- Видео 121
- Просмотров 737 557
Betna App
Норвегия
Добавлен 3 май 2014
ስላም ፣ እንቋዕ ናብ'ዚ ቻነል ደሓን መጻእኩም ። ኣብዚ ቻነል እዚ እንዝርግሖ ሓበሬታታትን፣ ዜናን፣ እዋናዊ ጉዳያትን፣ መምርሒታትን፡ ንኣብ ኖርወይ ዝቕመጡ ተዛረብቲ ትግርኛ ዘተኮረ መድረኽ ኮይኑ፣ ብተወሳኪ ውን ነቲ አብ ሞንጎ ኤርትራውያን ተቀማጦ ኖርወይ ክህሉ ንዝኽእል ናይ ሓበሬታ ሃጓፍ ንምምላእ ዝዓለመ'ዩ።
ነተኩረሉ ኣርእስቲ :-
1, ብትግርኛ ዝተተርጎመ ዜናታትን እዋናዊ ዛዕባታትን ሓበሬታ (ብፍላይ ድማ ምሳና ምስ ኤርትራውያን ተቀማጦ ኖርወይ ዝተሓሓዝ)
2, ጥርናፈ ስድራቤት ናብ ኖርወይ፣ ናይ ክልሰ-ሓሳብ ፈተና ትምህርት ምዝዋር መኪናን ፣ ኣውቶቡስን
3, ብዛዕባ ክንፈልጦ ዝግብኣና መሰላትን፣ ክንትቀመሎም ዘለና ዕድላትን ካልእ ተዛማዲ ኣርእስታትን ሒዝልኩም ዘቅርብ መደብ እዩ።
መብርሂ፦ እዚ ቱርጓመ እዚ ንሓበሬታ ንምትሕልላፍ ተባሂሉ ብባዕላዊ ተበግሶ ዝተዳለወ እዩ።
እዚ ሓበሬታ ዘገድሶም ንኽባጻሕ፡ ኣብ ምዝርግሑ ብዝክኣል ንትሓጋገዝ። ንትህቡና ርእይቶን ምትብባዕን ብልቢ ነመስግን። ዝኾነ ሓሳብ ምስ ዝህልወኩም ኣብዚ ታሕቲ ናይ ርእይቶ መጽሓፊ ግደፉልና። ኣብዚ ቻነልና ሳብስክራብ ብምግባር ቤትሰብ ንኹን። ።

ጾታዊ ክፍል ኣካላት
እንቋቚሖ ዋህዮ
እንቋቚሖ ዋህዮ ማለት ናይ ጓል-ኣንስተይቲ ጾታዊ-ዋህዮታት ማለት እዩ። ናይ ወዲ-ተባዕታይ ከኣ ሽግሪ ይበሃል
ዘርኢ ወዲ-ተባዕታይ
ናይ ዋህዮታት እንቋቚሖ ናይ ወዲ-ተባዕታይ
ፍረ-ነብሲ
ሽግሪ ዝዳለወሉ ክፋሊ ኣካላት ወዲ-ተባዕታይ
ኤፒዲዲሚስ
ሽግሪ ወዲ-ተባዕታይ ዝምዕብለሉ ክፋል ኣካላት
ኣስኪት
ንፍረ-ነብሲ ወዲ-ተባዕታይ ዝሕዝ ቀረጺት ቆርበት
መተሓላልፎ-ሽግሪ
ካብ ኤፐዲዲሚስ ናብ ትቦታት ሽንቲ ተዘርጊሑ ዝርከብ ትቦ
መትሎ
መሸኒ ወዲ-ተባዕታይ
ውታሪ ኣካሊት
ጓል-ኣንስተይቱ ወይ ው ወዲ-ተባዕታይ ጾታዊ ድልየቶም ክለዓል እንከሎ ዝግተሩ ኣካሊት
ኣንፈ መትሎ-ርሕሚ
ጫፍ መሸኒት ወዲ ተባዕታይ ወይ ውን ጓል-ኣንስተይቲ
ዋህዮታት ሽግሪ
ኣብ ናይ ወዲ-ተባዕታይ ምስ ሽግሪ ዝሕወስ ፈሳሲ ዘፍርዩ ጽኪታት
ከንፈር-ሕምሲ
ግዳማዊ ክፋል መሸኒት ጓል-ኣንስተይቲ ወይ ሻንፎት-ሕምሲ
ቅንጢር
እቲ ዝዓበየ ክፋል ቅንጢር ኣብ ውሽጢ`ታ ጓል ኣንስተይቲ እዩ ዝርከብ። እቲ ኣብ ደገ ዝርከብ ከኣ ኣንፈ-ጒድበ ይበሃል
ርሕሚ
ርሕሚ ካብ ኣፍ ርሕሚ ክሳብ ማህጸን ይዝርጋሕ
ማህጸን
እቲ ዝነቚሐ እንቋቚሖ ናብ ዕሽል ብድሕሪኡ ከኣ ኣብ ህጻን ዝምዕብለሉ ክፋል ኣካላት ጓል-ኣንስተይቲ
ኣፍ-ማህጸን
ጫፍ ዝርከብ ክፋል ማህጸን
ጻግነ
ኣብ ከባቢ ኣርባዕተ ሰሙናት ቀጻሊ ዘጋ...

Просмотров: 650
Видео
ከካፍለኩም
Просмотров 323Год назад
ህዋ ንሰማይ ከቢቡ ዝርከብ ቀጸላ ጋዝ ሃዋህው-ኣዮን ኤለክትሮኒካዊ ጻዕቂ ከምኡ ውን ልዑል ዓቕሚ ምትሕልላፍ ኤለትሪክ ዘለዎ ክፋል ህዋ ስትራቶስፍየር ቀጸላ ኦዞን ዝርከበሉ ቦታ ኣብ ህዋ-መሬት ቀጸላ-ኦዞን ኣብ ስትራቶስፍየር ዝርከብ፡ ኣልትራቪዮላዊ ጨረርታ ብርሃን ጸሓይ ዝዓግተልና ቀጸላ ኦዞን ታሕታይ ክበ ኣየር/ትሮፖስፍየር ንኣብ መሬት ዝቐረበ ቀጸላ ህዋ ፍግረ-መሬት ንኣኻውሕ ዘላሕልሕ ሓይሊ ፍግረ-መሬት ተባሂሉ ይጽዋዕ። ንፍስ፡ ማይ፡ ማዕበልን በረድን ፍግረ-መሬት ይፈጥሩ። ደልታ ኣብ ኣፍ ፈለግ ዝርከብ ስሉስ ኲርናዕ ዝቕርጹ ደለል ዝእከበሉ ሸነኽ ምህማም/ህመት መሬት፡ እምባ ወይ ውን በረድ ንታሕቲ ገጹ ክሃምም ወይ ክፈርስ...
ዝተፈላለዩ ፈራዓት ክርስትና ኦርቶዶክስ ፣ካቶሊክ፣ ከኒሻ
Просмотров 942Год назад
ኦርቶዶክስ ንጹህ ትምህርቲ። እቲ ቕኑዕ ሰረተ-እምነት ዝሓዘ። ተምሳል ምስሊ ናይ ሓደ ሰብ ዝሓዘ ስእሊ። ንኣብነት ናይ የሱስ፡ ዝኾነ ካብ ደቂ-መዛምርቱ ወይ ውን ናይ ቅዱስ ሰብ። መንደቐ-ተምሳላት ንቤተ-ክርስትያን ኦርቶዶክስ ናብዝ ዝተፈላለየ ክፋላት ዝኸፍል ተምሳላት ዝሓዘ መንደቕ። ቡራኬ ኣብ ኣብያተ-ክርስትያናት ክርስትና ዝዝውተር ቅዱስ ሃይማኖታዊ ጽምብል። ትእምርቲ ካልእ መጸውዒ ስም ቡራኬታት ኣብ ኣብየተ-ክርስትያን ኦርቶዶክስ ምጥማቕ ሓደ ሰብ (መብዛሕትኡ ግዜ ህጻናት) ናብ እምነት ክርስትና ክጽንበር እንከሎ ዝካየድ ስነ-ስርዓት። ምድራዝ ቈልዓ ክጥመቕ እንከሎ፡ ቀሺ ኣብ ግንባት ናይቲ ህጻን መስቀል ይሕንጽጸሉ። ቅዱስ ...
ንዜግነት ዝመልከት ብክፍሊ ኢመግረሽን ዝተገብር ሓደሽ ናይ ጊዜ ምቅይያር
Просмотров 2,9 тыс.Год назад
ስላም ፣ እንቋዕ ናብ'ዚ ቻነል ደሓን መጻእኩም ። ኣብዚ ቻነል እዚ እንዝርግ ሓበሬታታትን፣ ዜናን፣ እዋናዊ ጉዳያትን፣ መምርሒታትን፡ ንኣብ ኖርወይ ዝቕመጡ ተዛረብቲ ትግርኛ ዘተኮረ መድረኽ ኮይኑ፣ ብተወሳኪ ውን ነቲ አብ ሞንጎ ኤርትራውያን ተቀማጦ ኖርወይ ክህሉ ንዝኽእል ናይ ሓበሬታ ሃጓፍ ንምምላእ ዝዓለመ'ዩ። ነተኩረሉ ኣርእስቲ :- 1, ብትግርኛ ዝተተርጎመ ዜናታትን እዋናዊ ዛዕባታትን ሓበሬታ (ብፍላይ ድማ ምሳና ምስ ኤርትራውያን ተቀማጦ ኖርወይ ዝተሓሓዝ) 2, ጥርናፈ ስድራቤት ናብ ኖርወይ፣ ናይ ክልሰ-ሓሳብ ፈተና ትምህርት ምዝዋር መኪናን ፣ ኣውቶቡስን 3, ብዛዕባ ክንፈልጦ ዝግብኣና መሰላትን፣ ክንትቀመሎም ዘለና ዕድላ...
ትምህርቲ ቅዱሳን መጽሓፍ ዓበይቲ ሃይማኖታት ዓለምና
Просмотров 275Год назад
መጽሓፍ ቅዱስ ቅዱስ መጽሓፍ ኣመንቲ ክርስትና። ዝተፈላለየ መጽሓፍቲ ዝሓቖፈ ክልተ ዓበይቲ መጽሓፍቲ ብሉይ ኪዳን ካብ ሓደ ዓይነት ክፋላት ዝቖመ ቀዳማይ ክፋል መጽሓፍ ቅዱስ ሓዲሽ ኪዳን እቲ ንህይወት የሱስን ካልእ ዝድህስስ ካልኣይ ክፋል መጽሓፍ ቅዱስ ወንጌላት ብክርስትና ከም ኣገደስቲ ዝቊጸራ ኣብ ሓዲሽ ኪዳን ዝርከባ እተን ቀዳሞት ኣርባዕተ መጽሓፍቲ ታናኽ ቅዱስ መጽሓፍ ኣይሁዳውያን ምኢስዮናውያን ብመንገዲ ቤተ-ክርስትያን እምነት ክርስትና ንምስፍሕፋሕ ዝሰርሑ ሰባት ታናኽ ቅዱስ መጽሓፍ ኣይሁዳውያን እብራይስጢ ኣብ ኢስራኤል ዝዝረብ ቋንቋ ኦሪት ትምህርቲ ኣምላኽን መጽሓፍ ሙስየን ካልእን ዝሓዘ ክፋል ታናክ ነቢ ካብ ኣምላኽ ...
ሓቤሬታ ብዛዕባ ጌዝያዊ ናይ ስደተኛታት ናይ መገሻ ሰነድ / Utlendingspass for enkeltreise
Просмотров 3,2 тыс.Год назад
ስላም ፣ እንቋዕ ናብ'ዚ ቻነል ደሓን መጻእኩም ። ኣብዚ ቻነል እዚ እንዝርግ ሓበሬታታትን፣ ዜናን፣ እዋናዊ ጉዳያትን፣ መምርሒታትን፡ ንኣብ ኖርወይ ዝቕመጡ ተዛረብቲ ትግርኛ ዘተኮረ መድረኽ ኮይኑ፣ ብተወሳኪ ውን ነቲ አብ ሞንጎ ኤርትራውያን ተቀማጦ ኖርወይ ክህሉ ንዝኽእል ናይ ሓበሬታ ሃጓፍ ንምምላእ ዝዓለመ'ዩ። ነተኩረሉ ኣርእስቲ :- 1, ብትግርኛ ዝተተርጎመ ዜናታትን እዋናዊ ዛዕባታትን ሓበሬታ (ብፍላይ ድማ ምሳና ምስ ኤርትራውያን ተቀማጦ ኖርወይ ዝተሓሓዝ) 2, ጥርናፈ ስድራቤት ናብ ኖርወይ፣ ናይ ክልሰ-ሓሳብ ፈተና ትምህርት ምዝዋር መኪናን ፣ ኣውቶቡስን 3, ብዛዕባ ክንፈልጦ ዝግብኣና መሰላትን፣ ክንትቀመሎም ዘለና ዕድላ...
Introduksjon til det norske samfunnet / ሌላ ምስ ሕብረተሰብ ኖርወይ
Просмотров 804Год назад
ስላም ፣ እንቋዕ ናብ'ዚ ቻነል ደሓን መጻእኩም ። ኣብዚ ቻነል እዚ እንዝርግ ሓበሬታታትን፣ ዜናን፣ እዋናዊ ጉዳያትን፣ መምርሒታትን፡ ንኣብ ኖርወይ ዝቕመጡ ተዛረብቲ ትግርኛ ዘተኮረ መድረኽ ኮይኑ፣ ብተወሳኪ ውን ነቲ አብ ሞንጎ ኤርትራውያን ተቀማጦ ኖርወይ ክህሉ ንዝኽእል ናይ ሓበሬታ ሃጓፍ ንምምላእ ዝዓለመ'ዩ። ነተኩረሉ ኣርእስቲ :- 1, ብትግርኛ ዝተተርጎመ ዜናታትን እዋናዊ ዛዕባታትን ሓበሬታ (ብፍላይ ድማ ምሳና ምስ ኤርትራውያን ተቀማጦ ኖርወይ ዝተሓሓዝ) 2, ጥርናፈ ስድራቤት ናብ ኖርወይ፣ ናይ ክልሰ-ሓሳብ ፈተና ትምህርት ምዝዋር መኪናን ፣ ኣውቶቡስን 3, ብዛዕባ ክንፈልጦ ዝግብኣና መሰላትን፣ ክንትቀመሎም ዘለና ዕድላ...
Mannlige helsefagsarbeidere / ደቅ-ተባዕትዮ ሞያዊ ሰራሕተኛታት ጥዕና
Просмотров 757Год назад
1. Skjermtid blant unge / ንኣሽቱ ኣብ ሞባይል ዘሕልፉዎ ዘለዉ ግዜ 2. Nye jobbmuligheter i bilbransjen / ዕድላት ንመንእሰያት 3. Kjøtt og vegetariske alternativer / ኣማራጺታት ስጋን ኣሕምልትን 4. Mannlige helsefagsarbeidere / ደቅ-ተባዕትዮ ሞያዊ ሰራሕተኛታት ጥዕና
ተመሳሰልቲ ኣደናገርትን ዝኮኑ ሕቶታት ናይ መኪና ናይ ቃል ፈተና
Просмотров 13 тыс.Год назад
ናይ ትምህርቲ ምዝዋር መኪና ድሌት ዘለዎ ሰብ ክርእዮ ዘለዎ ትምህርቲ ኣገዳሲ ናይ መኪና ናይ ቃል ፈተና ትምህርቲ ምዝዋር መኪና ። እዚኣ ቪደኦ ነቶም ተስፋ ከይቆረጽ ናይ መኪና ናይ ቃል ፈትና ክሓልፉ ዝጽዕሩ ዘለዉ አሕዋትናን አሓትናን ሓጋዚት ክትከውን ትክእል እያ። አጆኩም አብ ጎንኩም አለና ። ንዕቤት'ዛ መደብ እትህብዎ ሃናጺ ርእይቶን ተሳትፎን ኣቐዲመ የመስግን። ብኦንላይ ናብ ናይ መላማመዲ ገጽ ንምካድ ኣብዚ ጠውቅ www.trafikktesten.no/teoriprove/default.asp?action=start
ሓድሽን ዝለዓለን ገንዘባዊ መቕጻዕቲ ብክፍሊ መጋዓዜያ ዝወጸ
Просмотров 2,9 тыс.Год назад
ካብ 1 ለካቲት 2023 ሕግታት ትራፊክ ምጥሓስ ኣዝዩ ኽቡር ኰይኑ ኣሎ። ኣብዚ ቻነል እዚ እንዝርግ ሓበሬታታትን፣ ዜናን፣ እዋናዊ ጉዳያትን፣ መምርሒታትን፡ ንኣብ ኖርወይ ዝቕመጡ ተዛረብቲ ትግርኛ ዘተኮረ መድረኽ ኮይኑ፣ ብተወሳኪ ውን ነቲ አብ ሞንጎ ኤርትራውያን ተቀማጦ ኖርወይ ክህሉ ንዝኽእል ናይ ሓበሬታ ሃጓፍ ንምምላእ ዝዓለመ'ዩ። መብርሂ፦ እዚ ቱርጓመ እዚ ንሓበሬታ ንምትሕልላፍ ተባሂሉ ብባዕላዊ ተበግሶ ዝተዳለወ እዩ። ኣብዚ ወብ ሳይት ናይ ፖሊስ ብምእታው ክንደይ ነጥብታት ከም ዘለኩም ኽትፈልጦ ትኽእል ኢኻ፣ www.politiet.no/tjenester/forerkort-og-kjoreseddel/prikker-i-forerkorte...
ፖለቲካን ምሕደራን ( ሌላ ምስ ሕብረተሰብ ኖርወይ)
Просмотров 1,1 тыс.Год назад
ስላም ፣ እንቋዕ ናብ'ዚ ቻነል ደሓን መጻእኩም ። ኣብዚ ቻነል እዚ እንዝርግ ሓበሬታታትን፣ ዜናን፣ እዋናዊ ጉዳያትን፣ መምርሒታትን፡ ንኣብ ኖርወይ ዝቕመጡ ተዛረብቲ ትግርኛ ዘተኮረ መድረኽ ኮይኑ፣ ብተወሳኪ ውን ነቲ አብ ሞንጎ ኤርትራውያን ተቀማጦ ኖርወይ ክህሉ ንዝኽእል ናይ ሓበሬታ ሃጓፍ ንምምላእ ዝዓለመ'ዩ። ነተኩረሉ ኣርእስቲ :- 1, ብትግርኛ ዝተተርጎመ ዜናታትን እዋናዊ ዛዕባታትን ሓበሬታ (ብፍላይ ድማ ምሳና ምስ ኤርትራውያን ተቀማጦ ኖርወይ ዝተሓሓዝ) 2, ጥርናፈ ስድራቤት ናብ ኖርወይ፣ ናይ ክልሰ-ሓሳብ ፈተና ትምህርት ምዝዋር መኪናን ፣ ኣውቶቡስን 3, ብዛዕባ ክንፈልጦ ዝግብኣና መሰላትን፣ ክንትቀመሎም ዘለና ዕድላ...
Aktuelt flerspråklig, desember 2022
Просмотров 655Год назад
1. Velferdsteknologi/ ተክኖሎጂ ሰብኣዊ ድሕነት 2. Klesindustrien/ ኢንዳስትሪ ክዳውንቲ 3. Årets julehandel/ ናይ ሎሚ ዓመት ዕድጊ ልደት 4. Fotballkamp/ ግጥም ኩዕሶ
Winter in Norway ( Vinter i Norge )
Просмотров 7592 года назад
Wintertime is fun time! Although the days are shorter, you can go skiing or try many other fun outdoor activities. In the Arctic, whale safaris and northern lights adventures await. “The Viking season” gives you an opportunity to experience the fjords without the crowds.
ከካፍለኩም (7) ግለም ከባብ ዲያ ? ኣሪስቶቴለስ, ኒኮላዉስ ኮፐርኒኩስ, ጋሊልዮ ጋሊሊ
Просмотров 6532 года назад
ከካፍለኩም (7) ግለም ከባብ ዲያ ? ኣሪስቶቴለስ, ኒኮላዉስ ኮፐርኒኩስ, ጋሊልዮ ጋሊሊ
Prisutviklingen bekymrer Forbrukerrådet
Просмотров 5842 года назад
Prisutviklingen bekymrer Forbrukerrådet
ተፈጥራዊ ጽባቐ ሃገረ ኖርዋይ (Amazing Nature in Norway)
Просмотров 8852 года назад
ተፈጥራዊ ጽባቐ ሃገረ ኖርዋይ (Amazing Nature in Norway)
ግድን ክንፈልጦ ዘለና አሰራርሓ ዕደና ኤለክትሪክ አብ ሃገረ ኖርዋይ
Просмотров 7392 года назад
ግድን ክንፈልጦ ዘለና አሰራርሓ ዕደና ኤለክትሪክ አብ ሃገረ ኖርዋይ
ዝሕጉስ ብስራት ንኩሎም ኤርትራውያን ተቀማጦ ኖርዋይ ( REA SEA ENERGY )
Просмотров 2,3 тыс.2 года назад
ዝሕጉስ ብስራት ንኩሎም ኤርትራውያን ተቀማጦ ኖርዋይ ( REA SEA ENERGY )
Gele aynet znead
Tusen takk, det var veldig bra forklaring.
Kan du lagde kalkulator for buss, hvordan skal vi beregninger takk
God jobb bro
🙏🙏🙏💒💒💒✝️✝️✝️❤️❤️❤️
❤❤❤❤
ቤትመቅደስ እዩ ዝብሃል ምንደቅ ታይ እዩ
perfect statment
መጽናዕቲ ዘይተገብሮ መደብ
ናይ መን ሃገር እዩ❤❤❤
Link abey ala
ኣታ ብሮየ ጠፊኻና እኮ ምዚ ኩሉ ድምጽኻ በጃኻ ምጻና
ቤትና ኣብ ሓወይ በጃኻ እባ ናይ ዓበይቲ መካይን ቲዮሪ ገለ በለልና ብፍላይ ማትስ
btami xbuq tmhrti
xbuq tmhrti takk
hasisu alo eti xhfet mraay sinaya
Tusen takk bror for forklare men, jeg har eksamen i morgen. jeg har litt nervøs, fordi jeg er ikke så flink språket. መሩቁኒ እባ ቡሩኽ ማልቲ ክገብረለይ🎉🎉🎉🎉
btami xbuq tmhrti
btami xbuq
Tusen takk
Tusen takk for at du hjelpe oss på enkl mâte. Hvordan kan jeg få alle din voidoer.
Hei, brør, Hvordan går det? Jeg vil spør deg. Jeg har en spørmål. Jeg har ikke jobn. Hvordan kan du låne penger fra banken, uten jobb? kan jeg det?
Tanks my braser
❤❤❤❤
selam neakha betna App vær så snil klasse C eba hizkala msae bflay eti calkuleshn
Hi, bror, Hvordan går det?Hvordan kan det bestille time hos politiet?
Tusen hjertelig takk
Takk
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣😋አብዝለካ ተባእቲይ ሐሶት ተጉግ ፎእፎእፎእ እምርካ ትሕጸር
Temelesena❤❤❤❤❤❤
kan du lage en Video på amriske
Wawww ane hadashe endiye ab norwey ezi memhr gn knefe. Entay koynu hiji gn gedifwo.
Hello Kan du være så snill å lære meg hvordan jeg søker om et rosa norsk ID-kort?
Tusen takk ❤
ካብ ኖርወይ ናብ ካናዳ እንታይ ኣሎ ክትኸዱ ያ በጃኹም ኖርወይ ጹቡቕ ዓዲ እዩ
Selam ezi hawey btami tsbuq srah👍 Eti music ghin kthit alewo bflay ktghlix kolleka. 👍
Nay Yrkessjåfør aleka do?
Betami xibuk serah
Waw, du har fantastisk læringsmetoder
Btime xabuk kaxlo zahway
Takk zhawey
ኣብ ዓለምና ክንደይ ሃይማኖታት አለው ክፈልጦ ስለ ዝደለኩ እዩ መልሰለይ ❤
እቲ ሕቶታት ሲኢነዮ በጃክም ኣበይ ክረክቦ ሃግዙኒ
www.trafikktesten.no/teoriprove/default.asp?action=start
Kbret yhabka zhawey takk
Takk❤❤❤
Tustakk veldig bar
Kemey Amelak yberka btami nxur thank you so much ❤❤
Var så snill bro kan du lager buss beregning for pasjer og bagasjer hvorden jeg regne ut? Jeg hopper du har klar i dag kveld. Jeg skal ta teoriprøve neste uke.
👍
መጣቘሲ
THANKS BROTHER