Ybrah Mesfun
Ybrah Mesfun
  • Видео 48
  • Просмотров 138 480
ትምህርቲ ምስጢረ ስጋዌ
ምስጢረ ስጋዌ ሓደ ካብተን ሓሙሽተን ዓንዲ እምነትን ዝኾነት ኣገዳሲትን ኣእማደ ምስጢር ኢያ።
ብኣዚዩ ዓሚቚ ዝኾነ ትምህርቲ ኣቦታት ብመምህር ብርሃነ ሓደገ ዝተዳለወ ኢዩ። ብጽሞናን ምስትውዓልን እንተ ተኸታቲልናዮ ብዙሕ ከርበሓና ዝኽእል ትምህርቲ ኢዩ‘ሞ ተኸታተልዎ።
Просмотров: 8

Видео

eritrean orthodox ( ብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ )
Просмотров 16Год назад
eritrean orthodox ( ብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ )
ግጥሚ "ብሕልናይ ክበጽሖም" ብሓው ሃይለ ኣብረሃ
Просмотров 76Год назад
እዛ ግጥሚ: ኣብ መላእ ኤርትራ ዘለዋ እሱርቤታት ዘለዉ ኤርትራውያን እሱራት: ዝወርዶም መከራን ስቓይን: ሞትን መቕተልትን እትገልጽ : ንወለዶ እትኸውን ሰነድ ኢያ። tbis peop is dedcribe the torture of the prisonners in eritrean prisons.
ግጥሚ " ብሕልናይ ክበጽሖም" ብሓው ሃይለ ኣብረሃ
Просмотров 49Год назад
this peom is telling what happens in the prisons in the whole country erirtrea. the torture, the suffer, the killing inocents etc,,, እዛ ግጥሚ ኣብ ምሉእ ኤርትራ ኣብ ዝርከባ ቤት ማሕቡሳት( እሱር-ቤት) ዘጋጥም ግፍዕን ጨፍጫፍን ሞትን ቅትለትን ስቓይን መከራን ኣስፊሓ እትገልጽ ዓባይ ሰነድ ንኹሉ ወሎዶ ኢያ። ሽግርካ ምፍላጥ ማለት ሽግርካ መፍትሒ ምንዳይ ማለት‘ቲ።
ምስሉይነት gere emun
Просмотров 33Год назад
ድራማ ገሬ እሙን ካብተን ዝፈትወን ብዘይ ምቁራጽ ዝከታተልን ቻነላት ሓንቲ ኢያ። ብዙሕ መሃሪ መልእኽትታት ብምምሕልላፍ ከኣ ዓቢ እጃም ተጻዊታ ኢያ። ኣብዚኣ ግና ኣይግድን።
ውድቀት ስድራ ውድቀት ሕብረተሰብ ኢዩ።
Просмотров 11Год назад
እዛ ኣብ ስእሊ እንርእያ ዘለና ምጭውቲ ሓውትና: ነባሪት ፈረንሳይ ኮይና ኤርትራዊት ዝዜግነታ ብበዓል ቤታ ካብ ላዕላይ ደርቢ ተደርብያ ሕይወታ ዝሰኣነት ኢያ። ኤርትራውያን ክሳብ ክንደይ ወዲቕና ከም ዘለና ዘርኢ ህያው ምስሊ ድማ‘ዩ። ሓው ኣብ ሓዉ ሰብኣይ ኣብ በዓልቲ ቤቱ ዘሕዝን ጭካነ።
ተሃድሶ ኤርትራ እዚ‘ዩ።
Просмотров 512 года назад
ብዙሕ ግዜ ብህግደፍ ዝወሃበና ናይ ተሃድሶ ምስልን ስእልን: ንምህናጽን ንምልዋጥን ኣሉታዊ ባህሪ መንእሰይ ኢዩ። እቲ ሓቂ ግና ከምኡ ኣይኮነን ። ትርጉም ተሃድሶ እዚ ቪድዮ ኢዩ።
ስንኩላን ኤርትራን ግፍዖምን
Просмотров 1192 года назад
ኤርትራ ኣይኮነን ዶ ዝኾነ ዜጋስ: እቶም ንስለ ናጽነት ተዋጊኦም ሰንኪሎም ተባሂሉ ዝእመነሎም እኳ ኣሽምባይ ዶ ክኸብሩላን ርእሶም ዘልዕሉን ሃገር ክትከውን: ከም ኣድጊ በቕሊ ኣብ ደምበ ተዓጽዮም ዝሳቐዩላ መራት ሃገር ኢያ። ብሰንኪ እቲ ዝገዝኣ ዘሎ ፋሺሽቲ ኩሉ ጸልማት ኢዩ። እግዚኦ መሓረነ ክርስቶስ! !!
eritrean generals looting in tigray
Просмотров 1683 года назад
እዚ ላዕለዎት መራሕቲ ኣራዊት ኤርትራ ኣብ ትግራይ ዘካየድዎ ጉሕለት [ ስርቂ ] ንብረት ህዝቢ ትግራይ ካብ ቃሎም ብጠለፋ ተጠሊፎን ንዓለም መስሓቒ ዝኾንሉ ኣጋጣሚ ኢዩ።
ዘይርሳዕ ጨፍጫፍ ደርጋውያን
Просмотров 383 года назад
እዚ ሕጂ ብስርዓት ህግደፍ ምስቶም ትማሊ ዘህለቑና ፣ ዝቐተሉና ፣ ዝጨፍጨፉና ፣ ዝረገጹና ፣ ኣሓትና ዝዓመጹ ደርጋውያን ኮይኑ ፣ ኣብ ልዕሊ‘ታ ትማሊ ደቃ በጃ ብምሃብ ምስ`ቲ ውጹዕ ህዝብና ኮይና መከራና ዝተኻፈለት ትግረወይቲ ፣ ኣብ ምቕታል ደቃ ፣ ምብራስን ምርሳይን ንብረታ ፣ እዚ ዘይበሃል ገበን ኲናት ዝፍጽም ዘሎ ፣ ዋጋኡ ዝኸፍለሉ ግዜ ፣ እርይ ስፍር በደሉ ዝጸባጸበሉ ግዜ ክህሉ ኢዩ።
ኣካለ ሱንኩላን ኤርትራን መርሸንቶምን
Просмотров 1463 года назад
ኣብ ኤርትራ ኣይኮነን ዶ ንዝኾነ ሲብል ኮነ ገባር ፣ ነቶም ንናጽነት ሃገር ከተምጽኡ ተባሂሎም ገሌኦም ብወለንታ ገሌኦም ብግፋ ናብ መሳርዕ ሰውራ ተጸንቢሮም ኣካሎም ዝጎደሉ‘ሞ ፣ ንጠሚ ኣሎና ደሞዝ ይግበረልና ኢሎም ኣድማ ስለዝገበሩ ከይተረፈ ዝትብን በላዒ ደቁ ስርዓት ኢዩ ኣብ ሃገርና ዘሎ።
Goytom Berhe ጎይትኦም በርሀ
Просмотров 253 года назад
ፖሎቲካዊ ብዙሕነት ብልጫ ኢዩ። መወዳደርን ንዕብየት ሃገር ሓጋዝን ልዕሊ ምዃኑ ፣ ናይ ዲሞክራስያውነት መረጋገጺ እውን ኢዩ ። ጎይትኦም በርሀ በቲ ዘርኣዮ ኣብ ማእከል ተባላዒ ስርዓት ኣቢይ ብቖራጽነት ኣብ ጎድኒ ህዝቢ ደው ብምባሉ ፣ ማዕረ እቲ ኣብ ግንባር ዝኳሻሕ ሰራዊት ትግራይ ኢዩ።
ሰራዊት ኤርትራ ኣይሰረቐን ዶ በልካ፧eritrean army is looters.
Просмотров 973 года назад
ሰራዊት ኤርትራ ኣይሰረቐን ዶ በልካ፧eritrean army is looters.
«ልቢ`ምበር ዓይኒ ኣይርእይን» ዝብል ብሂል ሓቂ ኢዩ
Просмотров 1493 года назад
ኣደ ምዃና ጥራይ ዘይኮነስ; ዓይነ ስውርቲ ከኣ። እዛ ኣደ ኣብ ትግራይ ዓድዋ ተወላዲት ኮይና: ዓይነ ስውርቲ ግን ከኣ ነቲ ይርኢ ኢየ ዝብል እሞ እናረኣየ ዝጸልመቶ ብግብሪ እትምህር መስተንክራዊት ኣደ ኢያ። በቃ ትሕበነላ ትኾርዓላ ። እግዚኣቢሔር ብሩህ ኣእምሮ ሂብዋ ክብሪ ንስሙ ይኹን።
the voice of president tigray
Просмотров 1133 года назад
the voice of president tigray
Eritrean army killed innocent people in aksum
Просмотров 883 года назад
Eritrean army killed innocent people in aksum
No right in eritrea
Просмотров 343 года назад
No right in eritrea
killing eritrean by his own army
Просмотров 663 года назад
killing eritrean by his own army
ግጥሚ poetry
Просмотров 464 года назад
ግጥሚ poetry
Remove sticker
Просмотров 895 лет назад
Remove sticker
በደል ሲኖዶስ ኤርትራ
Просмотров 2305 лет назад
በደል ሲኖዶስ ኤርትራ
ግደፍ ተዳነ (ግጥሚ) ብቀሺ ማሪቆስ ደባስ
Просмотров 1265 лет назад
ግደፍ ተዳነ (ግጥሚ) ብቀሺ ማሪቆስ ደባስ
ጉዳይ ኣቦና ኣንጦንዮስ ጉዳይ ቤት ክርስትያን ኢዩ
Просмотров 1756 лет назад
ጉዳይ ኣቦና ኣንጦንዮስ ጉዳይ ቤት ክርስትያን ኢዩ
ናብ ቤት ወይኒ ኣእቲኻኒ
Просмотров 5417 лет назад
ናብ ቤት ወይኒ ኣእቲኻኒ
ኤልያስ ኣብ`ዚ እንታይ ትገብር ኣለኻ
Просмотров 5037 лет назад
ኤልያስ ኣብ`ዚ እንታይ ትገብር ኣለኻ
God‘s existence
Просмотров 1367 лет назад
God‘s existence
እምነትን ሃይማኖትን ትርጉሙ
Просмотров 3227 лет назад
እምነትን ሃይማኖትን ትርጉሙ
Logo sarda Eritrea
Просмотров 8 тыс.7 лет назад
Logo sarda Eritrea
ዛንታ እምቤተይ ሳህሉ ሓቀኛ ዛንታ
Просмотров 1997 лет назад
ዛንታ እምቤተይ ሳህሉ ሓቀኛ ዛንታ
ሕልና(1)
Просмотров 987 лет назад
ሕልና(1)