- Видео 22
- Просмотров 34 813
ብሔረ ህያዋን Bhere heyawan
Нидерланды
Добавлен 2 фев 2020
ማርቆስ 8:36፤ ንሰብ፡ ብዘላ ዓለም ረቢሑ፡ ነፍሱ እንተ ኣጥፍኤ፡ እንታይ ይጠቕሞ፧
Видео
Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur, Meharti mhret kirekbu eyom መሓርቲ ምሕረት ክረኽቡ ኢዮም @Bhereheyawan
Просмотров 5962 месяца назад
Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur, Meharti mhret kirekbu eyom መሓርቲ ምሕረት ክረኽቡ ኢዮም @Bhereheyawan
New Eritrean Orthodox Tewahedo Mezmur Kibrki Tegelitsu (ክብርኺ ተገሊጹ)
Просмотров 3,4 тыс.2 месяца назад
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላኽ አሜን ክብርኪ ተገልጹ ፍጥረት ኩሎም ብኣኪ ይድነቁ ብርሃን ዓለም ካባኪ ምብራቁ ድንግል ብወድግኪ ንዘልኣለም ትነብር ኸብርኪ ወሎዶታት ኩሎም ብጽእቲ ይብሉኪ ደቂ ጠቃዕትኪ እናደነኑ ክመጽኪ ንጉስ ዝበሃጎ ንፍሉይ ውህበትኪ /ጸጋ መልኢኪ ፈጣሪ ወሊድኪ/2/ ኣብ ኣርያም ኣብ ሰማይ ትነብር ብክብሪ ጸሎትና ተዕርግ ናብ ልዑል ፈጣሪ ዘልኣለማዊ እዩ ናትኪ ድንግልና ፍጹም ዘይቅይሮ ክቡር ልደት ናይ ጎይታና ሕፍቲ ውን ዘይብልኪ ንጽሕቲ ኣዴና /መመክሕት ኣዳም ተስፋ ናይ ኩሊና/2/ ናይ ዘመናት ሓጢኣት ክድምስስ ጎይታና ካባኪ ተወልደ ፍጹም ድንግልና ታምርኪ ክንበብ ኣብ ቅዱስ ሰፈሩ ዝሰምዕ...
ወረብ ብምክንያት ክብረ በዓል ናይ ኣቡነ ኣረጋዊ ኣብ ሃገረ ሆላንድ
Просмотров 12 тыс.2 месяца назад
ወረብ ብምክንያት ክብረ በዓል ናይ ኣቡነ ኣረጋዊ ኣብ ሃገረ ሆላንድ
Eritrea orthodox Mezmur ብምክንያት በዓል ቅዱስ ዮሐንስ
Просмотров 6033 месяца назад
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን። 1ይ *ጸጋኻ ኣብዚሕካለይ* ነፍሰይ ከይትስህር ድልየታ ስኢና ዝሕሻ ኣምሪጽካያ ክትዉስኽ ምስጋና ጸጋኻ ኣብዚሕካለይ ኣብዚ ንኽንጽሕ ተመስገንካ ጎይታይ ምስጋናኻ ይብዛሕ ከምዚ"ኻ ከመቲ"ኻ ኢልካ ዘይተዳሉ ንኹሉ ብማዕረ ጸሓይ ተብርቐሉ ፍቕሪ"ኻ ኣምላከይ ቀያሪ ሕይወትይ ምስ ምሉእ በረኸት በጺሕካያ ቤተይ { ምሳኻ እንተ"ለኩ እንታይ ከይጎድለኒ መሊኡ ኣንጀርቢቡ ናይ ሕይወተይ ወይኒ } 2 ኣዝ............... ነፍሰይ ኣብዚ ዓለም ጸሓይ ከይረኣየት ካብ ባዶ ህላወ ኣምጺእካያ ኣብ ሕይወት ካብ ህጻንነተይ ገና ብጊሓቱ ታቲኻኒ እንዲካ ናብ ቤትካ ክኣቱ { ንናይ ምሕረት ኢ...
Eritrean orthodox tewahdo Mezmur መስዋእቲ ውህበተይ
Просмотров 6183 месяца назад
መስዋእቲ ውህበተይ* መስዋእቲ ውህበተይ ምስጋና ካብ ኮነ ብበገና ብከበሮ ብጸናጽል ተወሲነ *ክዝምረልካ'የ በሓድሽ ቅኔ* (4) ሰንከልከል ክብል ብፈተና ዓለም ደጋፊ ዘይብለይ ኣብቲ ድቕድቕ ጸላም ቀንዴል ፍኖተይ ኮንካ ጸልማተይ ገሊህካዮ መሪሕካስ የእቲኻኒ ቤትካ ንኽርእዮ ብልግሲ ፍቅርኻ ጸጋ ተዓዲለ የ ባርያኻ ብኽቡር ደምካስ ጎይታይ ነፍሰይ ቀዲስካዮ ኤልሻዳይ ንጉስ ርትዒ ሰላመይ መሊስካዮ። ኣዝ.................. ብጉዕዞ ቃዴስ ረመጽ ምድረበዳ ሰሪ ጽምኢ ጽድቂ ኣብራኽ ክቅየዳ ብሰርቢ ደመናኻ ምሕረትካ ክዝክሮ ሓቒቕ ማይ ኣስቲኻኒ ጠሊለ'ዃ ድሮ ብልግሲ ፍቅርኻ ጸጋ ተዓዲለ'የ ባርያኻ ብኽቡር ደምካስ ጎይታይ ነፍሰይ ...
Bhere Hewan-Eritrean Ortodox Tewahdo Mezmur Naemi Fesehaye - [ Natey Nardos] ናተይ ናርዶስ
Просмотров 503Год назад
Bhere Hewan-Eritrean Ortodox Tewahdo Mezmur Naemi Fesehaye - [ Natey Nardos] ናተይ ናርዶስ
Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur (ዘኣውረድከ መና)
Просмотров 1,7 тыс.Год назад
Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur (ዘኣውረድከ መና)
Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur ንድንግል ክውድስ
Просмотров 6 тыс.Год назад
Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur ንድንግል ክውድስ
Eritrean Orthodox Tewahdo መንፈሳዊ ግጥሚ Debre Selma medhaniealem
Просмотров 2 тыс.2 года назад
Eritrean Orthodox Tewahdo መንፈሳዊ ግጥሚ Debre Selma medhaniealem
❤❤❤❤❤
👏👏😍😍👏
ዝመረ መላኣክቲ የስመዓና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Amen ((3)))zemare melaekt yesmalna zehatey ❤️🙏
Amen amen zmare melaekt yesmalna zehwatey ❤️❤️🙏🙏
Aseyy dese zbel egzabher xegu yebzhalkume abe betu yenberkume Yhewatey🥹🫶🏽❤️💐💐
❤❤❤❤😇🙏⚘️🌺🌹💐
❤
❤️🙏🏾💐
❤💒🌿💐
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ንካህናት አበው ንሊቃውንተ ቤተክርስቲያን እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና አገልግሎቶም ይባርኸልናን ጣዕመ ዜማ መላእኽቲ የስማዓልናን ፤ አሜን !!! ኣብዚ ጥዑመ ዜማ (ማኀሌት) መሰነይታ ኮይኑ ዘሎ ከበሮ ፥ ምስቲ ቅድስቲ ቤተክርስትያንና ትህቦ ትርጉም ዝሳነ አይኮነን ። እቲ ብምራን ዝተሓላለኸ ××××ዝዓይነቱ ምልክት ዘለዎን አብ መላእ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስትያን አብ አገልግሎት ዘሎን ዝነበረን ከበሮ ፤ ትርጉሙ፦ አብ መላእ አካላት ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ዝርኤ ናይ ስምብራት በሰላ ምልክት ስለ ዝኾነ ስቓዩን መከራኡን ንዝክረሉ እዩ ። እንተ ኾነ ግን እዚ አብዚ ማኀሌት ዝግልገልሉ ዘሎ ከበሮስ ሙሉእ ብምሉእ ለማጽ እዩ ፤ ስለዚ ስለ ዝደመቐ ፣ ወይ ንዓይኒ ባህ ስለዝብል ኢልካ ትርጉም ዘይህብን ፣ መንፈሳዊ ( ኃይማኖታዊ ) መልእኽቲ ዘይብሉን ተራ ከበሮ እንተዘይንጥቀም ክሐይሽ'ዩ " ቖልዓ ብሩሑሱ ቖርበት ብልስሉሱ " እዩ'ሞ ከሎ ጌና ንተአረመሉ ። ቅዱሳን ሊቃውንቲ አቦታትና ዝሓንጸጽዎ ሓይማኖታዊ ናይ እምነት ዶብ አሎ ። ነዚ ዶብ'ዚ ንሓልዎ ፣ ነኽብሮ'ውን ። ልዑል እግዚአብሔር ቤተክርስትያና ሃገርናን ሕዝብናን ይባርኽ !!! ናይ ወላዲተ አምላኽ ቅድስት ድንግል ማርያም ልመናን አማላድነትን አይፈለየና !!! ጻዲቑ ቅዱስ አቡነ አረጋዊ በረኸትኩም አይፈለየና !!! አ ሜ ን !!!
ኣሜን🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ኣመን ኣመን ኣመን ❤
Amen(((3))) xegu yebzhalka habtome hawey. Egzabher mesaka Yikune
Zmare melakti yesmaelna habto hawey amlak xegu yebzhalka 🙏❤️
Zemare melakit yesemalna❤️🙏🏾Xegu yebzhalka amalk habtom Hawey
👏👏🙏🙏🙏🙏
🙏🙏🙏🙏🥰
ክብርኺ ተገሊፁ'' ክብርኺ ተገሊጹ ፍጥረት ኩሎም በኣኺ ይድነቑ ብርሃን ዓለም ካባኺ ምውጽኡ ድንግል ብወድኺ ንዘልኣለም ትነብሪ ኸቢርኪ ወለዶታት ኩሎም ኣዝ ወለዶታት ኩሎም ብጽእቲ ይብሉኺ ደቂ ጠቓዕትኺ እናደነኑ ክመጹኺ ንጉስ ዝበሃጎ ንፍሉይ ውህበትኪ ጸጋ መሊኡኪ ፈጣሪ ወሊድኪ(2) ኣብ ኣርያም ኣብ ሰማይ ትነብሪ ብኽብሪ ጸሎትና ተዕርጊ ናብ ልዑል ፈጣሪ ኣዝ. ዘልዓለማዊ'ዩ ናትኪ ድንግልና ፍጹም ዘይቅይሮ ክቡር ልደት ናይ ገይታና ሕፍቲ'ውን ዘይብልኮ ንጽህቲ ኣዴና መመክሒት ኣዳም ተስፋ ናይ ኩልና (2) ናይ ዘመናት ሓጥያት ክድምሥሥ ጎይታና ካባኺ ተወልደ ፍጹም ድንግልና ኣዝ ተኣምርኪ ክንበብ ኣብ ቅዱስ ሰፈሩ ዝሰምዕዎ ኩሎም ንውዕለትኪ የስተንክሩ ውዳሴኺ ዓብዩ ኣብ ሰማይ ኣብ ምድሪ ንዓኺ ይውድሱ ፍጡራን ብኽብሪ (2) ድንግል ድንግል ይብሉ ክብርኺ ይነግሩ ንንጹኅ ውህበትኪ ብሕብረት ዘመሩ ኣዝ ትምርተ ሰናያት ድንግል ማርያም ንጽኅተ ንጹኃን ኣደ ጎይታይ መድኅንዓለም ቃል ኪዳን ዘለኪ ጠበቓ ንዓና ኣማላዲት ኣደ ኣምላኽ ዝኃበና (2) ኣምላኽ ዘኽበረኪ መን እዩ ዘሕስረኪ ናይ ብዙሓት ኣደ ድንግል ንስኺ'ኺ
❤️❤️❤️
❤❤❤
Zmare melakt zteqebele egziabher Amlak zmarekn yqebel ❤️🙏🏽
❤🙏
Zmare melakti yesmalna xegu yebzhalkume ❤️
Zmare melakti yesmalna 🙏🏼❤️
❤️🙏🏾🥰
Zemare melakt yesmalna yehwatey zemenk yebarek ❤🙏
❤❤❤
❤❤❤
ቃለ ሂወት የስምዓልና ቀጽልዮ
Amen 🙏❤️
🙏🙏🙏 ክብሪ ንእግዝኣብሄር ይክኖ❤
ኣሜን🙏🙏🙏
🙏🏾❤️
❤❤🎉🎉❤
❤️🥹🙏🏾🌹
🥰🫶🏾😘😘🙏🏾🙏🏾🙏🏾
❤️❤️❤️🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻
Amen zemar melaketi yesmalena
Amen(3) zemare melaketi yesmalen xegakume yebzhalkume🌺🌺🌺🌺🌸
❤️🙏🙏
እግዚአብሄር ይመስገን
እልልልልልልልልልልልልል
✝️❤️🕯️
🙏😍🥰
Elelelelel elellllllllllll elllllllllllllll
😍❤️🙏🏾