שלום  טֵלֶוִיזִיָה
שלום  טֵלֶוִיזִיָה
  • Видео 8
  • Просмотров 5 140
ካብ ኣጎልጉሎት ኢንቹራንስ ሚኡኼደት ናብ ሎውሚት
አገዳሲ ሓበሬታ ንወለዲ !!
ካብ ኣጎልጉሎት ኢንቹራንስ ሚኡኼደት ናብ ሎውሚት ንምቕያር መዝገባ ዝውዳኣሉ 31/12/2024 ክልተ ማዓልቲ ተሪፉዎ ኣሎ።
ብኽብረትኩም ብህጹጽ ደቅኹም ኣመዝግብዎም።
Просмотров: 639

Видео

አገዳሲ ትምህርቲ ንወለዲ
Просмотров 41114 дней назад
አገዳሲ ትምህርቲ ንወለዲ
ለበዋ ኣቦታት ኣብ ልቢ ኩላትና የሕድሮ!
Просмотров 23014 дней назад
እቲ ናይ ደም ምፍሳስ ደው ምባል አብ ጽቡቅ በጺሑ አሎ
ናይ ኤለትሪክ ብሽክለታ ማንጃ ፍቓድ ንምውጻእ ሽሪን ሳብስኽራይብን ግበሪዋ
Просмотров 8095 месяцев назад
ናይ ኤለትሪክ ብሽክለታ ማንጃ ፍቓድ ንምውጻእ ሽሪን ሳብስኽራይብን ግበሪዋ
ኣገዳሲ ሓበሬታ ብዛዕባ ኤለትሪክ ብሽክለታ
Просмотров 2085 месяцев назад
ናይ ኤለትሪክ ብሽክለታ ማንጃ ፍቓድ ንምውጻእ ሽሪን ሳብስኽራይብን ግበሪዋ
ናይ ኤለትሪክ ብሽክለታ ማንጃ ፍቓድ ንምውጻእ
Просмотров 1,1 тыс.5 месяцев назад
ናይ ኤለትሪክ ብሽክለታ ማንጃ ፍቓድ ንምውጻእ ብ89 ዝጅምር ቁጽሪ ዝወጻልጽኣሉ ሲስተም ንግዜኡ ይሰርሕ ስለዘየለ፡ ክሳብ ከም ዝተዓረየ ሓበሬታ ንህበኩም ኣብዚ ቀረባ ማዓልታት ናብ ምኒስትሪ መጓዓዝያ እንተ ዘይከድኩም ይምረጽ። እቲ ሲስተም ኣብ ዝተማዓራረየሉ ብዝካኣለና ቀልጢፍና ክንሕብር ኢና።እዚ ሓበሬታ ኣብ ኩሉ ንኽበጽሕ ምብዛሕ ብምትሕብባርኩም ነመስግን!
ማሕበር ሓድሽ ተስፋ አብ ክነሰት እስራኤል ዕለት 9/07/2024 ዝነበረ ዕዉት ስራሕ ሙሉእ ትሕዝቶ አብዚ አለኹም
Просмотров 1,7 тыс.5 месяцев назад
ማሕበር ሓድሽ ተስፋ አብ ክነሰት እስራኤል ዕለት 9/07/2024 ዝነበረ ዕዉት ስራሕ ሙሉእ ትሕዝቶ አብዚ አለኹም

Комментарии

  • @fishGebremeskel
    @fishGebremeskel 5 дней назад

    ስለቲ ሓበረታኻ ኣዚና ነመስግነካ ኩቡር ሓዉ

  • @fkriyhshenatv5461
    @fkriyhshenatv5461 14 дней назад

    ብጣዕም ደስ ዝብል እዩ ብሉጻት ማሕበር ተስፍ ብሓፈሹኡ ንኹሉ ደላይ ሰላም ደስ ዝብል እዩ እሞ ኣምላኽ ይታሓወሶ!!!!!!

  • @מרהוויט
    @מרהוויט 5 месяцев назад

    ❤❤❤❤❤

  • @MerhawitOkbay-ib6ym
    @MerhawitOkbay-ib6ym 5 месяцев назад

    Dyakon hawey btaem ena nemsgenka nhzbka tgebro zeleka agelgulti GBU❤

  • @NasinetNa-ik1zm
    @NasinetNa-ik1zm 5 месяцев назад

    ❤❤👍👍🙏🙏

  • @LoveLove-uv6mj
    @LoveLove-uv6mj 5 месяцев назад

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ER-vi8pd
    @ER-vi8pd 5 месяцев назад

    ❤❤❤

  • @MerhawitOkbay-ib6ym
    @MerhawitOkbay-ib6ym 5 месяцев назад

    Btaemi subuk melikiti❤❤❤

  • @מרהוויט
    @מרהוויט 5 месяцев назад

    ሰላም ከመይ ኣለኹም ብጣዕሚ ሓሳብ ቀጽሎ

  • @YuelaronYuelaronwelehanes
    @YuelaronYuelaronwelehanes 5 месяцев назад

    Very good needed message diyaqon brhane

  • @tsegayselama6722
    @tsegayselama6722 5 месяцев назад

    ብጣሚ ኢና ነመስግን ሓውና።

  • @tsegayselama6722
    @tsegayselama6722 5 месяцев назад

    ተለፎንካ ሃበና ፍቃደኛ እንተኮንካ ም|ቱ ኣበይ ከም ንኸዶም ኣይፈለጥናን

  • @berheteame1828
    @berheteame1828 5 месяцев назад

    ሽሪን ሳብስኽራይብን ግበሪዋ אופניים חשמליים תאוריה

  • @hagosgerie5827
    @hagosgerie5827 5 месяцев назад

    ❤❤❤❤❤❤

  • @MaekeleGerye
    @MaekeleGerye 5 месяцев назад

    ❤❤❤

  • @zatfamilly4467
    @zatfamilly4467 5 месяцев назад

    Way kendzi werdat ke alo dyu wadey?birged nihamedu ❤wadi hezbi u::