео
/ምልክቴ ነሽ/ ከመስግነኪ ይትረፍ ጭንቀተይ ከቨር ምዝሙር ብዘማሪ ዲ.ን ሃፍቶም ሞላ
Просмотров 1,7 тыс.12 часов назад
/ምልክቴ ነሽ/ ምልክተይ ኢኺ ከቨር ምዝሙር ብዘማሪ ዲ.ን ሃፍቶም ሞላ
#ተስፋ ምቑራፅ ብፀሎት ንስዓሮ ምክረ ኣበው ብቆሞስ ኣባ ኣብርሃም
Просмотров 2,9 тыс.19 часов назад
#ተስፋ ምቑራፅ ብፀሎት ንስዓሮ ምክረ ኣበው ብቆሞስ ኣባ ኣብርሃም
#ኣማሪረ የፈልጢ!ኸምዝድሕንውን ትስፋ እኔኒ እዩ!ሙሉእ ሂወት ታሪክ ዘማሪት ኣስኳል ሓጎስ /ኣብ መፀበይየይ/
Просмотров 2,7 тыс.21 час назад
ሰላመ እግዚኣብሄር ምሳኻትኹም ይኹን ተኸታተልቲ ስርጉት ሚዲያ እዚ ፕሮግራም ነፋልጠኩም እዩ /ኽትፋለጥዎም እትደልዩ ሰባት ጠቁሙና/ 0935377737@www.youtube.com/@Srgutmedia telagram @Srgutmedia
ሰብ ክበልዕ ድዩ ወይስ ክድሕን እዩ ከይዱ መልእክቲኢ ብፁዕ ኣቡነ ዮሐንስ 3ይ
Просмотров 1,9 тыс.21 час назад
ሰብ ክበልዕ ድዩ ወይስ ክድሕን እዩ ከይዱ መልእክቲኢ ብፁዕ ኣቡነ ዮሐንስ 3ይ
#ፍቕሪ ማለት ክልቲኤካ ምትሕግጋዝ እዩ /ቤተክርስትያና ስለፍቕሪ ብዙሕ ምሂራትና እያ መኣዲ ኣብርሆት
Просмотров 2 тыс.День назад
ሰላመ እግዚኣብሄር የብዝሐልኩም ተከታተልቲ ስርጉት ሚዲያ ሚድያና ንክዓቢ ሼር ሰብስክራይብ ንናገበርና ነዕብዮ ልቦና ሃበኒ / #libona_habeni #new #eritrean #orthodox #mezmur #ሥርጉት. #Eritrea orthodox, #Ethiopian orthodox,#Tigrinya mezmur, #Amharic Mezmur, #Addis Ababa,Teahdo mezmur, #Debesey Mezmur, #orthodox tewahido,ethiopian news,seifu on ebs,ethiopian orthodox church,ethiopian orthodox tewahedo,orthodox sibket,daniel kibret...
ሂዋን ምስ ኣዳም እያ ተፈጢራ ንምንታይ ኢና ኣዳም በይኑ ተፈጢሩ ንብል
Просмотров 3,1 тыс.14 дней назад
ሂዋን ምስ ኣዳም እያ ተፈጢራ ንምንታይ ኢና ኣዳም በይኑ ተፈጢሩ ንብል
ዶክተር ፋሲካ ንምንታይ እዩ ከምኡ ኢሉ /ናይ ዶክተር ፋሲካ ብጣዕሚ መሃሪ ዝኮነ ሂወት ታሪክ ዝተሓወሶ ትምህርቲ ኣብ ኣብርሆት ፖድካስት
Просмотров 2,4 тыс.14 дней назад
ዶክተር ፋሲካ ንምንታይ እዩ ከምኡ ኢሉ /ናይ ዶክተር ፋሲካ ብጣዕሚ መሃሪ ዝኮነ ሂወት ታሪክ ዝተሓወሶ ትምህርቲ ኣብ ኣብርሆት ፖድካስት
#ምክረኣበው እነና ድንግል ማርያም ልምንታይ ተሰዲታ ግድንድዩ ክትስደት ኔሩዋ? ብጹእ ኣቡነ ዮሓንስ 3ይ
Просмотров 3 тыс.14 дней назад
#ምክረኣበው እነና ድንግል ማርያም ልምንታይ ተሰዲታ ግድንድዩ ክትስደት ኔሩዋ? ብጹእ ኣቡነ ዮሓንስ 3ይ
#ባርያ_ጋብር_ሓዱሽ_ትግርኛ መዝሙር_ብዘማሪ_ዲን_ሚኪኤለ_ካሕሳይ#newtigrignamezmur
Просмотров 1,1 тыс.21 день назад
#ባርያ_ጋብር_ሓዱሽ_ትግርኛ መዝሙር_ብዘማሪ_ዲን_ሚኪኤለ_ካሕሳይ#newtigrignamezmur
#ምስጋና_ኣብ_መቅደስካ(ምስጋና በመቅደስህ) ብዘማሪት ኣርያም ኤልያስ ጥዑም ድምፂ
Просмотров 1,5 тыс.21 день назад
#ምስጋና_ኣብ_መቅደስካ(ምስጋና በመቅደስህ) ብዘማሪት ኣርያም ኤልያስ ጥዑም ድምፂ
ሕቶታት ንመናእሰይ #ቅድስቲ_ኣርሴማ_መንእያ?#ገሬእሙን #gera_emun
Просмотров 3,7 тыс.21 день назад
ሕቶታት ንመናእሰይ #ቅድስቲ_ኣርሴማ_መንእያ?#ገሬእሙን #gera_emun
#ስጋወደሙ_ክንቅበል_ከለና_ሰበይተይ_እያ_ፖሮግራም_ተዉፅኦ #ሰራሕተኛና_ምሳና_እያ_ትቆርብ #ምክንያት ሰናይ ሓዳር #መኣዲ_ኣብርሆት_3ይክፋል)
Просмотров 5 тыс.21 день назад
#ስጋወደሙ_ክንቅበል_ከለና_ሰበይተይ_እያ_ፖሮግራም_ተዉፅኦ #ሰራሕተኛና_ምሳና_እያ_ትቆርብ #ምክንያት ሰናይ ሓዳር #መኣዲ_ኣብርሆት_3ይክፋል)
/በሃጥያት_ያደፈ/#ሓጥያት_ዝከበዶ~ብዘማሪ~ዲን~ፊሊሞና_ገብሩ ልቢዘረስርስ መዝሙር
Просмотров 1 тыс.Месяц назад
/በሃጥያት_ያደፈ/#ሓጥያት_ዝከበዶ~ብዘማሪ~ዲን~ፊሊሞና_ገብሩ ልቢዘረስርስ መዝሙር
#መፅሓፍ_ቅዱስ_ብከመይ_ነንብብ?#መፅሓፍ_ብምንባበይ_ተጠቂመሉ_እየ!#መኣዲ_ኣብርሆት_2ይክፋል
Просмотров 4,4 тыс.Месяц назад
#መፅሓፍ_ቅዱስ_ብከመይ_ነንብብ?#መፅሓፍ_ብምንባበይ_ተጠቂመሉ_እየ!#መኣዲ_ኣብርሆት_2ይክፋል
#ካብ_ኣስሓትያን_ተጠንቀቁ?#እሙን_ሓላዊ(ኖላዊ)መን_እዩ!ሙሉእ ትሕዝቶ ተከታተልዎ#ምክረ_ኣበዉ
Просмотров 1,4 тыс.Месяц назад
#ካብ_ኣስሓትያን_ተጠንቀቁ?#እሙን_ሓላዊ(ኖላዊ)መን_እዩ!ሙሉእ ትሕዝቶ ተከታተልዎ#ምክረ_ኣበዉ
#ምኽንያት_ስላለኝ_ነዉ (ምኽንያት ኣለኒ'ዩ)ብዘማሪ ዲ.ን ኣማኑኤል ዘፈሩ#ናይ_ድንግል_ማርያም_ ከቨር መዝሙር
Просмотров 2,5 тыс.Месяц назад
#ምኽንያት_ስላለኝ_ነዉ (ምኽንያት ኣለኒ'ዩ)ብዘማሪ ዲ.ን ኣማኑኤል ዘፈሩ#ናይ_ድንግል_ማርያም_ ከቨር መዝሙር
#መስቀሉ_ፀይሩ_ዘይኽተለኒ_ንዓይ_ክኾን_ኣይግባእን!ፍሉይ_ዝኮነ ትምህርቲ #ብመ.ር_ክብሮም_ካሳ d.n kbrom kasa 2017e.c
Просмотров 3,2 тыс.Месяц назад
#መስቀሉ_ፀይሩ_ዘይኽተለኒ_ንዓይ_ክኾን_ኣይግባእን!ፍሉይ_ዝኮነ ትምህርቲ #ብመ.ር_ክብሮም_ካሳ d.n kbrom kasa 2017e.c
#ኣዕርክተይ_መስተ_ስተ_ኢሎምኒ? #ማይ_ጥራሕ_ኣይትስተዩ_ወይኒውን_ስተዩ! #ABRHOT_PODCAST
Просмотров 1,6 тыс.Месяц назад
#ኣዕርክተይ_መስተ_ስተ_ኢሎምኒ? #ማይ_ጥራሕ_ኣይትስተዩ_ወይኒውን_ስተዩ! #ABRHOT_PODCAST
#ልምንታይ_ብመስቀል_ንኣምን?#ዳሜራ_ባህላዊ_ድዩ_ሃይማኖታዊ?ኣከባብራ መስቀል ብከመይ ክኮን እኔዎ እሆልኩም ምሉእ ትሕዝቶ
Просмотров 6 тыс.Месяц назад
#ልምንታይ_ብመስቀል_ንኣምን?#ዳሜራ_ባህላዊ_ድዩ_ሃይማኖታዊ?ኣከባብራ መስቀል ብከመይ ክኮን እኔዎ እሆልኩም ምሉእ ትሕዝቶ
#መኣዲ_ኣብርሆት#ሰሙናዊ_መደብ_ኣብ#ሥርጉት_ሚዲያ #ሓሙስ_ክልተ_ስዓት ተፀበዩና
Просмотров 400Месяц назад
#መኣዲ_ኣብርሆት#ሰሙናዊ_መደብ_ኣብ#ሥርጉት_ሚዲያ #ሓሙስ_ክልተ_ስዓት ተፀበዩና
Amen,amen amen❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
35:20 ኣሰይይይይ ዝፈትዋ መዝሙር 😢ተባረኺ ህያበይ ናተይ
ዘማሪት ማህደረይ ጅግና ሓፍትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣሰይ ዛማዓረይ ኣነስ ካብተን ዝፈትወን ዘማርያን ሓንቲ ኢኺ ጎብዝልና❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
ዝምሬ መላአክት የስመዕልና ክቡር ሓውይ ፀጉኡ የብዘሐልካ❤❤❤
❤🎉
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ኣየኪ ማህደረይ ኣንቢዕክኒ 😔
ክብርቲ ሓፍትና ዘማሪት ማህደር እግዚአብሔር ኣምላኽ አብ ቤቱ የጽንዕኪ ፈጻሚት ይግበርኪ መዝሙር ግን ምሉእ ተትዝምረልና ጽቡቕ ኔሩ ሰንበተይ ኢኺ ትብል ሙሉእ ተጸቤ ኔረ 😔
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
ዘማሪት ማኅደር ሓፍተይ ጥዕምቲ ልሳና ጸግኡ የብዝሓልኪ ተይሞነክዎይ ተወዲአ ዛእንተሪቢው ብጣዕሚ ኢኺ ጠንካራ😥 ዝተሰውኡ አሕዋትና ብሰላም ይዕረፋ ዝምድያ ነዕብዮ ለይክ ኣናገበርና ኩላትና አብ ዘይጥቅምስ ለይክ ንዝገበሮ ኢና
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኪ ክብርተይ እግዚአብሔር አምላክ ብርሃን ዓይንኪ ይክፈተልኪ ምሕረቱ ይልአከልኪ ዝሓፍተይ❤❤❤❤😢
❤❤❤❤❤❤
ጸጉኡ የብዘሐልኪ ዝማሪት ሓፍትና ❤🎉
ማህደረይ❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
ብሓቃ ቃል ህይወት የሰመዕልና እግዚአብሔር እምላኽ ልቢ ልደያ ዝክፍተ እምላኽ ልቦናና ይፍተልና
ፀጉኡ የብዝሐልኪ ክብረተይ ❤
ኣቱም ህዝቢ ዝምድያ ነዕብዮ ላይክ ናገበርኹም ናብ ኮሜ እተዉ
መህደረይ ምጭዉቲ❤
KALE HIWET YESMAELNA ABONA
ተባረኹ ❤❤❤❤❤
ማኅደረይ ፍቅርቲ ጠንካራ❤❤❤ ዙጋዚጠኛለ ደስ ክብል ትሕትንኡ ዘውጽኦም ቃላት ደስ ብሃልቲ❤❤
ብመጅመርታ ቃል ሂወት የስማዓልና ማሓደር ሓብተይ ኣጆኪ ኣማላኽ፡ ቅዱሳን ምሳኪ ይኩን❤❤❤❤❤ ብጣዓሚ ክብደይ በሊዓትኒ ኣጆኪ ዛሓብተይ
❤❤❤❤
በስመኣብ ንልቢ ዘረስርስ መዝሙር ድምፅካ ክጥዕም ፀጉኡ የብዘሐልካ ቀፅሉሉ እመብርሃን ትባርካ🎉
ማህዲ ሓፍተይ ጠንካራ ኢኺ ምኽንያቱ ኣምላኽ ስለተቐድሚ እና መጨረሻኺ የፀብቐልኺ ❤❤❤
አብመጨረሻግን መዛሙራን አሕዋትና ሙሉእ መዝሙር ተዝዙሙርልና ደስመበለና ብሓቂ ተመስገንን አምላክ🎉🎉🎉
እግዚአብሔር ይመስገንን ስለኩሉ ነገር ክንደይ ደስምባሉ ልአናናለ ክነመስገን ይሓግዘና🎉🎉🎉❤❤❤❤
ብሓቂ ቃለት የብለይን ፀጉኡ የብዘሐልኩም በርቱዑልና 🎉❤🎉🎉❤
ኣሜንኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክ የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልኪ❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ጥዕምቲ ልሳን ማህደር ሓፍትና ብጣዕሚ ኢኺ ጠንካራ 😢ዝተሰውኡ አሕዋትና ለ ብሰላም ይዕረፉ
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኪ ዘማሪት ማህደር ሓፍትና❤❤❤
ስርጉት ሚድያ ኽብረት ይሃበለይ ዞም ሓተይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት ቃለ በረኸት የስምዐና ክቡራት ኣሕዋተይ 💚❤️💚👏 ዘማሪት ማህደረይ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባረክ ንዘልኣለም ኣብ ቤቱ የንብርኪ ክብርቲ ሓፍተይ 💚❤️💚❤️👏 ሰርጉት ሚዲያ ብጣዕሚ ብኣንደበታን ትሕትኒኣን ዝማሬኣን ዝፈትዋ ስለ ዘቅረብኩምና የቀንየና ከምዙ ናይ መንፈሳዊያን ኣሕዋትና ቀፅልሉ ኣቅርቡልና ብዙሕ ኢና ንማሃር ካብተቅርብዎም ኣሕዋትናን ኣሓትናን ኣብ ዝዓበየ ደረጃ የብፅሕኩም ❤💚❤️👏
ስርጉት ሚድያ በይዛኹም ዞም ሓተይ ናይ ዘማሪት ማሃደር ስልኪ ተሓባበርኒ ዞም ሓተይ ።
0919051659
⛪️⛪️⛪️✝️✝️✝️😢😢😢🙏🙏🙏
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐና ክብር ኣቦና