- Видео 12
- Просмотров 181 341
Debre Selam Qdus Mikael (ደብረ ሰላም ቅዱስ ሚካኤል ዓዲ-ቐይሕ)
Добавлен 20 сен 2022
በስም ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሓዱ አምላኽ!!!
እዚ መንፈሳዊ ቻነል እዚ ወግዓዊ ቻነል ናይ ማሕበር ትምህርቲ ሰንበት ደብረ ሰላም ቅዱስ ሚካኤል ዓዲ- ቐይሕ እዩ።ዝተፈላለዪ መንፈሳዊ ትሕዝቶታት፡ ሓደስቲ መዛሙር፡ስብከታትን፡ ከምኡ'ውን ስነጽሑፋት ዘቅርብ፡ ዝተፈላለየ መደባት ዝሓዘ እዩ። ስለዚ ኩሉኩም ኣሕዋትናን ኣሓትናን ናይዚ መንፈሳዊ ቻነል ትሕዝቶታት ንምክትታል subscribe comment and like ክትገብሩን ዘለኩም ሓሳባትን ርእይቶታትን ክትህቡናን ድማ ንላቦ።
ስብሃት ለእግዚአብሔር
ወለወላዲቱ ድንግል
ወለመስቀሉ ክቡር
እዚ መንፈሳዊ ቻነል እዚ ወግዓዊ ቻነል ናይ ማሕበር ትምህርቲ ሰንበት ደብረ ሰላም ቅዱስ ሚካኤል ዓዲ- ቐይሕ እዩ።ዝተፈላለዪ መንፈሳዊ ትሕዝቶታት፡ ሓደስቲ መዛሙር፡ስብከታትን፡ ከምኡ'ውን ስነጽሑፋት ዘቅርብ፡ ዝተፈላለየ መደባት ዝሓዘ እዩ። ስለዚ ኩሉኩም ኣሕዋትናን ኣሓትናን ናይዚ መንፈሳዊ ቻነል ትሕዝቶታት ንምክትታል subscribe comment and like ክትገብሩን ዘለኩም ሓሳባትን ርእይቶታትን ክትህቡናን ድማ ንላቦ።
ስብሃት ለእግዚአብሔር
ወለወላዲቱ ድንግል
ወለመስቀሉ ክቡር
ማርያም ትምክህተ ዘመድነ | ኣብ መድረኽ ዝተዘመረ መዝሙር #debreselam #new #mezmur #live
ብማሕበር ቤ.ት.ሰ.ደ.መ. ቅዱስ ሚካኤል ዓዲ-ቐይሕ ዝዳሎ ዘሎ ሓደሽቲ መዛሙርን መንፈሳዊ ትሕዝቶን ንምክትታል ናይዚ መንፈሳዊ ቻነል ስድራቤት ክትኮኑን #subscribe , #like , #share #comment ክትገብሩን ዘለኩም ሓሳባትን ርእይቶን ክትህቡ ብትሕትና ንላቦ።
.
.
.
.
.
.
.
.
#ወለደት
#newmezmur2021
#newmezmurorthodox
#newmezmurorthodoxeritrea
#newmezmurorthodoxethiopia
#newtigrignamezmur
#orthodoxmezmur
#orthodoxtewahdomezmur
#eritreanmezmur
#tigrignamezmur
#amharicmezmur
#tigrignamezmurorthodox
#tigrignamezmurtewahdo
#eritreanorthodoxmezmur
#tewahdomezmur
#newEritreanOrthodoxTewahdomezmur
#newEritreanOrthodoxTewahdotigrignamezmur
#newOrthodoxtewahdomezmur
#ethiopianorthodoxmezmur
#ethiopianorthodoxsibket
#mezmurorthodoxeritrean
#mezmurorthodoxethiopian
#eritreanorthodoxmezmurendagabr
#mezmurorthodoxerit...
.
.
.
.
.
.
.
.
#ወለደት
#newmezmur2021
#newmezmurorthodox
#newmezmurorthodoxeritrea
#newmezmurorthodoxethiopia
#newtigrignamezmur
#orthodoxmezmur
#orthodoxtewahdomezmur
#eritreanmezmur
#tigrignamezmur
#amharicmezmur
#tigrignamezmurorthodox
#tigrignamezmurtewahdo
#eritreanorthodoxmezmur
#tewahdomezmur
#newEritreanOrthodoxTewahdomezmur
#newEritreanOrthodoxTewahdotigrignamezmur
#newOrthodoxtewahdomezmur
#ethiopianorthodoxmezmur
#ethiopianorthodoxsibket
#mezmurorthodoxeritrean
#mezmurorthodoxethiopian
#eritreanorthodoxmezmurendagabr
#mezmurorthodoxerit...
Просмотров: 2 756
Видео
ወለደት | WELEDET New Eritrean Orthodox Wedding Mezmur | ናይ መርዓ መዝሙር
Просмотров 2,5 тыс.6 месяцев назад
ሰላም ንዓኹም ክቡራት ኣሕዋት፡ ብማሕበር ቤ.ት.ሰ.ደ.መ. ቅዱስ ሚካኤል ዓዲ-ቐይሕ ዝዳሎ ዘሎ ሓደሽቲ መዛሙርን መንፈሳዊ ትሕዝቶን ንምክትታል ናይዚ መንፈሳዊ ቻነል ስድራቤት ክትኮኑን #subscribe , #like , #share #comment ክትገብሩን ዘለኩም ሓሳባትን ርእይቶን ክትህቡ ብትሕትና ንላቦ። . . . . . . . . #ወለደት #newmezmur2021 #newmezmurorthodox #newmezmurorthodoxeritrea #newmezmurorthodoxethiopia #newtigrignamezmur #orthodoxmezmur #orthodoxtewahdomezmur #eritreanmezmur #tigrignamezmur #amha...
ሳላ ጻዕርና | Sala Xaerna | New Eritrean Orthodox Graduation Mezmur
Просмотров 3,7 тыс.7 месяцев назад
ሰላም ንዓኹም ክቡራት ኣሕዋት፡ ብማሕበር ቤ.ት.ሰ.ደ.መ. ቅዱስ ሚካኤል ዓዲ-ቐይሕ ዝዳሎ ዘሎ ሓደሽቲ መዛሙርን መንፈሳዊ ትሕዝቶን ንምክትታል ናይዚ መንፈሳዊ ቻነል ስድራቤት ክትኮኑን #subscribe , #like , #share #comment ክትገብሩን ዘለኩም ሓሳባትን ርእይቶን ክትህቡ ብትሕትና ንላቦ። . . . . . . . . #ሳላ ጻዕር #Erefty selam hiwetey #newmezmur2021 #newmezmurorthodox #newmezmurorthodoxeritrea #newmezmurorthodoxethiopia #newtigrignamezmur #orthodoxmezmur #orthodoxtewahdomezmur #eritreanmezm...
ዝኸበረ መልኣኽ | Zkebere Meleak | New Eritrean Orthodox Mezmur
Просмотров 5 тыс.7 месяцев назад
ሰላም ንዓኹም ክቡራት ኣሕዋት፡ ብማሕበር ቤ.ት.ሰ.ደ.መ. ቅዱስ ሚካኤል ዓዲ-ቐይሕ ዝዳሎ ዘሎ ሓደሽቲ መዛሙርን መንፈሳዊ ትሕዝቶን ንምክትታል ናይዚ መንፈሳዊ ቻነል ስድራቤት ክትኮኑን #subscribe , #like , #share #comment ክትገብሩን ዘለኩም ሓሳባትን ርእይቶን ክትህቡ ብትሕትና ንላቦ። . . . . . . . . #zkebere Meleak #newmezmur202 #newmezmurorthodox #newmezmurorthodoxeritrea #newmezmurorthodoxethiopia #newtigrignamezmur #orthodoxmezmur #orthodoxtewahdomezmur #eritreanmezmur #tigrignamez...
ቀዳማይ ኣልቡም መዝሙር ማ.ት.ሰ.ደ.ሰ ቅዱስ ሚካኤል ዓዲ ቀይሕ | First Album Mezmur by Debre Selam St. Michael Adi Keih
Просмотров 1,3 тыс.10 месяцев назад
ሰላም ንዓኹም ክቡራት ኣሕዋት፡ እዛ ቪድዮ ንኹለን እተን ብማሕበር ቤ.ት.ሰ.ደ.መ. ቅዱስ ሚካኤል ዓዲ-ቐይሕ ዝተዳለወ ቀዳማይ ኣልቡም መዝሙር ዝሓዘት እያ። ንኹሉ ዝዳሎ ዘሎ ሓደሽቲ መዛሙርን መንፈሳዊ ትሕዝቶን ንምክትታል ናይዚ መንፈሳዊ ቻነል ስድራቤት ክትኮኑን #subscribe , #like , #share #comment ክትገብሩን ዘለኩም ሓሳባትን ርእይቶን ክትህቡ ብትሕትና ንላቦ። . . . . . . . . #debreselammezmur #newmezmur2021 #newmezmurorthodox #newmezmurorthodoxeritrea #newmezmurorthodoxethiopia #newtigrignamezmur #orthodoxmezmu...
ዕረፍቲ ሰላም ሕይወተይ | Erefty Selam Hiwetey | New Eritrean Orthodox Mezmur
Просмотров 4,9 тыс.11 месяцев назад
ሰላም ንዓኹም ክቡራት ኣሕዋት፡ ብማሕበር ቤ.ት.ሰ.ደ.መ. ቅዱስ ሚካኤል ዓዲ-ቐይሕ ዝዳሎ ዘሎ ሓደሽቲ መዛሙርን መንፈሳዊ ትሕዝቶን ንምክትታል ናይዚ መንፈሳዊ ቻነል ስድራቤት ክትኮኑን #subscribe , #like , #share #comment ክትገብሩን ዘለኩም ሓሳባትን ርእይቶን ክትህቡ ብትሕትና ንላቦ። . . . . . . . . #ዕረፍቲ ሰላም ሂወተይ #Erefty selam hiwetey #newmezmur2021 #newmezmurorthodox #newmezmurorthodoxeritrea #newmezmurorthodoxethiopia #newtigrignamezmur #orthodoxmezmur #orthodoxtewahdomezmur #eritr...
መዓዛ ሕይወትና | Meaza Hywetna New Eritrean Orthodox Mezmur
Просмотров 1,6 тыс.Год назад
ሰላም ንዓኹም ክቡራት ኣሕዋት፡ ብማሕበር ቤ.ት.ሰ.ደ.መ. ቅዱስ ሚካኤል ዓዲ-ቐይሕ ዝዳሎ ዘሎ ሓደሽቲ መዛሙርን መንፈሳዊ ትሕዝቶን ንምክትታል ናይዚ መንፈሳዊ ቻነል ስድራቤት ክትኮኑን #subscribe , #like , #share #comment ክትገብሩን ዘለኩም ሓሳባትን ርእይቶን ክትህቡ ብትሕትና ንላቦ። . . . . . . . . #መዓዛ_ሕይወትና #newmezmur2021 #newmezmurorthodox #newmezmurorthodoxeritrea #newmezmurorthodoxethiopia #newtigrignamezmur #orthodoxmezmur #orthodoxtewahdomezmur #eritreanmezmur #tigrignamezmur ...
ክብረይ'ያ ድንግል / Kbreya Dngl / New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur 2023
Просмотров 11 тыс.Год назад
ክብረይ'ያ ድንግል / Kbreya Dngl / New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur 2023
ENTAY KKEFLO'YE New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur || እንታይ ክኸፍሎ'የ ሓዳሽ ናይ ኤርትራ ተዋህዶ መዝሙር
Просмотров 9 тыс.Год назад
ሰላም ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ክቡራት ኣሕዋት፣ እዛ መዝሙር ብማሕበር ደብረ ሰላም ቅዱስ ሚካኤል ዓዲ-ቐይሕ ዝተዳለወት እያ። ቡሩኽ ቅንያት ዝኽሪ ሕማማት ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ይግበረልና እናበልና ነዛ መዝሙር ሰሚዕኩም ክትባረኽ ንዕድመኩም። Subscribe Share Like ብምግባር ድማ ክትድግፉና ንላቦ።
Natey Melaak New Eritrean Tewahdo Mezmur || ናተይ መልኣኽ ሓዳስ መዝሙር ብማሕበር ቤ/ት/ሰ/ደ/ሰ/ ቅዱስ ሚካኤል ዓዲ-ቐይሕ
Просмотров 13 тыс.Год назад
ሰላም ክቡራት ኣሕዋት ኣብዚ ቻነል ዝዝርጋሕ መዛሙር ብማሕበር ደብረ ሰላም ቅዱስ ሚካኤል ዓዲ-ቐይሕ ዝዳለው እዩ። ነዛ ሓዳሽ መዝሙር ሰሚዕኩም ተባረኹ፡ ናብ ኩሉ ንኽባጻሕ ድማ፥ Subscribe, Like & Share ብምግባር ደገፍኩም ኣይፈለየና።
Egzeo Meharene krstos New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur || እግዚኦ መሃረነ ክርስቶስ ሓዳሽ ናይ ኤርትራ ተዋህዶ መዝሙር
Просмотров 22 тыс.2 года назад
ሰላም እግዚኣብሔር ንዓኹም ይኹን ዝኸበርኩም ሕዝበ ክርስቲያን።ርሑስ ምጅማር ጾመ ነቢያት ይግበረልና።እግዚኣብሔር መዓት ዝቖረሉ ምሕረት ንቕበለሉ መዓልታት ጾም ይግበረልና። Subscribe, Like & Share ብምግባር ደገፍኩም ኣይፈለየና።
Ztsebebo New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur || ዝጸበቦ ሓዳሽ ናይ ኤርትራ ተዋህዶ መዝሙር
Просмотров 106 тыс.2 года назад
ሰላም ክቡራት ኣሕዋት እዛ መዝሙር ብማሕበር ደብረ ሰላም ቅዱስ ሚካኤል ዓዲ-ቐይሕ ዝተዳለወት እያ፡ ነዛ መዝሙር ሰሚዕኩም ተባረኹ። Subscribe, Like & Share ብምግባር ደገፍኩም ኣይፈለየና።
በብሐደ እንተትዝርግሕዎ ጽቡቅ ኔሩ ክቡራት ማሕበር
❤❤❤❤❤mahberey nberlna nzelalem
ዕልልልል ዝማርየ መላኣክቲ የስማዓልና ፉቁራተይ ጸጉኡ የብዛሓልኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዕልልልልልልልልልልልል ዝማረ መልኣኽቲ የስምዓልና🎉❤❤❤❤
Aseyyy Ellllllllll zmare melaekt yesmealna Mahberey ade fqri 🙏🙏🙏🙏🙏✝️✝️✝️ 🎉♥️😘❤️🥰🌹💝😍💗🎉💞♥️♥️♥️♥️
ዝማረ መላኣክት የስማዕና ማርያም ኣደይ ጽላላኪ ኣምብርና❤❤❤❤
Zmari melaekti yesmalna fuqurat ahwatey emebrhan xlala tenbrelkum❤❤❤❤❤❤❤
Elllllllllllllllllll🎉🎉🎉❤
❤❤❤❤❤🙏🙏🏼🙏🏻🙏🏽🙏🙏🏼🙏🏻🙏🏽
❤❤❤
ruclips.net/video/xOOcOsgCMeE/видео.htmlsi=3N_2-cyIQqGq_V2z
ናበይ ኮን ዩ ክሳብ ክንድዚ ተሃዋኽ እግዚአብሔር ይምሓር😢
ጸጋ የብዝሕ ❤😊🎉
Mahberey halalat anlak xegan tenan yebzhalkun baela eta weladit amlak.kea thalkum xbuq mezmur
ማርያመይ ማርይመይ ማርይመይ ዝማራ መላእክቲ የስማኣልና ❤❤❤🎉🎉🎉❤🎉❤🎉🎉❤😢❤🎉🎉❤
Aseyyy elllllllll tmkhte zemedne maryam🙏🥰❤️❤️ zmare melaekt yesmalna kburat ahwateyyy🥰❤️❤️❤️
To fast ple sing slowly
ሰላም ዝሓወይ መዝሙር ዓይነት ኣለዎ ቅልጡፍ ኣሎ ዝሕል ዝበለ ኸኣ ኣሎ እዚ ሕጂ ቅልጡፍ ወረብ ኢዩ😊
❤❤❤❤Zmarie melaekt yesmalna mquratey🥰🙏
ማሕበረይ ብርክቲ፡ዘዝተወልደ ካብዛ ፈታኒት ዓለም ክትምንጥሊ፡ናብ መኣዲ ኣምላክ ክተምጽኢ፡ሓቀኛታት ኣዝማድና ክተላልዪ ንበርልና። *ትምክሕተ ዘመድነ* ዝማረ መላእክት የስመዓልና መዘምራና። “የሩሳሌመየ፣ እንተ ረሲዔክስ፣ የማነይቲ ኢደይ ትረስዓኒ።” - መዝሙር ዳዊት 137፥5
❤
Aseyyyyy Elilllllll Zeebeyetinaa mahber miss you so much ❤❤❤ zeben agelglotkum yibarek❤
Amen Amen Amen zmarie melakti yesmealna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክት ዝተቀበለ ጐይታ ዝማሬኩም ይቀበለልኩም ክቡራት ማሕበረይ ❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤zmarie melaekt yesmalna🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Mahber kudus mikiel fikri ❤❤❤🙏🙏🙏 nafikekum zmare melakti yesmealna
❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና❤
Zmare melaekt yesmealna mahberey ❤🙏
Engziabiher msakum ykum mahber fkri xelitkum ayfeleyena
zmarie melaekt yesmalna Mahberey mahberey❤❤❤❤❤
Ellllllll zmare melaekti yesmealna kburat mahber tenafeqti ftret❤❤❤❤❤❤❤❤
zmare melakt yesmalna🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Zmarie melakt yesmalna❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Mahberey mahber fqri🫶🙏miss u more 🤌🥺
❤ተናፈቕቲ ማሕበር❤ ዝማሬኹም ይቀበል።
Zemari melaekti yesmealna burukat mahberna
ኣሰይይይይይ ደቂ ተዋህዶ ብሩኻት፥ዝማሬኹም ይቀበል ጎይታ❤❤️👏🏽
ተናፈቅቲ ማሕበር🥰❤️🌹 ጽሕፈት ኣብ ታሕቲ እባ ግደፉልና
Elllllllll aseyyy deqi mahberey amlak kidus mikaeli xegakum yebizehayo Elllllllll ellllllll ellllllll
Maryam maryam tmkhte zemedne 🎉❤❤❤❤❤ellll)lllllllllll
Maryam maryam tmkhte zemedne 🎉❤❤❤❤❤ellll)lllllllllll
Ellllllllll🎉🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉🎉❤
Ellllllllllllllllll zmare melaekti yesmalna memhrna mahber fkri amlak xegakum yebzhayo abetu enda zemerkum yenbrkum ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Ellllllllll aseyyyy deqi mahberey nay agolgulet zemenkum ybarkelkum ❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤mahberey mahber fqri ❤❤xegakum yebzh zelalem ab betu yenbrena
❤❤❤ ትምክኅተ ዘመድነ ❤❤❤ ማርያም ማርያም ማርያም ትምክኅተ ዘመድነ (3) ማርያም ፩) ዋልታ ኣዳም ኢኪ ከልካሊት መዓቱ ደባሲት ሓዘኑ ዋሕስ መዕቆቢቱ ንጽህቲ መዕረፊት ናይ ኣልፋ ኦ ሜጓ ዘይትቃጸል ዓውሊዕ ማርያም ደብረሲና ገብርኤል ይቤላ (2) ተፈስሂ ፍስህት ርግቢ ዘገሊላ ፪) ኣብቲ ምድረበዳ ክትበኽዪ ከለኪ ብድኻምን ቁርን ረዳኢ ስኢንኪ ናይ ልብኪ ጋሂ ዝረኣይት ነፍሰይ ምእማኑ ስኢና ድንግል እመ ቤተይ ሰሎሞን ይቤላ (2) ተመየጢ ድንግል ርግቢ ዘገሊላ ፫) ማርያም እምነ ለነዳየ ወርቁ ኢየኃሥሥ እም እስመ ኣንቲ ስንቁ ስእለተ ነዳያን እንተ ትሰምዒ ለኣቂቦትየ ኃይልኪ ኣንስኢ ህርያቆስ ይቤላ (2) ተመየጢ ድንግል ርግቢ ዘገሊላ ቃል ሂወት የስመዓና ማ ደብረ ሰላም ❤❤❤❤❤❤❤❤
Hryaqos ybiela (2) gosa lsanye lelbye qala🙏🙏🙏🙏