- Видео 72
- Просмотров 125 097
Samuel Kiflom
Добавлен 1 апр 2014
Eritrean Pentecostal Church
"እቲ እተነግረላ ቓል ክፍጸም እዩ እሞ" ብፓስተር ተመስገን ስዩም - PASTOR TEMESGEN SEUM
ወንጌል ሉቃስ 1
45፤ እቲ ኻብ እግዚኣብሄር እተነግረላ ቓል ኪፍጸም እዩ እሞ፡ እታ ዝኣመነት ብርኽቲ እያ።
45፤ እቲ ኻብ እግዚኣብሄር እተነግረላ ቓል ኪፍጸም እዩ እሞ፡ እታ ዝኣመነት ብርኽቲ እያ።
Просмотров: 1 766
Видео
"ናብ የማነ ጸጋም ከተስፋሕፍሒ ኢኺ" ብፓስተር ተመስገን ስዩም - PASTOR TEMESGEN SEUM
Просмотров 2 тыс.2 года назад
ትንቢት ኢሳይያስ 54 2-3፤ ናብ የማነ ጸጋም ከተስፋሕፍሒ ኢኺ፡ ዘርእኺ ነህዛብ ኪወርሶም፡ ነተን ዝዐነዋ ኸተማታት ከኣ፡ ሰብ ከም ዚነብረለን ኪገብረን እዩ እሞ፡ ስፍራ ድንኳንኪ ኣርሕቢ፡ እቲ መጋረጃታት ማሕደርኺ ብዘይ ምቚጣብ ይገተር፡ ኣግማድኪ ኣንውሒ፡ መታኽልኪውን ኣጽንዒ። 4-5፤ ፈጣሪኺ ሰብኣይኪ እዩ እሞ፡ ስሙ እግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት እዩ፡ እቲ ናይ እስራኤል ቅዱስ ከኣ ተበጃዊኺ እዩ፡ ንሱ ኣምላኽ ኲሉ ምድሪውን ይበሀል። ስለዚ ኣይክትሐፍርን ኢኺ እሞ ኣይትፍርሂ፡ ኣይክትንውርን ኢኺ እሞ ኣይትሕነኺ፡ ኤረ ነውሪ ንእስነትኪ ኽትርስዒ፡ ጸርፊ ምብልውናኺ ድማ ድሕርዚ ኣይክትዝክርን ኢኺ።
"ጅማሬ ናይ ሓድሽ መጀመርታ" ብፓስተር ተመስገን ስዩም - PASTOR TEMESGEN SEUM
Просмотров 2,6 тыс.2 года назад
ትንቢት ኢሳይያስ 43:18-19 18፤ ነቲ ቐደም ዝነበረ ኣይትዘክሩ፡ ነቲ ናይ ጥንቲ ኸኣ ኣይትሕሰቡ። 19፤ እንሆ፡ ሓድሽ ነገር ክገብር እየ፡ ሕጂ ትበቊል ኣላ፡ ኣይተለልይዋንዶ ኢኹም፧ እወ፡ መገዲ ኣብ በረኻ፡ ወሓይዝ ድማ ኣብ ምድረ በዳ ኽገብር እየ።
"ናይ ዳዊት ናይ ዓወት ምስጢር" by PASTOR TEMESGEN SEUM
Просмотров 6 тыс.2 года назад
1ይ ሳሙኤል 16 13፤ ሽዑ ሳሙኤል ናይ ዘይቲ ቐርኒ ወሲዱ ኣብ ማእከል ኣሕዋቱ ቐብኦ። ካብታ መዓልቲ እቲኣ ንነጀው ድማ መንፈስ እግዚኣብሄር ኣብ ልዕሊ ዳዊት መጸ። ሳሙኤል ከኣ ተንሲኡ ናብ ራማ ኸደ።
"ገንሸል ፋስጋና" by PASTOR TEMESGEN SEUM
Просмотров 7973 года назад
1ይ ቆረንቶስ 5 7፤ ገንሸል ፋስጋና፡ ማለት ክርስቶስ፡ ተሰዊኡ እዩ እሞ፡ ከምቲ ዘይምጹጻት ዝዀንኩም፡ ሓድሽ ብሑቝ ምእንቲኽትኰኑ፡ ነቲ ኣረጊት ማይ ብሑቝ ኣጽሪኹም ኣውጽእዎ።
"ንጊዜኻ ከም ዝግባእ ተጠቀመሉ" by PASTOR TEMESGEN SEUM
Просмотров 7 тыс.3 года назад
መጽሓፍ ምሳሌ 6 6፤ ኣታ ሃካይ፡ ናብ ጻጸ ኺድ፡ መገዱ ተመልከት እሞ ጠቢብ ኩን። 7፤ ወይ ሓለቓ ወይ ኣዛዚ የብሉን፡ 8፤ ግናኸ ቀለቡ ብሓጋይ የዳሉ፡ ምግቡ ድማ ብቐውዒ ይእክብ። 9፤ ኣታ ሃካይ፡ ክሳዕ መኣዝ ኢኻ በጥ እትብል፡ መኣዝከ ኢኻ ኻብ ድቃስካ እትትንስእ፡ 10፤ ሓንሳእ ምድቃስ፡ ሓንሳእ ከኣ ምትኻስ፡ ሓንሳእ ምእንቲ ኽትዐርፍውን ኣእዳውካ ምምስቓል፡ 11፤ ድሕርዚ ኸኣ ድኽነትካ ኸም ፈጣን መንገደኛ፡ ስእነትካ ድማ ከም ኣጽዋር እተዐጥቀ ሰብኣይ ይመጸካ።
"ዝበለጸ እንዳመጸ እዩ" by PASTOR TEMESGEN SEUM
Просмотров 1,8 тыс.3 года назад
"ዝበለጸ እንዳመጸ እዩ" by PASTOR TEMESGEN SEUM
"ዘይሕሱ አምላኽ" by PASTOR TEMESGEN SEUM
Просмотров 1,2 тыс.3 года назад
"ዘይሕሱ አምላኽ" by PASTOR TEMESGEN SEUM
"ንዕቤት እግዚአብሄር ምርዳእ Part # 3" by PASTOR TEMESGEN SEUM
Просмотров 1,8 тыс.3 года назад
"ንዕቤት እግዚአብሄር ምርዳእ Part # 3" by PASTOR TEMESGEN SEUM
"ንዕቤት እግዚአብሄር ምርዳእ Part # 2" by PASTOR TEMESGEN SEUM
Просмотров 1,4 тыс.3 года назад
"ንዕቤት እግዚአብሄር ምርዳእ Part # 2" by PASTOR TEMESGEN SEUM
"ዝዶንጎየ እንተመሰለካ" Part# 3 by PASTOR TEMESGEN SEUM
Просмотров 1,4 тыс.3 года назад
ትንቢት ኣንባቆም 2 2-3፤ እግዚኣብሄር ድማ፣ እቲ ራእይ ንምዱብ ጊዜ እዩ፣ ናብ መወዳእታ ይቕልጥፍ ኣሎ፣ ኣይሕሱን ከኣ እዩ።ብርግጽ ኪመጽእ ኣይኪድንጕን ድማ እዩ እሞ፣ እንተ ደንጕየ እኳ ተጸበዮ። ስለዚ ብጕያ ኺንበብሲ፣ ነቲ ራእይጽሐፎ፣ ኣብ ሰሌዳታትውን ቅረጾ፣ ኢሉ መለሰለይ።
"ዝዶንጎየ እንተመሰለካ" Part# 2 by PASTOR TEMESGEN SEUM
Просмотров 1,6 тыс.3 года назад
ትንቢት ኣንባቆም 2 2-3፤ እግዚኣብሄር ድማ፣ እቲ ራእይ ንምዱብ ጊዜ እዩ፣ ናብ መወዳእታ ይቕልጥፍ ኣሎ፣ ኣይሕሱን ከኣ እዩ።ብርግጽ ኪመጽእ ኣይኪድንጕን ድማ እዩ እሞ፣ እንተ ደንጕየ እኳ ተጸበዮ። ስለዚ ብጕያ ኺንበብሲ፣ ነቲ ራእይጽሐፎ፣ ኣብ ሰሌዳታትውን ቅረጾ፣ ኢሉ መለሰለይ።
"ዝዶንጎየ እንተመሰለካ" by PASTOR TEMESGEN SEUM
Просмотров 4,5 тыс.3 года назад
ትንቢት ኣንባቆም 2:2-3 "እግዚኣብሄር ድማ፣ እቲ ራእይ ንምዱብ ጊዜ እዩ፣ ናብ መወዳእታ ይቕልጥፍ ኣሎ፣ ኣይሕሱን ከኣ እዩ።ብርግጽ ኪመጽእ ኣይኪድንጕን ድማ እዩ እሞ፣ እንተ ደንጕየ እኳ ተጸበዮ። ስለዚ ብጕያ ኺንበብሲ፣ ነቲ ራእይጽሐፎ፣ ኣብ ሰሌዳታትውን ቅረጾ፣ ኢሉ መለሰለይ።"
"ሓጎስኩም ቃሉ ይኹን" PASTOR TEMESGEN SEUM
Просмотров 3,1 тыс.3 года назад
መዝሙር ዳዊት 119: 162 ከምቲ ብዙሕ ምርኮ ዝማረኸ፣ ብቓልካ ባህ ይብለኒ ኣሎ።
PASTOR TEMESGEN - ናበይ ከም ዚኸይድ ከይፈለጠ ወጸ
Просмотров 1,2 тыс.3 года назад
PASTOR TEMESGEN - ናበይ ከም ዚኸይድ ከይፈለጠ ወጸ
PASTOR TEMESGEN Nay Msgana Amet Part 2
Просмотров 7973 года назад
PASTOR TEMESGEN Nay Msgana Amet Part 2
PASTOR TEMESGEN NEW YEAR'S EVE 2021
Просмотров 1,2 тыс.3 года назад
PASTOR TEMESGEN NEW YEAR'S EVE 2021
Pastor Temesgen_Bkrstos Temelikum Aelekum
Просмотров 2,5 тыс.4 года назад
Pastor Temesgen_Bkrstos Temelikum Aelekum
Pastor Temesgen_Guezoka Beti May Ketsl
Просмотров 2,2 тыс.4 года назад
Pastor Temesgen_Guezoka Beti May Ketsl
Pastor Temesgen_Nay Awet Amet_Final Part
Просмотров 5994 года назад
Pastor Temesgen_Nay Awet Amet_Final Part
Pastor Temesgen_Nay Awet Amet_Part 3
Просмотров 1,5 тыс.4 года назад
Pastor Temesgen_Nay Awet Amet_Part 3
Pastor Temesgen_Nay Awet Amet_Part 2
Просмотров 1,8 тыс.4 года назад
Pastor Temesgen_Nay Awet Amet_Part 2
Pastor Temesgen_Gena Tesfa Alo_Part 2
Просмотров 2,2 тыс.4 года назад
Pastor Temesgen_Gena Tesfa Alo_Part 2