ቅልጡፍ ትንተና | Kiltuf Tintena
ቅልጡፍ ትንተና | Kiltuf Tintena
  • Видео 17
  • Просмотров 354 794
(እዋናዊ ዛዕባ) ትራምፕ ንቑጠባ ካናዳ ክጸልው ዝኽእል ሓደገኛ ስጉምቲ ወሲዱ - ንካናዳ መበል 51 ስቴት ኣሜሪካ ኩኒ ኢልዋ
#eritrea #ካናዳ #ትራምፕ
ፕረዚደንት ትራምፕ ንፕረሲደንት ጃስቲን ትሩዶ ንኣይ ካናዳ ዝበሎ ዘስደምም ዘረባ። ሚድያ ብዛዕባ ሓድሽ ክስተት ዞባ ሰሜን ኣሜሪካ ዘምሎቖ
Просмотров: 18

Видео

ERITREA - ኣብዛ ወርሒ እዚኣ፡ ዓበይቲ ዓወታት ዘመዝገቡ 5 ኤርትራውያን
Просмотров 12 тыс.14 дней назад
November 13 #Eritrea እዋናዊ ዛዕባ ስፖርት - ዝሓለፈ ሰሙን፡ 5 ኤርትራውያን ዝተዓወቱሉ ዓበይቲ ፍጻሜታት ስፖርት ኣጋጢሙ ቢንያም ግርማይ (ቢኒ) ሳላ ናይ ኢራብ ኣእጋሩ ኣብ ሲንጋፖር ናይ ነጥቢ ወርቂ ተዓዊቱ፡ ቅድሚኡ ግን ፋልማይ ዓወቱ ኣብ ኣህጉር ኤስያ ኣብ ጃፓን ተዓዊቱ ኣሎ። ቢኒ እቲ ሓድሽ ካቫንድሽ ይኸውን ኣሎ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ (Isak) ብቕዓቱ ዓለም የዛርብ ኣሎ። ሓጺር ገምጋም ፕሪመርሊግ ክሳብ 11 ሰሙን ምስ ቢቢሲ ዝገበረ ናይ ቅድም ተጻዋታይ ኣርሰናል ትዮ ዎልኮት፡ ን isak ንኢዱ ክጸግቦ ኣይከኣለን። ኣርሰናል፡ ንኢሳቕ ብማድሪድ ከይተዓደገ ከሎ መስርሕ ዕድጊ ከተካይድ ሓሳባት ይቐርበላ ኣሎ። ካ...
ድሕሪ ታሪኻዊ ዓወት ሄኖክ ዝተባህለ ዝገርም ነገራት // 2024 - ዓመተ ስሉሳዊ ዓወት //ብርቱዕ ህልኽ ኤርትራን ደቡብ ኣፍሪቃን!!!
Просмотров 28 тыс.Месяц назад
#eritrea #cycling October 25, 2024 ክቡራት ተኸታተልቲ፡ ታሪኻዊ ዓወት ሄኖክ ሙሉእብርሃን ኣብ ኬንያ ንኤርትራ ጽቡቕ ዜና እዩ። ድሕሪ ዓወት ዝተባህለ እዋናዊ ዛዕባ...እንታይ ይበሃል ኣሎ? ሃትሪክ ትርሕሰና ዶ ትከውን እንዳተባሕለ ድህሪ ምቕናይ Breaking ካብ ኬንያ ዝመጸብተኸታቲልናዮ ኣለና። ምናልባት በቲ ዝቐነየ ናይ እዚ ረዚን ዓወት ብዜናታት ቻምፕየንስ ሊግ ማን ሲቲ፡ ኣርስርናል፡ ሊቨርፑል፡ ባርሴሎና ከምኡውን ብናይ ትማሊ ዓወት ቼልሲን፡ ዓወትን ኣብ ኣውሮጳ ሊግ ምርኻብ ስኢና ዘላ ማንቸስተር ዩናይትድን ከይሃስስ ምእንቲ ዕምቕ ዝብርለ ትንተና ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ምስ ደቡብ ኣፍሪቃ ብምውድዳር ...
ድሕሪ ዓወት ኣድያምን ሱዛንን ብዛዕባ ኤርትራውያን ዝተባህለ (ምስ ትግርኛ ትርጉሙ) // ዝገርም ቲፎዞ ኣብ ኬንያ!!!
Просмотров 25 тыс.Месяц назад
#eritreansport #CACA2024 #cycling 2024 CAC Road Cycling African Championships, Eldoret, Kenya ኣብ ግዜ ሽልማት ኤርትራውያን ዋዕሮታት ኣድያምን ሱዛናን ኣብ ኬንያ ዝተባህለ ብትግርኛ ኤርትራ፣ ብመገዲ ኣድያም ወርቅን ብሩርን ብሱዛና ድማ ነሓስ መዳልያታት ወሲኻ ሻምፕዮን ኣፍሪቃ ትሕቲ 23 ዓመት - ክልተ ኤርትራውያን ኣድያም ዳዊት ሱዛና ፍሰሃየ ኣብ ፖድዩም ደይበን። ኣባል ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ኣድያም ዳዊት ንደቡብ ኣፍርቃዊት ኣሽለጊ ሞልማን ስዒባ ኣብ ናይ ኤሊት ደቂ ኣንስትዮ ቅድድም 2ይ ደረጃ ብምሓዝ ተሸላሚት ብሩር ሜዳልያ ኮይና። እንተኾነ፡ ኣድያም ኣብ ትሕቲ 23...
ብዛዕባ ዓወት ኤርትራ ዝተባህለ ዝገርም ነገራት - ኬንያዊ ንሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽግለታ ኤርትራ ጁንየር ኣብ ፖዴም ወዲሱ
Просмотров 21 тыс.Месяц назад
#eritrea ኬቨን ናሆም ሴም ኩሉ ባዕሎም 1ይ፣2ይ 3ይ ወኒኖሞ ። ፖዴም ኤርትራውያን ጥራይ ደይቦም። ነዚ ጽምብል ዘርእይ ቪድዮ ምስ ናይ ትግርኛ ትርጉሙ 2024 CAC Road Cycling African Championships, Eldoret, Kenya። ውዕሎ ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽግለታ ኤርትራ ካብ ኤልዶሬት ኣብ ጁንየር ብ መዳልያታት የዕለቅሊቓ። ዓብላለነት ኤርትራውያን ኣግማል ቀይሕ ባሕሪ ኣብ ሻምፒዮን ኣፍሪቃ 2024 ንብዙሓት የዛርብ ኣሎ።ብፍላይ ሃገራዊት ጋንታ ብዋርቕ ምብልጭላጫ ንኹሉ ሰብ የሐግዊሱ ይርከብ። ዮሃና ንኹሉ ኤርትራዊ እንቋዕ ሓጎሰና ክሳብ መወዳእታ ክትከታተሉ ብኽብሪ ይዕድም #ዜና #cycling #C...
ህጹጽ እዋናዊ ጉዳይ - ኣገዳሲ ሓበሬታ ብዛዕባ ዝበሃል ዘሎ ጉዳይ ዶፒንግ ኣብ ስፖርተኛታት ሃገርና ኤርትራ
Просмотров 19 тыс.3 месяца назад
#biniamgirmay #eritrea #eritreansport ሓይሊ ዝህብ መድሃኒት። ክቡራት ተኸታተልቲ፡ ካብ ኣብ ግጥማት ፕሪመርሊግ ዓዲ እንግሊዝ፡ ኣብ ዝበሃል ዘሎ ርክብ ጓርድዮላን ጉንዶጋንን፡ ጸወታ ኣስቶን ቪላን ኣርሰናልን፡ ምስግግጋር ተጻወቲ ቸልሲ፡ ዩናይትድ፡ ሲቲ፡ ሓንሳብ ውጽእ ኢልና ኣብ ስፖርታውያን ሃገርና ዝተሰምዐ ኣዝዩ ኣገዳሲን ኣብ Zena Tigrigna ዘይተሰሜ ጉዳይ ዶፒንግ ብሓጺሩን ብዕምቆትን ክንዛረብ። ኣብዚ መደብ ብዛዕባ ቢንያም ግርማይ፡ ናዝሬት ወልዱ፡ ክብሮም ገብረግዚኣብሄር ወልደሚካኤል፡ ሄኖክ ሙሉእብርሃን፡ ሳምሶም ኣማረ ተላዒሎም ኣለዉ። #renewitour breaking news
ድሕሪ ድሙቕ ስነ ስርዓት ኣቀባብላ ቢንያም ግርማይ፡ ብዛዕባ ኤርትራ ዝተባህለ ዝገርም ነገራት
Просмотров 82 тыс.3 месяца назад
#biniamgirmay #eritrea #eritreansport What famous journalists said about the welcoming ceremony of Tour de france 2024 green jeresy winner and cycling super star biniam girmay ትንተና ብዛዕባ ድሙቕ፡ ዉዕዉዕ ኣቀባብላ ቢኒ ሓየት፡ ዝስነ እቲ ናይ ምቕባል ስነስርዓት ኣብ ከተማ ኣስመራ ዘርኣየና ነገራት። ኣብ ሕሉፍ ስነ ስርዓት ኣቀባብላ ከመይ ይመስል ኔሩ።
ሬምኮ ኢቨነፖልን ቢንያምን - እዋናዊ ሓበሬታ ድሕሪ ጸወታ ኦሎምፒክ // ፍሉይ ትንተናን ጸብጻብን
Просмотров 10 тыс.3 месяца назад
#biniamgirmay #eritrea ፍሉይ ትንታነን ጸብጻብን ውዕሎ ናይ ጽርግያ ውድድር ብሽክለታ ፓሪስ ኦሎምፒክ ካብ ምጅማር ክሳብ ምውዳእ ሬምኮ ኤቨንፖል ኣብ ኦሎምፒክ ፓሪስ 2024 ደሚቑ፡ ዝግብኦ ሰብ ተዓዊቱ...! ብብንያም ግርማይ ወትሩ ሕቡናት ኢና። ብብቕዓት ሬምኮ ኢቨነፖል ድማ ኣመና ተመሲጥና ኣብ ጽርግያ ኦሎምፒክ ፓሪስ፣ ቢኒ በይኑ ምስ ኩሎም ይጠማጠም። ናይ ብሓቂ ቢኒ ሓደ ክንዲ ሽሕ እዩ። ምስታፉ ንኤርትራ ዓቢ ትርጉም ኣለዎ። ብሽክለታ ውድድር ጽርግያ ኦሎምፒክ ፓሪስ ። ቅያታት ጀጋኑ ንምጽንባል ቢያም ካብ ካብ ፓሪስ ናብ ኣስመራ ንምቅባል ምድላው ተጻፊፉ ትንታነ ማልያታት ቅድድም ብሽክለታ ኦሎምፒክ ፓሪስ...ና...
ቢንያም ግርማይ ሽድሽተ መድረኻት ቱር ዲ ፍራንስ ንዝተዓወተ ሆላንዳዊ ረቲዑ!!!!
Просмотров 4,3 тыс.4 месяца назад
#biniamgirmay ብንያም ድሕሪ ቱር ዲ ፍራንስ ኣብ ዝተሰርዐ ቅድድማት ዓወቱ ቀጺሉ ንኦሎምፒክ ድልው ምዃኑ ኣረጋጊጹ። ቅድሚኡውን ከተማ ናይ ቫንኣርት ንቢንያም ከም ኮኾብ ተቐዳዳማይ ኣኽቢራቶ። ዝገርም ፍጻሜታት ስፖርት ስምዕዎ። ሆላንዳውያን ንዋንጫ Draai Van Kaai ከትርፍዋ ኣይከኣሉን።ብኢንያም ግርማይ ኣብ ሆላንድ 1ይ ኮይኑ ተዓዊቱ። ኤርትራውያን ቲፎዞ ደሚቖም ውዒሎም። #eritreansport #eritrea #zenatigrigna
ዮሃና! ቢኒያም ግርማይ ኣብ ዓለም ምስ ታሪኻውያን ሰባት ተሰሪዑ //ረዚን ዓወት!!! #biniamgirmay
Просмотров 6 тыс.4 месяца назад
#biniamgirmay #eritreansport #eritrea # ቢንያም ግርማይ ታሪኻዊ ሰብ እዩ። መሰታ በዓል ጆርጅ ዊሃ፡ ኣበበ በቂላን ልዊስ ሃሚልቶን እዩ ዮሃና ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ። ኣብ ናይ መወዳእታ መድረኽ 20 ቱር ዲ ፍራንስ ቢንያም ግርማይ ናይ ቀጠልያ ማልያ ተዓዊቱ ። እንቋዕ ሓጎሰና ዮሃና! ኣገናዕ ቢኒ! እልል ንበል ብሰንኪ ዓወታት ቢንያም ግርማይ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ ገዚፍ ዓወት ተጎናጺፉ ቢንያም ግርማይ ሳርፕሪዝ! ዝተረፈ የለን
ቢንያም ምስ ቃንዝኡ ዓወቱ ዘረጋገጸሉ መድረኽ! // ፊልፕሰን 33 ነጥቢ ከሕዊ ናብ ዘይክእለሉ ደረጃ በጺሑ
Просмотров 4,4 тыс.4 месяца назад
#biniamgirmay #eritrea #habesha #tdf2024 መበል 18 መድረኽ ዙር ፈረንሳ ቢንያም ግርማይ ኣብ ዓለም ፍትው ገይርዎ ዘሎ 2 ባህርያት ሎሚ ፍልልይ ከምዘይፈጥሩ ርዱእ'ዩ ነይሩ፣ ጽባሕ ግን ክብን ለጠቕን ክብል'ዩ 33 ነጥቢ ብንያም ሒዝዎ ዘሎ ፍልልይ...! ቢኒ ምስ ቃንዝኡ tour de France 2024 ፊልፕሰን፥ ከም ዓሻ ገበጣ ክሳብ ዝውዳእ'ዶ ይጻወት ወላስ ኣብ ንግስነት ቢንያም ይሰግድ? ንጽበያ ዝነበርና መግለጺ - ቢንያም ግርማይ ስድራቤት ቢንያም ፈረንሳ ኣትዮም ቢኒ ብሓዊ ይፍተን // ጥዑም ብስራት
ቢንያም ኢዱ ኣይህብን እዩ - ኢንተርማርሼ // ፋይል ቢንያምን ፊሊፕሰንን ሎሚ ተዓጽዩ // ቢንያምን ሆላንዳዊ ዶክተርን
Просмотров 30 тыс.4 месяца назад
#eritrea #biniamgirmay #tdf2024 July 17/2024 ቢንያም ብጣዕሚ ተሓጉይሰ ሎሚ | ቃለ መሕተት ቢንያም ግርማይ ምስ ጋዜጠኛታት ድሕሪ ውድድር | መበል 17 መድረኽ ዙር ፈረንሳ ንፍሉይ ሓይሊ ብንያምን ፖጋቻን ኣነጺራ .ሰፊሕ ጸብጻባ...! | ብንያም ምስ ሙሉእ ብቕዓቱ ተመሊሱ መልእኽቲ ናብ ኤርትራውያን | ኣብ ጉዳይ ቢንያም ግርማይ | ኮኾብ ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ቢንያም ወዲቁ tour de france 2024 | ብሽክለታ ኣብ መሳርዕ ቱር ደ ፍራንስ 2024 'ፍትሕን ርትዕን' ኣስፊና ናይ ቢንያም ቲፎዞ እየ
ዓቢ ብስራት- 4 ሓድሽ ሓበሬታ ድሕሪ ቢኒያም ግርማይ ኣብ መድረኽ 16 ቱር ዲ ፍራንስ ምውዳቑ #biniamgirmay
Просмотров 93 тыс.4 месяца назад
#eritrea #tdf2024 #cycling #habesha ቢንያም ወዲቑ tour de france። ቃለ መሕተት ኤርትራዊ ተቀዳዳማይ ቢንያም ግርማይ ምስ ጋዜጠኛታት ድሕሪ ውድድር። ኣጋጣሚ'ዶ ብዕላማ "ስለዝሓዙኒ ወዲቐ" ቢንያም ግርማይ ቢንያም ግርማይ 16 መድረኽ ቱር ዲ ፍራንስ ቢንያም ድሕሪ መውደቕቲ ሓጺር ኢንተቪው ጌሩ ተዛረቦ ምኽንያት መውደቅቲ ቢኒያም ብንያም ግርማይ ሓደጋ ምውዳቕ ገጢምዎን መሪሕነቱ ናብ 32 ወሪዱን ከዋኽብቲ ጥራይ እዮም ድሕሪ ምውዳቕ " ከም ወርቂ ዝኹሉዑ" ብመጀምውርያ ጥዕንኡ እዩ ዘገድሰና እንቛዕ መስበርቲ ኣይጸንሖ
ሓድሽ ዜና ስፖርት - ቢንያም ግርማይ ተዛሪቡ /ብዛዕባ 9ይ መድረኽ ቱር ዲ ፍራንስ
Просмотров 6834 месяца назад
ሓድሽ ዜና ስፖርት - ቢንያም ግርማይ ተዛሪቡ /ብዛዕባ 9ይ መድረኽ ቱር ዲ ፍራንስ

Комментарии

  • @senaitghebrehiwet58
    @senaitghebrehiwet58 4 дня назад

    WOW Amazing🎉🎉♥️🇪🇷♥️🎉🎉 ሰማእታትና ተደቢስኩም/ተኻሒስኩም ባህ ይበልኩም። 🎉🎉🎉 ♥️🇪🇷♥️🎉🎉🎉

  • @hanibalaraya1677
    @hanibalaraya1677 8 дней назад

    Good job 🎉congratulations Red camels follow the leader's 🇪🇷🐪🐢👍💯✔

  • @medhaniehadgu669
    @medhaniehadgu669 14 дней назад

    🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @AaAa-lm1ui
    @AaAa-lm1ui 14 дней назад

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene270 14 дней назад

    Namlicakina knwdso kenmsigno klezmna dheylical 💪🇪🇷🏆🥇🏅🥉🥈🚴🏿‍♀️🚴🏾‍♀️🚴🏿‍♂️🚴🏾‍♂️🏅🏅🏅🇪🇷👈🌎👀malkina yeparek amyein❤🕊🤝🤲

  • @serinaserina-x8w
    @serinaserina-x8w 15 дней назад

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉🎉❤🎉❤🎉🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @ZewdiBelay-v9f
    @ZewdiBelay-v9f 15 дней назад

    🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷

  • @EyoabMeasho-vq2yo
    @EyoabMeasho-vq2yo 17 дней назад

    ❤❤❤❤

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene270 17 дней назад

    😁🤲🇪🇷🕊🤝🤾🏾‍♂️🚴🏿‍♂️🚴🏾‍♂️🚴🏿‍♂️🚴🏿‍♂️🏃‍♂️🏓👸🇪🇷💯🙌🇪🇷

  • @sarajoh313
    @sarajoh313 17 дней назад

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️

  • @heywotsiyoum5016
    @heywotsiyoum5016 17 дней назад

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️💞💪💪💪💪🤜🤛🤜🤛✅✅✅🎉🎉🎉🎉🎉

  • @LucchiGebreamantekelu
    @LucchiGebreamantekelu 17 дней назад

    Deki erey jeganu ❤️❤️🌟🌟🇪🇷🇪🇷🦁🦁❤️❤️👍👍

  • @erena-africa5909
    @erena-africa5909 17 дней назад

    ERITREAWENT KUBUR MENINET 🇪🇷 ♥️ 🇪🇷🏆🏆🏆🏆🏆🏆👸👸👸👸👸☪️☦️☪️☦️☪️☦️☪️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🏆🎉🌹🎉🏆🌹

  • @Sabateklezghi
    @Sabateklezghi 18 дней назад

    ❤❤❤❤❤

  • @eliltaaraya8963
    @eliltaaraya8963 18 дней назад

    Wow❤❤❤

  • @Jaki-1989-Azmarino
    @Jaki-1989-Azmarino 18 дней назад

    Alexander Isaq is not Eritrean , kemey diyu ti Eritreanism , beqa nay Eritrea zerEi sle zelewo Eritrean , kemu dea meliAom African players that represented European nations Alewu , Gin beti Africawi mebeqol ztsiwAom yelen , Swedish striker Alexander Isaq ilom zitsiWEwo enber , Eritrean Alexander Isaq ilu ztsiwAo media semiEna Aynifeltn , Becouse he doesn't represent Eritrea in Any national Game . He represented for Sweden and everyone knows that he's Swedish.

  • @mulueokubaslasie
    @mulueokubaslasie 19 дней назад

    haben hagar fetari edmen tenan yhabkum

  • @yuel8254
    @yuel8254 19 дней назад

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @CamelEric
    @CamelEric 19 дней назад

    Ajokiouum Atiooum Jegaaniunaa. Very Proud Of You. Ketziliwoo.

  • @zeriezerie6069
    @zeriezerie6069 19 дней назад

    ጌና ብዓወታት ብዙሕ ክትሰምዕ ኢኻ ዓወት ንኤርትራዊ ።

  • @habtomgirmay2046
    @habtomgirmay2046 19 дней назад

    Good job bro 🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @rigatmekonnen2551
    @rigatmekonnen2551 19 дней назад

    🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏾💪🏾💪🏾👍🏽💪🏾💪🏾

    • @rigatmekonnen2551
      @rigatmekonnen2551 19 дней назад

      🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @rigatmekonnen2551
      @rigatmekonnen2551 19 дней назад

      👍🏽💪🏾💪🏾💪🏾🥰🥰❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰

    • @rigatmekonnen2551
      @rigatmekonnen2551 19 дней назад

      ✊️✊️✊️✊️✊️✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊️✊️✊️✊️✊️✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @rigatmekonnen2551
    @rigatmekonnen2551 19 дней назад

    💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Milawitarawit
    @Milawitarawit 19 дней назад

    ERI ❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @downdownw7374
    @downdownw7374 19 дней назад

    🇪🇷🌷❤️❤️🌹🌹🌹❤️🌷🌷🇪🇷🇪🇷🌷❤️❤️🌹🌹🌹❤️❤️🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @EriKeren
    @EriKeren 19 дней назад

    Isak swidenawi eu

    • @heywotsiyoum5016
      @heywotsiyoum5016 17 дней назад

      EZE NAYE TEGARU SHGERE YU KOLU GEZE ERITREAWI AWET ENTERKEBO ERITQEAWR AQUNENE KETEBELU HESDONA YEBHALEE......👹

    • @sarajoh313
      @sarajoh313 17 дней назад

      Swidenawi Eritrea eyu

  • @EriKeren
    @EriKeren 19 дней назад

    Isak Emo eritrawi zeykone ata jigna

    • @betisami336
      @betisami336 19 дней назад

      ኣንታ ሰብ ምስ ሃገርን ዉልከ ሰባቲን ኣይትባሱ።

    • @Brokethebeas
      @Brokethebeas 19 дней назад

      ትግራዋይ ጥራይ ከይትብለኒ ከይጽለል

  • @sabaghebreghzabhier3382
    @sabaghebreghzabhier3382 19 дней назад

    I'm proud to be Eritrean

  • @MichealTesfa
    @MichealTesfa 20 дней назад

    Nkid tray brhan u kdmina deki aza halal Africawit Hagere Eritrea ztexememnayo gize aywhaden hagerey Eritrea nkid tray ❤❤❤❤❤

    • @FamilyMovies-wd2ge
      @FamilyMovies-wd2ge 19 дней назад

      ❤️🇪🇷🌍🤴🇪🇷❤️❤️❤️

    • @MilliKesete
      @MilliKesete 19 дней назад

      Exactly lbey rekibkani ata wedi

  • @gurummesgun4080
    @gurummesgun4080 20 дней назад

    Nfue gazetegna xbuq tintena bertee ajoka

  • @HarounEqubal
    @HarounEqubal 24 дня назад

    ❤ 🇪🇷 🎉 !!!

  • @heywotsiyoum5016
    @heywotsiyoum5016 26 дней назад

    Thank you xbuki megelex hebekana wedi eri jigena🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @heywotsiyoum5016
    @heywotsiyoum5016 26 дней назад

    🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🎉🎉🎉🎉🎉🙏🙏🙏

  • @SemereWeldezghi-rq8vx
    @SemereWeldezghi-rq8vx 27 дней назад

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @MerryAbraham
    @MerryAbraham 29 дней назад

    ❤❤❤

  • @eritreansportsfocustigrign9161
    @eritreansportsfocustigrign9161 Месяц назад

    ጽቡቕ ትንተና እንድዩ ግን ብዙሕ ትጋገ ኣለኻ! መጀመርታ ኣብ 2007 ኤርትራ ብበረኸት የማነ ኣብ ውድድር ክሮኖሜተር ኢያ ናይ መጀመርታ መዳልያ ኣምጺኣ። 3ይ ደረጃ ከኣ ኔሩ ኣብዚ ዓመት መርሃዊ ቑዱስ ኢልካ ኣለኻ ንሙኻኑ መርሃዊ ከም ሰብ ተፈጢሩ ኔሩ ዶ ኣብዚ ጌዜ? 2. ኣብ 2016 ተስፎም ክዕወተሉ ከሎ መኽሰብ ደበሳይ ከኣ 3ይ ደረጃ ሒዙ መትከል ኣይኮነን። ስለዚ እዚኤን ክእርመካ ይፈቱ ብዝተረፈ ግን ጽቡቅ፡ እዚ ነባሪ ታሪኽ ስለ ዝኽነ ተጠንቂቕካ ክትትንትኖ ይግብኣካ ። ሰላም

    • @biniluwyz4981
      @biniluwyz4981 Месяц назад

      Good job 👏👏

    • @negassioqbay6496
      @negassioqbay6496 29 дней назад

      እዚ ጋዜጠኛ ጽቡቕ ኣሎ። ሳክት ኣይትሃውትት። መርሃዊ ቅዱስ እወ ተፈጢሩ ኔሩ። መራ 1994 እዩ ተወሊዱ።

  • @ZewdiBelay-v9f
    @ZewdiBelay-v9f Месяц назад

    ❤️‍🩹🇪🇷❤️‍🩹🇪🇷❤️‍🩹❤️‍🩹❤️‍🩹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️‍🩹❤️‍🩹🌺🌺🌺

  • @hagosyohanns9443
    @hagosyohanns9443 Месяц назад

    ኤርትራዊ ኩሉ ወተሃደር ዩ ን ሃገር

  • @TT-rk4uy
    @TT-rk4uy Месяц назад

    ጽቡቅ ትንተናን ታሪኻዊ ትምህርትን: ግን ክንደይ ነቲ ናይ ኤርትራዉያን ብቅዓትን ክእለትን ናይ ብሽግለታ ነታ ዝመረጽካዮ አርእስቲ (ወታሃደራት) ንዓና ትበቅዕ አይኮነትን:: ወታሃደራት ምኻና ዘሕብን እንተኾነ ቦትአኡ አይኮነን::ንአብነተ ክእለትን: ጻዕርን ኤርተራዉያንቨተቀዳደምቲ አብ አፍሪቃ አመስኪሩ ዝአመሰሉ ይሐይሽ እብል:: ብዘይ ብአኡ ምትካስ ጥራሕ እዮም ዝፈልጡ እንዳበሉናስ : ነዛ ብሽገረለታ ድማ ብምትካስ ክንገልጻ:)

    • @KiltufTintena
      @KiltufTintena Месяц назад

      ስለቲ ሃናጺ ርእይቶኻ አመስግን። እቲ ከም ወተሃደራት ይዝውሩ ዝተባህለት ሓረግ ብእወታዊ መገዲ እዩ ኮሜንታተር ገሊጽዋ። ኣሰራርዖምን ናይ ጋንታ ዲሲፕሊን ንምግላጽ እያ ተጠቒሙላ።

    • @TT-rk4uy
      @TT-rk4uy Месяц назад

      @@KiltufTintenaእወ ተረዲኡኒ አገላልጽኡ: ምኽንያትካዉን ቁቡል እዩ:: እቲ ሐሳብ አብ ርእሲ ልብኻ ንምክፋል እለ እየ:: ካልእ አገላልጻ ዶ አይምሐሸን:: “ኤርትራ አብ ቻምፕዮን ብሽግለታ አፍሪቃ : መወዳድርቲ ዘየብላ ዘይትጽዓድ ምኻና አመስኪራ: ብዙሐት ተንተንቲ ስፓርት ትዕዝብቶም ምስክሩ” አጋንን አቢልካ ከተንብቦ ከለኻ ድማ:) ይዝከረካ እንድዩ ናይዞም ጎረበትና ረድዮ

    • @biniluwyz4981
      @biniluwyz4981 Месяц назад

      ​@@TT-rk4uyጸብጻብ ክትገብር ከለኻ ኢሉ/ላ ኢልካ ኢኻ ተሕልፍ ክቡር ሓው። ኮመንታተር ዝበሎ እዩ ደጊሙዎ ፡ ናይ ባዕሉ መግለጺ ኣይኮነን።

  • @biniamkebrom6818
    @biniamkebrom6818 Месяц назад

  • @zeremariamhaile7281
    @zeremariamhaile7281 Месяц назад

    Xbuk tentane wedi Ereyyyyy.thanks

  • @FiyoriKaleab
    @FiyoriKaleab Месяц назад

    ❤❤❤❤

  • @Rita-pw3ss
    @Rita-pw3ss Месяц назад

    ❤❤❤❤❤❤

  • @tedybelachew4359
    @tedybelachew4359 Месяц назад

    ማይክል ጄርዳን. ታይገር ሆድ የዊሊያም ሲስተር ፌንኑስ እና ሴሬና ዊሌያም የአለም እውቅነት እያላቸው ስው ናቸው ።አፍሪካዊ ቢንያም ግርማይ 5አፍሪካ ጀግና ጥቁር 1አፍሪካዊ ነው ።ንክ እደ❤አበበ ቢቂላ ❤ቢንያም ግርማይ የጥቁር አድማ ነው ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇹🇪🇹👮🧑‍✈️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐅🐅🐅🐅⚘⚘⚘🌹🌹🌹❤❤🐫🐫🐫🕌⛪🕌⛪🇪🇷🇪🇷🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌴

  • @habtommebrahtom4932
    @habtommebrahtom4932 Месяц назад

    Bi hagos finchih kibil delye sala ezom Anabis keyih bahri zikonu Jeganu deki Erey.

  • @tesfayberhane5805
    @tesfayberhane5805 Месяц назад

    ❤❤❤❤ወትሩ ዕዉት ወለዶ።

  • @SamsonMaekele
    @SamsonMaekele Месяц назад

    Anabbakha fetyeyo...abey tehabieka nerka

  • @alemhaile8358
    @alemhaile8358 Месяц назад

    Eritrea 🇪🇷 ❤

  • @NighistiTekeste
    @NighistiTekeste Месяц назад

    Deki Erey b3 slasei ztekedesu ayom nkid tray deki Erey Amlak msakum ayu🌴🌴🌴🌴🌴

  • @samimami5698
    @samimami5698 Месяц назад

    😍👏👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙌🙌🙌✊✊✊