- Видео 6
- Просмотров 6 862
Kingdom Builders Vodcast
Канада
Добавлен 4 сен 2024
- መንፈሳዊ ራኢ / Kingdom builders podcast
15 ንክርስቶስ ብልብኹም ከም ጐይታ ቐድስዎ። ብዛዕባ እታ ኣባኻትኩም ዘላ ተስፋ ንዚሓተኩም ዘበለ ምላሽ ምሃብ ምእንቲ ኽትክእሉ ዅሉ ሳዕ ድልዋት ኩኑ። ግናኸ ብለውሃትን ብኽብርን ግበርዎ።
[ 1ይ መልእኽቲ ጴጥሮስ 3 ]
-ሃይማኖት ዘይፈሊ ኩልና ናብ ክርስቶስ ሓቢርና ንዓብየሉ መንፈሳዊ ሓሳብ ኢሂን ምሂን ምባል.
- መንእሰያት ምትብባዕን ከመይ ገርና ኣብ ቃል ኣምላኽ ንዓቢ ብሓንሳብ ምዝርራብ
- ከመይ ጌርና ውልቃዊ መንፈሳዊ ዕብየት ነምጽእ
- ንኣሽቱ ዝመስሉ ግን ክኣ ኣብ ሂወትና ዓቢ ተራ ዝጻወቱ ኣርእስትታት ኣምጺኻ ምዝርራብ
- ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ዘሎ ታሪክን ትምህርትታትን ብዝቀለለ መንገዲ ምቅራብ
- Personal ዘጋጠመና ተመኩሮ ምሃሪ ብዝኾነ ኣገባብ ምቅራብ
Spiritual Vision / Kingdom builders podcast ( 1 Peter - 3 :15 )
- To grow Spiritually in christ disregarding race , religion and tradition
- Encouraging young people to talk together in God's Word
- Learn how to make personal spiritual growth
- answer questions that seems simple but that have big impact in our lives.
- Find a better way to share Bible history and teachings
- Providing a personal experience

እሙን ሙኻን #♡መንፈሳዊ ራኢ ቮድካስት Emun mukan kingdom builders vodcast #
#eritreanmovie #habesha #chirstian #kingdom #gospelmusic#ethiopianbroadcastingcorporation
Просмотров: 95
Видео
ዕላማ ምንባርና እንታይ እዩ?/ መንፈሳዊ ራኢ ቮድካስት Elama mnbarna entay eyu #eritrean christian vodcast#
Просмотров 3,2 тыс.Месяц назад
#chirstian #habesha #duet #eritreanmovie #eritreanmovie #music #eritreanmusic
መንፈሳዊ ራኢ# kingdom builders podcast # ድሉው ዲኻ/ኺ?
Просмотров 9642 месяца назад
#chirstian #eritreanmovie #ethiopian #habeshatiktok #entertainment #eritreanmusic #kingdom #prodcast #habesha #duet
መንፈሳዊ ራኢ#Kingdom builders Chirstian prodcast / ተስፍኻ መን እዩ?
Просмотров 1,5 тыс.2 месяца назад
#chirstian #prodcast #eritreanmusic#eritreanmovie#ethiopian#habeshatiktok#entertainment
Bless you
Egzeabiher yebarichiken bertea ajochkin Egzeabiher b qalu Eumun eyu, zbelo zegebir n qalu bzeseab teamrat zetsenea, n zewedeqe zeleal, n zetresea zezekir Amlak semay tuem eyu, Jesus is coming soon soon and soon. Amen nea Yesus maranatha.
ኣሜን ብሓቂ እሙን እዩ ተባረኽ❤
❤❤
❤❤❤
Muqrat yhwatey Amlak ybrkn
ኣሜን ሓለፋና ተባረኺ ብልጽቲ ሓፍትና❤
❤❤❤
❤❤❤
ጥዑመ ከናፍር ክርስቶስ እንተ ትነብር ሰደየ በሞት ወበሕይወት አማኀፀንኩ ነፍስየ ውስተ እዴከ ዘገብሪ ሰማየ
ብሓቂ ንፉዕት ቀጽላሉ ኣምላኽ ምሳኽን ይኹን።
ንዕኡ ከተገልግላ ንበራ።ጎይታ ኣዕዚዙ ይባርኽክን ።
Tebarka 😅😅😅😅😅
Amen 🙏🏼 🙏🏼 🙏🏼 🙏🏼 🙏🏼 🙏🏼
God bless you sis❤
May God bless you both. 🙏
🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️
Great job yhwat..... ❤God bless you
Tebareki☦️
❤ God bless you fithawit 🙏❤🎉
God bless you my sis
Stay blessed fthey keep going!
❤❤❤❤❤❤
ጋሻ እየ አብ ጀነልኪ ብጣሚ ፅብቅ ትምህርቲ እዩ ግን የቀረታ ድአበር መፅሓፈ ደቂ አንስትዮ ክነንብ እንከለና ፅግርና ተሸፈና ከነየብብ ወይ ክንፅሊ እንተለና እና የቀረታ ድአበር ዝሓፈተይ ነፅላ ተትሽፈኒ ፅግርኪ ፅብቅ ነይሩ ማዓረይ አምላክና ጋል ተቀልዓ መፅሓፈ ክትንብብ አይበለናን
God bless you my sister 🙏❤⚘️🍇👍💯
Amlak yibraki haftey Kale hiwet yisemalna
❤❤❤
God bless u ftyeee❤
GBU ❤
ዐቢ ትምህርቲ ፍትሐዊት: ነሀምያ አብ 500 ክፍለዘመን ዝነበረ ናይ ብሉይ ኪዳን ካብ ምርኮ ፍርስ ዝወጹሉ እዚ ሕጂ ኢራን ማለት ዝተመልሱሉ ጊዜ ኔሩ።
ዓቢ ትምህርቲ ክርስቶስ: ነህምያ revivalist ወይ ከአ መንፈሳዊ ምንቅስቃስ ዝገብር ዝነበረ እስራኤላዊ እዩ ስዒቡ እውን እዝራ መጽዩ። አብዚ ጊዜ እዚ እስራኤል ካብ ናይ ምርኮ ሶርያ ወይ ባርነት አምላኽ ነፃ አውፂእዎም እዚ ዘለናዬ ዘመን እውን ንዐና revival ዘድልዬ እዪ ሰብ አብ ስደት ውግእ ዓመጽ ጥፍአት ጭንቂ ስእነት ክሕደት ብዕልግና ምንዕዓቅ ፍትሕ ዝበዝሖ ስለዝኾነ ዘጨንቅ እዩ። ከምቲ እስራኤላውያን ንአምላኽ ብጾም ብፀሎት በምሀብን ነስሐን ዘመስግኑ ዝነበሩ ሽግሮም እውን ይፈትሐሎም ኔሩ። ቀጽሪ የሩሳሌም እውን ሰሪሖም። ምክንያቱ ሽግርና ብአምላኽ ጣልቃን ፀሎትን ተዘይኮይኑ ብኻልእ አይፍታሕን እዩ።
ሰላም ብሩኻት ናይ comment section ብዘይፍላጥ ዓዚናዮ ኔርና ምስናይ ይቅሬታ፡subscribe,like,share,comment ብምግባር ኩልና ብሓባር ናብ ክርስቶስ ንምዕባይ ንደጋገፍ we love you GBU all❤
Ma blessed fteyyyy❤❤❤
ኣድንቆተይ ኣብ ቦታኡ እንከሎ ፥ክንድ ክርስትያን ትብሉ ፥ብዙሕ ካልእ ተኸታሊ ሃይማኖት እውን በዛ ቃላትኩም፡ ተስፋ ክሰንቅ ስለዝኽእል፥ብሓፈሻ ንመንእሰያት emoper ንምግባር ንቕርቦ መደብ ኢዩ እንተብሉ ዶ፡መሓሸ ዝብል ሓሳብ ከቐምጥ ደስ እብለኒ !!
I am very proud to see you like that
Aziyu baraki medeb brukatey tebareka🙏🙏🙌🙌🙌
Luel amlak aizizun ablixun yibarikin brukatey tebareka🙏🙏🙏🙏🙏
ጎይታ ይባርኽክን ንበረኸት ኩና 💕💕💕
KEEP GOING MY SISTER 👍👍👍
Great job xebuqat keep it up
God bless you all 🙏
Nifuat kexilalu yhwat
🙏🏻🙏🏻🙏🏻
❤
God bless you guys🫶🏽🙏
xbuq medeb ahwat tebareka
Tebrka xebukat amlak yebrken
Great job 👏💕
🙏🏼🙏🏼❤
Tebareka
Xbuq medeb xbuqat ❤❤
Fetye nice to c you. Tebareka
Wowwwwww btami bulux hasabat amlak brikkkkk yeblikin❤❤❤❤
God bless you ftey & merry ❤❤❤❤