- Видео 21
- Просмотров 1 072 014
NIEBUL ኔቡል
Добавлен 29 апр 2024
እዚ ቻነል እዚ ብኣባላት ቤ/ት/ሰ ደብረሰላም ቅዱስ ሚካኤል ዓዲ ጓዕዳድ ኣስመራ፣ኤርትራ ዝዳሎ ኮይኑ እዚ ቻነል ምእንቲ ክዓቢ ላይክ፣ሼር፤ሳብስክራይብ እንዳገበርኩም ክተተባብዑና ንላቦ ።
Dear viewers, we kindly request your support for our RUclips channel dedicated to providing spiritual educational content by Sunday school students of Debre Selam, ST. Michael, Adi Guadad Asmara Eritrea. It would mean a lot to us if you could like, subscribe and share our channel with others who might find it helpful. Thank you for your consideration.
Dear viewers, we kindly request your support for our RUclips channel dedicated to providing spiritual educational content by Sunday school students of Debre Selam, ST. Michael, Adi Guadad Asmara Eritrea. It would mean a lot to us if you could like, subscribe and share our channel with others who might find it helpful. Thank you for your consideration.
ዜና ተኣምርኪ /ZENA TEAMERKI/New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur ብ ቤ/ት/ሰ/ደብረ ሰላም ቅዱስ ሚካኤል ዓዲ-ጓዕዳድ
ዜና ተኣምርኪ
ዜና ተኣምርኪ ሰሚዐዮን ርአዮን ን ብዓይነይ
ነዓይ ኃጥአ እኳ በጺሕክኒ ለውሃትኪ ኣብዚኅክለይ
ሰፊኑ'ሎ ኣብ ዙርያይ ዓንቲርዎ ነቲ ድኹም ጎነይ
ፅላል ውን ኮይኑኒ ከም ደመና ከይወቅዓኒ ፀሓይ
ክንደይ ኢልካ ክቁጸር ዘኅዘንኩኪ ብምግባረይ ዝሙት
ብስምኪ ምሒለ ዘጉሃኹኪ ተዛሪበ ሓሶት
ድንግል ማርያም ዋሕስ ስምኦን ኢኺ ቲ'ዝበልዐ ሰብ
ከሊልክኒ ብሓጹር ፍቅርኪ ብሓጥያት ከይዕሰብ
ተስፋይ ምስ ቀሃመ ተረቢሸ ዝገብሮ ክስእን
ብኣጋ ከይምብርከኽ ኣብ ትሕቴኺ ኣበሳ ይኽዝን
እመብርሃን ኣኽሊል ሄኖክ ኢኺ ዘውዲ ግርማ ርእሱ
በጺሕክኒ ብድንቂ ተኣምር ጸጋይ ተመሊሱ
ትውክልተይ ኣብ ዓለም ምስ ገበርኩ ነዓኪ ገዲፈ
ከም ጽሩይ ገጽ ሰማይ ብዘይ ዓወት ንድኅሪት ተሪፈ
ድንግል ማርያም ደብተራ ኢኺ ናይ ጳውሊ ሃዋርያ
ጸጊንካያ ተኽሊ ናይ ሂወተይ ዳግም ንኽኣልያ
ሽግራት ሕይወተይ ሕመቐይ ድዩ ዕድለይ እዩ ክብል
መንፈሳዊ ጉዕዞይ ተኮሊፉ ምስ ነፍሰይ ከማርር
እመብርሃን ርግቢ ናይ ሰሎሞን ናይቲ በዓል ጥበብ
ብበረኸት መሊእክዮ ቤተይ ክላመዶ ምሃብ
#eritreanorthodoxmezmur #orthodoxmezmur #music #orthodoxmusic #ethiopianmusic #ethiopianmusic
ዜና ተኣምርኪ ሰሚዐዮን ርአዮን ን ብዓይነይ
ነዓይ ኃጥአ እኳ በጺሕክኒ ለውሃትኪ ኣብዚኅክለይ
ሰፊኑ'ሎ ኣብ ዙርያይ ዓንቲርዎ ነቲ ድኹም ጎነይ
ፅላል ውን ኮይኑኒ ከም ደመና ከይወቅዓኒ ፀሓይ
ክንደይ ኢልካ ክቁጸር ዘኅዘንኩኪ ብምግባረይ ዝሙት
ብስምኪ ምሒለ ዘጉሃኹኪ ተዛሪበ ሓሶት
ድንግል ማርያም ዋሕስ ስምኦን ኢኺ ቲ'ዝበልዐ ሰብ
ከሊልክኒ ብሓጹር ፍቅርኪ ብሓጥያት ከይዕሰብ
ተስፋይ ምስ ቀሃመ ተረቢሸ ዝገብሮ ክስእን
ብኣጋ ከይምብርከኽ ኣብ ትሕቴኺ ኣበሳ ይኽዝን
እመብርሃን ኣኽሊል ሄኖክ ኢኺ ዘውዲ ግርማ ርእሱ
በጺሕክኒ ብድንቂ ተኣምር ጸጋይ ተመሊሱ
ትውክልተይ ኣብ ዓለም ምስ ገበርኩ ነዓኪ ገዲፈ
ከም ጽሩይ ገጽ ሰማይ ብዘይ ዓወት ንድኅሪት ተሪፈ
ድንግል ማርያም ደብተራ ኢኺ ናይ ጳውሊ ሃዋርያ
ጸጊንካያ ተኽሊ ናይ ሂወተይ ዳግም ንኽኣልያ
ሽግራት ሕይወተይ ሕመቐይ ድዩ ዕድለይ እዩ ክብል
መንፈሳዊ ጉዕዞይ ተኮሊፉ ምስ ነፍሰይ ከማርር
እመብርሃን ርግቢ ናይ ሰሎሞን ናይቲ በዓል ጥበብ
ብበረኸት መሊእክዮ ቤተይ ክላመዶ ምሃብ
#eritreanorthodoxmezmur #orthodoxmezmur #music #orthodoxmusic #ethiopianmusic #ethiopianmusic
Просмотров: 8 266
Видео
ኦ ጎይታ መንፈሳዊ ስነ ጽሑፍ O GOYTA MENFESAWI SENE XEHUF
Просмотров 64821 день назад
#eritreanorthodoxmezmur #orthodoxmezmur #orthodoxmusic #ethiopianothodxmezmur#getmi
ሓይሎሙ ወእቱ/HAYLOM WETU/New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur ብ ቤ/ት/ሰ/ደብረ ሰላም ቅዱስ ሚካኤል ዓዲ-ጓዕዳድ
Просмотров 13 тыс.Месяц назад
#eritreanorthodoxmezmur #tigrina #orthodoxmezmur #eritreanmusic #music #orthodoxmusic #ebs #ethiopianmusic
ሰላም ንሃገርና/SELAM NEHAGERNA/New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur ብ ቤ/ት/ሰ/ደብረ ሰላም ቅዱስ ሚካኤል ዓዲ-ጓዕዳድ
Просмотров 53 тыс.Месяц назад
#eritreanorthodoxmezmur #orthodoxmezmur #eritreanorthodoxtewahdo #ethiopianOrthodoxTewahedomezmur#ethiopianmusic #eritreanmusic #tigray #tigrina
ንመለስ/NMELESE/New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur ብ ቤ/ት/ሰ/ደብረ ሰላም ቅዱስ ሚካኤል ዓዲ-ጓዕዳድ
Просмотров 138 тыс.2 месяца назад
#ንመለስ #eritreanorthodoxmezmur #orthodoxmezmur እግዚአብሔር አምላክ፡ ከሎ ንጉሥ ፍቕሪ ጽድቅና ዝሃጉግ፡ ኃጢኣትና ዝፈሪ ብዝኂ በደልና’ዩ ፡ ሕይወትና ዘይቅደስ ናብ አምላክ ንመለስ ናብ አምላክ (2) ዘመንና ክሕደስ 1. ሓጎስ ክንረክብ ፡ ዓለም ተጎዝጒዝና መዓልትን ለይትን ፡ ስማ እንተጸዋዕና ዓስብና ኮይኑ ፡ ደስታ ኣልቦ ዕግበት መቕደስ ውሽጥና ፡ መሊእዎ ርኽሰት /2/ ከም ምብራቕ ካብ ምዕራብ ፡ ዝርሕቕ ግዝኣቱ ክሳዕ መዓስ ኢና ፡ ክንፍለ ካብ ቤቱ ሓላፊ እንድዩ ኵሉ ፡ ፍትወት ዓለም ሥጋ ፀሓይ ከይዓረበት ፡ ንመለስ ብኣጋ /2/ 2. ብዘይ ሥጋኡን ፡ ብዘይ ክቡር ደሙን ኣብ መዝገብ ሕይወት ፡...
ማህሌታይ ሚካኤል/MAHLIETAY MICHAEL/New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur ብ ቤ/ት/ሰ/ደብረ ሰላም ቅዱስ ሚካኤል ዓዲ-ጓዕዳድ
Просмотров 13 тыс.3 месяца назад
#ማኅሌታይ_ሚካኤል #eritreanorthodoxmezmur #orthodoxmezmur ማኅሌታይ ሚካኤል መዓርዒረ ዜማ / 2 / ዝክረ ስምከ ይኩነኒ ቃማ ቅዱስ ሚካኤል መልአከ ራማ /2/ 1.ቅኑዕ ኣገልጋሊ ፡ ናይ እግዚአብሔር ልዑል ሓለቓ ኃይላት ፡ ቅዱስ ሚካኤል ብምሕረት ብሰላም ፡ ቤተይ መሊእካዮ ዝማሬ ናይ ልበይ ፡ እንሆ ስምዓዮ /2/ 2.መልኣኽ ንእስነተይ ፡ ዋሕስ ሕይወተይ ብግብሪ ክነብር ፡ መምህር ኮንካለይ ስምካ ክውድሶ ፡ ኣልዒለ ግብርኻ ቃላት ይሓጽረኒ ፡ ዕልል ክብለልካ 3.ሰሪ ድኹም ጎነይ ፡ በደል ተብዛኅኩ ተስፋይ ተቆሪጹ ፡ በይነይ እንተኾንኩ ኣለኻ ኣብ ጎነይ ፡ ሚካኤል መልኣኸይ ረድኤትካ ኣርእየኒ ፡ ክስዕሮ ...
ላዛ ህጻናት/LAZA HEXANAT/ ብ ቤ/ት/ሰ/ደብረ ሰላም ቅዱስ ሚካኤል ዓዲ-ጓዕዳድ
Просмотров 8333 месяца назад
ላዛ ህጻናት/LAZA HEXANAT/ ብ ቤ/ት/ሰ/ደብረ ሰላም ቅዱስ ሚካኤል ዓዲ-ጓዕዳድ
ምሕረትኪ ይናፍቕ/MEHRETKI YENAFEK/New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur ብ ቤ/ት/ሰ/ደብረ ሰላም ቅዱስ ሚካኤል ዓዲ-ጓዕዳድ
Просмотров 29 тыс.4 месяца назад
#ምሕረትኪ_ይናፍቕ ኣብ የማን ናይ ወድኺ ፡ ድንግለይ እትቆሚ ሚካኤል ብየማንኪ ፡ ገብርኤል ብጸጋምኪ እንሆ ፡ ምስጋናይ ተቐበልኒ ድንግል ማርያም ኣደይ፡ ጓለይ በልኒ 1. ከመስግነኪ ይብል ፡ ከቕርበልኪ ሰላምታ ማርያም ተፈሥሒ ፡ ክብለኪ ብዕልልታ ውኁድ’ዩ ምስጋናይ ፡ ኣብዚኅኪ ረኣይለይ ስለ ዅሉ ነገር ፡ ዝገበርክለይ ንዓይ /2/ ምሕረትኪ ይናፍቕ ፡ ከም ኢራብ ንዓይኒ ማያት ብዘይ ብኣኺ ፡ ስለ ዘይብለይ ሕይወት ካባኺ’ዩ ዝፍልፍል ፡ ጣዕሚ መዝሙረይ ምስጋናይ ተቐበሊ ፡ ድንግል ማርያመይ 2.’ቲ ለዋህ ልብኺ ፡ ኣመስጊነ ኣይጸግቦን ስለይ ሠናይ ነገር ፡ ይፍልፍል ንኽቐስን እሞ እንታይ ክብል’የ ፡ ካብ ምስጋና ሓሊፈ ተመስገ...
ሕያዋይ ጓሳ/HEYAWAY GUASA/ New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur ብ ቤ/ት/ሰ/ደብረ ሰላም ቅዱስ ሚካኤል ዓዲ-ጓዕዳድ
Просмотров 30 тыс.4 месяца назад
#ሕያዋይ ጓሳ ሕያዋይ ጓሳ ፡ ምሕረትካ ዓቢዩ ደንግጸልና ሎሚ ፡ እምነትና ስሕዩ ኣብ ቤትካ ክንነብር፡ ፍቓድካ ካብ ኮነ ጣዕሳ የብሉን፡ ምሳኻ ዝኾነ 1. ብበደል ማሲነ ፡ ተገፊፉ እቲ ጸጋይ ኃያል ኣቦ ስኢነ ፡ ክሃልኽ ብመከራይ ድምጽኻ ምስ ሰማዕኩ ፡ ኣምላኸይ ራህሪህካለይ ክጽምብል ንሓጎሰይ ፡ ተመሊሱ እንድዩ ርስተይ 2. ብዝሙት ዝረኸሰ ፡ ሰውነተይ መቕደስካ ኣዕቢረዮ ቃላትካ፡ ተፈልየ ካብ ጸጋኻ ንብዓተይ ምስ ወሓዘ፡ ተደፊአ ኣብ እግርኻ ኃጢኣተይ ደምሲስካለይ፡ ኣመስጊነ ነዓኻ 3. ያኢ ክሠምረለይ ፡ ከጥፈኣካ ሓሊነ መጓሰኻ ከሳድድ፡ ጥፍኣት እንድየ ኣሊመ መንገደይ ለዊጥካዮ፡ ተሰሊፈ ኣብ ዕዮኻ ክመልስ ንባሮትካ፡ ኣስተምሂ...
ንዒ ርግብየ/NEI REGBEYE/ New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur ብ ቤ/ት/ሰ/ደብረ ሰላም ቅዱስ ሚካኤል ዓዲ-ጓዕዳድ
Просмотров 48 тыс.5 месяцев назад
ንዒ ርግብየ/NEI REGBEYE/ New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur ብ ቤ/ት/ሰ/ደብረ ሰላም ቅዱስ ሚካኤል ዓዲ-ጓዕዳድ
ሚካኤል መልኣክ/MIKAEL MELEAK/ New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur ብ ቤ/ት/ሰ/ደብረ ሰላም ቅዱስ ሚካኤል ዓዲ-ጓዕዳድ
Просмотров 100 тыс.6 месяцев назад
ኖላዊነ ኄር ሚካኤል መልአክ/2/ እመላእክት መኑ ከማከ ኖላዊነ ኄር 1. ለደቂቀ እስራኤል ዘበሐቅለ ቃዴስ ሴሰይኮሙ መና እንዘ ትጼይሕ ሎሙ ፡ በውስተገዳም ዘእግሮሙ ፍና ሚካኤል ሥዩም ፡ በዲበ ኃይላት አሕልፈነ ለነ ፡ እምኅቡእ መሥገርት /2/ 2. ጸሎትከ ፍጹም በቅድመ ፈጣሪ በጽርሐ አርያም ዘትትፌ ወትረ እምኀበ ልዑል ለምሕረት ወሰላም ረዳኢሁ ለባህራን ፡ ቢጸ ኣፎምያ ደብረ ሚካኤል ፡ ኀቤከ ምስካያ/2/ 3. ረዳኤ ምንዱባን ከሲተነ አፈ ሶበ ንጼውዐከ ለረዲኦትነ ነዐ በአድኅ ምስለ እሊአከ ማኅሌታይ ሚካኤል መዓርዒረ ዜማ ዝክረ ውዳሴከ ይኩነኒ ቃማ/2/ 4. ልሳንከ ግሩም መዝሙረ ቅዳሴ ውእቱ ነበልባል ወድምጸ ቃልከ ሐዋዝ በ...
ለዛቲ ቤት /LEZATI BIETE/ New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur 2024 ብ ቤ/ት/ሰ/ደብረ ሰላም ቅዱስ ሚካኤል ዓዲ-ጓዕዳድ
Просмотров 8 тыс.6 месяцев назад
ለዛቲ ቤት /LEZATI BIETE/ New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur 2024 ብ ቤ/ት/ሰ/ደብረ ሰላም ቅዱስ ሚካኤል ዓዲ-ጓዕዳድ
ብኺዳንኪ ማርያም/Bekidanki Maryam/New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur 2024 ብቤ/ት/ሰ/ደብረ ሰላም ቅዱስሚካኤል ዓዲ-ጓዕዳድ
Просмотров 87 тыс.6 месяцев назад
ብኺዳንኪ ማርያም/Bekidanki Maryam/New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur 2024 ብቤ/ት/ሰ/ደብረ ሰላም ቅዱስሚካኤል ዓዲ-ጓዕዳድ
ጽድቕኺ/Xedkeki/ New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur 2024 ብ ቤ/ት/ሰ/ደብረ ሰላም ቅዱስ ሚካኤል ዓዲ-ጓዕዳድ
Просмотров 529 тыс.7 месяцев назад
ጽድቕኺ/Xedkeki/ New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur 2024 ብ ቤ/ት/ሰ/ደብረ ሰላም ቅዱስ ሚካኤል ዓዲ-ጓዕዳድ
ስቅያትካ ኣምላኸይ/SEKEYATKA AMLAKEY/New Eritrean orthodox tewahdo mezmur 2024 ቤ/ት/ሰ/ደ/ሰላም ቅዱስ ሚካኤል ዓዲ-ጓዕዳድ
Просмотров 3 тыс.8 месяцев назад
ስቅያትካ ኣምላኸይ/SEKEYATKA AMLAKEY/New Eritrean orthodox tewahdo mezmur 2024 ቤ/ት/ሰ/ደ/ሰላም ቅዱስ ሚካኤል ዓዲ-ጓዕዳድ
ሌላ ምስ ቻነል “ኔቡል”። Introducing our new YouTube channel, 'Niebul'.
Просмотров 3,7 тыс.8 месяцев назад
ሌላ ምስ ቻነል “ኔቡል”። Introducing our new RUclips channel, 'Niebul'.
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ብሩኻት የሕዋት ዕድመን ጥዕናን ይሃኩም 🙏🏻🙏🏻❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️ ደስ ክትብሉ ኣቤት ውህደት ፍቁራት የሕዋት ❤️❤️❤️❤️❤️❤️ተባርኹ🌿🌿🌿🌿ኣብ የማን ናይ ወድኺ ❤️❤️❤️ድንግለይ እትቆሚ 🌿🌿🌿🌹🌹🌹ሚካኤል ብ የመንኪ 💞💞💞ገብርኤል ብ ጸጋምኪ ድንግል ማርያም ኣደይ ጓለይ በልኒ 👏🏻👏🏻👏🏻👏🏻👏🏻👏🏻እልልልል
Zmare melaekt yesmealna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Ellllllllllllllllll
❤❤❤❤❤❤❤amen amen amen
Kale hiwet yesmalna bereketu miskulina yekin Amen Amen 🙏 🙌 👏 ♥️ 🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏
Amen zmare melkti ysmeaLna
Wow bravo bravo knefo😊🫡
እዞም መዝሙር ብጣዕሚ ጽቡቓት እዮም እቶም zmbrowå di ድማ ብጣዕሚ ጽቡቓት እዮም እዛ መዝሙር ድማ ኣብ ኖርወይ ገለ ዛምቢሮም ኣለዋ።
Wow
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Selam nekulu alem❤❤
Amen, Amen, Amen yegeberelna❤
The 📸 was not good. Why they are selling stuffs at the church❓❓❓
Zmarie Melakti yesmealna nay Agolgulot zemenkum Egzabihie ybark
Owe
Amen Amen Amen🙏🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲🤲🤲 elelele elelele elelele elelele elelele elelele🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Amen Amen Amen ❤❤❤
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Amen (3) zmare meliakiti yesimialina kuburat ahiwatey
Amen 🙏🏽 🙏🏽🙏🏽
ቃል ሂወት ይስማዓና ❤❤❤
Amen Amen Amen zmarie melakti yesmealna Kuburat Ahwatna Egziabhier Amlak edmen tienan yihabkum fetari Ab bietu yembrkum Emebrhan Nxhte Nxuhan Adiena dngl Mariam xolotan bereketan Amaldnetan msana yikun Nay kulom qudusan msana yikun ❤❤❤🎉🎉🎉🥰🥰🥰😇😇😇❤️❤️❤️👍👍👍💯💯💯🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Amen ❤❤❤amen ❤❤❤❤❤
Zemare melakti yesmana yihawteyi xegu ybzhalkum Egziabiher amlak AMEN 🙏 ♥️ AMEN 🙏 AMEN 🙏 AMEN 🙏 AMEN 🙏 ❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Elllllllllllllll Elllllllllllllll Elllllllllllllll zemare melakti yesmeana
ዝማሬ መላክቲ የስዓልና ኣዝዩ ደስ ዘብል መዝሙር እመብርሃን ጸግኣ ተብዝሓልኩም❤❤❤
Aseyyy ellllllllllll zmar melakti yesmalna🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Ameen Ameen
Abey emo krekbo ngho ngho zsemo zneberku teamrki Emebrhaney 😢 zmare melakti yesmealna kuburat yehwatey mahberey Amlak xegu yebzhalkum fexemti ygberkum❣️❣️❣️❣️🎄rhus hadish amete selam fqri ksanet ygberlna 🎉🙏🙏🙏
Amen Amen Amen zmarie melakti yesmealna Kuburat Ahwatna Egziabhier Amlak edmen tienan yihabkum fetari 🙏🏩✝️🙏🏩✝️🙏🏩✝️💯💯💯💯💯💯💯💯💯
Ellllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllll ❤❤❤🎉🎉🎉🥰🥰🥰🌹🌹🌹
ዝማሬ መልኣክት የስምዓልና ♥♥♥♥♥
እልልልልልልልል እልልልልልል እልልልልልልልልል ቃል ሂወት የስመዐልና
Amen Amen Amen zmaré meleakt yemealna
🎉🎉🎉❤
zemara melaekt, eza thumbnail gen seli nay mezemeran tatekawen zeyada views merekebet
Amen hagerna Eritrea 🇪🇷 yebarkelna Amlak
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ✝️ ✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️❤️❤️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
AMEN 🙏 🙏 AMEN 🙏 AMEN 🙏 AMEN 🙏 AMEN 🙏 AMEN 🙏 AMEN 🙏 zimare melachti yesmana ❤❤❤❤
ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና።ዘመን ኣገልህሎትኩም ይባረኽ ናብ ብርሃነ ልደቱ ብሰላም የብጽሓና።
❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏
zmarie melaekti yesmealna ftwateyy btaemi zmset mezmur ayu ajokum qexlwo
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏
Zmarie melaekti ysmealna ahwatey❤❤❤❤❤❤
Nay bhaqi semieka zey muno mezmur Amen Amen Amen zmarie melakti yesmealna Kuburat Ahwatna xegeu yebzhalkum Nay Emebrhan Nxhte Nxuhan Adiena dngl Mariam ms kulatna ykun Nay kulom qudusan msana yikun Tebareku ❤❤❤🎉🎉🎉🙏🙏🙏✝️✝️✝️💯💯💯😇😇😇🥀⚘️🥀⚘️🥀⚘️🌹🌹🌹😘😘😘🥰🥰🥰❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🏩🏩🏩🌳🌳🌳☘️☘️☘️🍇🍇🍇👍👍👍
Elllllllllllllllllllllllllllllllllllllllll❤❤❤ Egzabiher zwmen agelglotkum ybarek brukat mahber 🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Zmare🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 melaekt yesmealna❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
Amen zmarie melaekt yesmealna.....❤❤❤❤❤
ቃለ ሕይወት የስምዓልና። ዝማሬ ቅዱስ ያሬድ ፡ መዝሙር ቅዱስ ዳዊት፡ ቅዳሴ ናይ ቅዱሳን መላእክት ዝተቀበለ ልዑል እግዚአብሔር ይቀበለልኩም። አሜን። ዜና ተኣምርኪ ዜና ተኣምርኪ ሰሚዔዮን ርእየዮን ብዓይነይ፡ ንዓይ ንኃጥእ በጺሕክኒ ለውሃትኪ ኣብዚኅክለይ፡ ሰፊኑ ኣሎ ኣብ ዙርያይ ዓንቲርዎ ነቲ ድኩም ጎነይ፡ ፅላል 'ውን ኮይኑኒ ከም ደመና ከትወቅዓኒ ፀሐይ። ክንደይ ኢልካ ክቁጸር ዘኅዘንኩኪ ብምግባራይ ዝሙት፡ ብስምኪ ምሒለ ዘጉሃኩኪ ተዛሪበ ሓሶት፡ ድንግል ማርያም ስምዖን ኢኪ እቲ በላዒ ሰብ፡ ከሊልክኒ ብሓጹር ፍቅርኪ ብኃጢኣት ከይዕሰብ። ኣዝ . . . ተስፋይ ምስ ቀሃመ ተረብሸ ዝገብሮ ክስእን፡ ብኣጋ ከይንብርካክ ኣብ ትሕቴ ኣበሳ ከይክዘን፡ እመ ብርሃን ኣክሊል ሄኖክ ኢኪ ዘውዲ ግርማ ርእሱ፡ በጺሕክኒ ብድምቂ ተኣምር ጸጋይ ተመሊሱ። ኣዝ . . . ትውክልተይ ኣብ ዓለም ምስ ገበርኩ ንዓኪ ገዲፈ፡ ከም ጽሩይ ገጽ ሰማይ ብዘይ ዓወት ንድኅሬት ተሪፈ፡ ድንግል ማርያም ደብተራ ኢኪ ናይ ጳውሊ ሐዋርያ፡ ጸጊንክያ ተክሊ ናይ ሕይወተይ ዳግም ንክኣልያ። ኣዝ . . . ሽግራት ሕይወተይ ሕመቀይ ድዩ ዕድልይ ኢዩ ክብል፡ መንፈሳዊ ጉዕዞይ ተኾሊፉ ምስ ነፍሰይ ከምርር፡ እመ ብርሃን ርግቢ ናይ ሰሎሙን ናይቲ በዓል ጥበብ፡ ብበረኸት መሊእክዮ ቤተይ ክላመዶ ምሃብ። ኣዝ . . .